ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዓለም ለኸ ፈተናታት ኣብ ምብዳህ ንኹለ መዳይ ትካላት ፃውዒት ኣቕሪቦም Desta Sep 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዓለም ለኸ ፈተናታት ኣብ ምብዳህ ንኹለ መዳይ ትካላት ፃውዒት ኣቕሪቦም። እተን ትካላት ዓለም ዘለትሉ ኩነታት አንተዘይገሊፀን እቶም ፀገማት ብብቕዓት ምፍታሕ ኣይከኣልን ኢሎም።…
ስፓርት ኣርሰናል ድሕሪ 6 ዓመት ፈላማይ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ሎሚ ምሸት ክገብር ኢዩ Desta Sep 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርሰናል ድሕሪ 6 ዓመት ፈላማይ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 ምስ ፒኤስ ቪ ኢንድሆቭ ክገብር ኢዩ። ኣርሴናል ኣብ 2017 ዓ.ም.ፈ ኣብ ዘካየዶ ናይ መወዳእታ ፀወትኡ ብባየርሙኒክ ብምስዓሩ ካብቲ ምድብ ምስንባቱ ይዝከር።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሶማሊያ ሮብ ድሬ እንትንቀሳቐስ ዝነበረ ጉጅለ ኣልሸባብ ተደምሲሱ Desta Sep 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሊያ ሮብ ድሬ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መጥቃዕቲ ንምፍፃም እንትንቀሳቐስ ዝነበረ ጉጅለ ኣልሸባብ ተደምሲሱ። እቲ ጉጅለ 3 ፈንጂ ዝፀዓና ተሽከርከርቲ፣ 12 ፈንጂ ዝተዓጠቑ ዕጡቓትን ልዕሊ 450 ኣለዉኒ ዝብሎም ኣባላቱን ንጥፍኣት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ፑቲን ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ኣብ ቻይና ዑደት ከካይዱ ኢዮም Desta Sep 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቪላድሚር ፑቲን ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ኣብ ቻይና ዑደት ከካይዱ ኢዮም። ፀሓፊ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ፀፅታ ሩሲያ ኒኮላይ ፓትሩሼቭ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ኣብ ቤጂንግ ከምዝዛተዩ ሓቢሮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 125 ኢትዮጵያውያን ፍልሰተኛታት ካብ ጂቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም Desta Sep 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)125 ኢትዮጵያውያን ፍልሰተኛታት ካብ ጂቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም። እቶም ፍልሰተኛታት ኣብ ጅቡቲ ዘሎ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ብምትሕብባር ኢዩ መሊሱዎም። ፅባሕ ተወሰኽቲ 95 ፍልሰተኛታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቀጠናዊ ምትሕብባርን ተለዋዋጢ ጉዳያት ድሕንነትን ቀይሕ ባሕሪ ዝጠመተ ጉባኤ ክካየድ ኢዩ Desta Sep 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀጠናዊ ምትሕብባርን ተለዋዋጢ ጉዳያት ድሕንነትን ቀይሕ ባሕሪ ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዝጠመተ ጉባኤ ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ። እቲ ጉባኤ ብምትሕብባር ኢንስቲትዩት ጉዳያት ወፃኢን ዋር ኮሌጅ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ዝተሰናድአ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውሕመ ፍትሓዊ ውክልና ንክህሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም Desta Sep 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ፍትሓዊ ውክልና ንክህሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ኒውዮርክ ምስ ዝካየድ ዘሎ መበል 78 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዓበይቲ ሃገራት ዝግበር ፋይናንስ ልምዓት እኹልን ፍትሓዊን ኣይኮነን-ኣይተ ደመቀ መኮነን Desta Sep 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዓበይቲ ሃገራት ዝግበር ፋይናንስ ልምዓት እኹልን ፍትሓዊን ኣይኮነን ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጉባኤ ኣፈፃፅማ ዘላቒ ሸቶታት ልምዓት መደረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መስቀል ብዘይፀገም ፀፅታ ንምኽባር ዘኽእል ምድላው ተዛዚሙ-ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ Desta Sep 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መስቀል ብዘይፀገም ፀፅታ ንምኽባር ዘኽእል ምድላው ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ኣከባብራ እቲ በዓል ጠመተ ብምግባር፥ ኣባላት እቲ ግብረ ሓይሊን መራሕቲ ሃይማኖትን መድረኽ ዘተ ኣሳሊጦም። ምክትል ኮሚሽነር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋውንዴሽን ፎር ሩራል ደቨሎፕመንት ቻይና ን3 ሽሕ ተምሃሮ 4 ነጥቢ 5 ሚልየን ብር ዋግኦም ናውቲ ትምህርቲ ሓጊዙ Desta Sep 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)“ቻይና ፋውንዴሽን ፎር ሩራል ደቨሎፕመንት” ዝተብሃለ ዓለምለኻዊ ትካል ገባሪ ሰናይ ኣብ ከተማ መቐለ ንዝርከቡ 3 ሽሕ ተምሃሮ 4 ነጥቢ 5 ሚልየን ብር ዋግኦም ናውቲ ትምህርቲ ሓጊዙ። ኣተሓባባሪ እቲ ፋውንዴሽን ኣይተ ዳንኤል ወርቁ፥ እቲ ሓገዝ…