ቢዝነስ ኣብ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት ልዕሊ 109 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ Desta Nov 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2016 ዓ.ም ልዕሊ 109 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ኣፈፃፅማ መደባት ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2016 ዓ.ም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ተገምጊሙ። ሚኒስትር እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዳግመ ህንፀት ትግራይ ንምሕጋዝ ትኹረት ተዋሂቡ ይሰርሕ ኣሎ-መንግስቲ ኣየርላንድ Desta Nov 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣምባሳደር ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ኒኮላ በርነን ዘቲዮም። ኣይተ ጌታቸው ኣብቲ ዘተ፥ ህዝቢ ትግራይ ካብቲ ሐዚ ዘለዎ ፀገም ንክወፅእ፣ ናብ ሰላምን ልምዓትን ንክምለስን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሉእላውነት ኢትዮጵያ ናይ ምሕላው ልኡኹ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ- ሜ/ጄ ተሾመ ገመቹ Desta Nov 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሉእላውነት ኢትዮጵያ ናይ ምሕላው ልኡኹ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ርክብ ወፃኢን ወተሃደራዊ ምትሕብባርን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሜ/ጄ ተሾመ ገመቹ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ንጎረባብቲ ሃገራትን ቀጣናዊ ሰላምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 96 ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Desta Nov 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ናይ መንበሪ ፍቓድ ዘይነበሮም 96 ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ቀፃሊ እውን 89 ዜጋታት ናብ ሃገሮም ዝምለስሉ መርሃ ግብሪ በረራ ፅባሕ ከምዝሳለጥ ኣብ ቤይሩት ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄነራል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ኣብ ድርድር ሰላም ዩክሬን ተስፋ ኣይትቆርፅን – ፕሬዚዳንት ፑቲን Desta Nov 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ድርድር ሰላም ዩክሬን ተስፋ ኣይትቆርፅን ክብሉ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኣኼባ ሃገራት ጉጅለ 20 ብቪዲዮ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሩሲያ ምስ ዩክሬን ዝተገበሩ ድርድራት ሰላም እንትትቅበል ዩክሬን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ምስረታ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ Desta Nov 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ምስረታ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተፈላለዩ ርእሳነ ምምሕዳራት፣ ሚኒስትራት፣ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራትን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ስፓርት ሃድያ ሆሳእና ተዓዋቲት ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኮይና Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ሃድያ ሆሳእና ንጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ብመፍለዪ ፍፁም ቅላዕ ብምስዓር ተዓዋቲት መበል 17 ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኮይና። ሃድያ ሆሳእናን ኢትዮጵያ ቡናን ዘራኸበ ፀወታ ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ÷ ኣብ ስሩዕ ሰዓት 2 ማዕረ ዝተዛዘመ እንትኸውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈላላያት ዲጂታል ንምፅባብ እናተሳለጠ ዝርከብ ስራሕ ዝበረታታዕ ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈላላያት ዲጂታል ኢትዮጵያ ንምፅባብ እናተሳለጠ ዝርከብ ስራሕ ዝበረታታዕ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ፍሉይ ኮሚቴ ቴክኒክ ኮሙኒኬሽንን ኣይ ሲ ቲን 5ይ ስሩዕ ኣኼባ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ጉዳያት መፅናዕቲ ወፃኢ ቤጂንግ ኣብዚ ዓመት ብቋንቋ ኣምሓርኛ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ከመርቕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጉዳያት መፅናዕቲ ወፃኢ ቤጂንግ ንርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኢትዮ-ቻይና ብዝበለፀ ንኽጉልብት ኣብ መፅናዕቲ ትምህርቲ ቋንቋታት እናሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ኣባላት ዳይሬክቶሬት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሬኢ ምስ ፕሬዚዳንት እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ምስ 21 ኩባንያታት ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉዎ ጉዳያት መኺሩ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ካብ ውልቀ ማሕበር ኩባኒያታት ፈረንሳይ ምስ ዝተወከሉ 21 ኩባንያታት ዝተውፃእፅኡ 30 ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዩ። ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ርክብ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ናብ ዝለዓለ ንምዝጋር…