Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ተዛሪብካ ምትግባር፣ ቃል ኣቲኻ ምፍፃም!

ናይዚ ዓመት ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ ታራ ለውጢ መቑፀሪ መዓልቲ ጥራይ ኣይኮነን። ሃገርና ሓዱሽ ገፅ ገንፂላ ሓዱሽ ታሪኽ ፅሒፋ፤ መሪፃ፣ ተዛቲያ፣ ስዒራ፣ ከምኡውን ተሓዲሳ እያ። ፈተናታት ናብ ልዑል ዕድል ተቐይሮም እዮም። ብፅንዓትን ትሕት ኢሎም ብዝሰርሑ ደቃ ብዝገበሩዎ ፃዕሪ ናይ ዘመናት ዕንክሊል…

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኣህጉራዊ ናፃ ዞባ ንግዲ ኣፍሪካ ጋህዲ ንምግባር መሰረተ ኢነርጂ እዩ – መፅሄት ታይም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)መፅሄት ታይም ኣብ ዝፀሓፎ ሰፊሕ ትንታነ ናፃ ዞባ ንግዲ ኣፍሪካ ልእኽቶኡ ንምዕዋት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ከም መሰረታዊ ማእኸል ኢነርጂ ብምዃን ልዑል ኣበርክቶ ከም ዝህልዎ ኣመልኪቱ። እቲ ኣህጉራዊ ናፃ ዞባ ንግዲ ልዕሊ ሓደ ቢልዮን ዝኾነ…

ኢትዮጵያን ኢራንን – ን75 ዓመታት ዝተሳገረ ርክብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ወነንቲ ጥንታዊ ስልጣነን ባህሊን ዝኾና ኢትዮጵያን ኢራንን ዲፕሎማስያዊ ርክበን ካብ ዝጅምራ ልዕሊ 75 ዓመታት ተቖሩ ኣሎ። ወናኒት ስልጣነ ኣኽሱም ዝኾነት ኢትዮጵያን ማእኸል ስልጣነ ፐርሺያ ዝኾነት ኢራንን ብፍላይ ኣብ ዓውድታት ንግዲን ኢኮኖሚን…

ብሪክስ ኣብ ጉዳይ ኣሜሪካን ኢራንን፣ እስራኤልን ፍልስጤምን እንታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)መራሕቲ ኣባል ሃገራት ብሪክስ፣ ኣብ ህንዲ ንኽልተ መዓልታት ዘካየድዎ ጉባኤ ምዝዛሙ ስዒቡ ኣብ እዋናዊ ዓለም ለኸ ጉዳያት ሓባራዊ መግለፂ ሂቦም። እቶም መራሕቲ ኣብ መግለፂኦም፤ ኣብዚ ሕዚ እዋን ሓደ ሓደ ሃገራት ዘካይደኦ ዘለዋ ናይ ንግዲ…

ግድብ ህዳሰ ቀረብ ሓይሊ ብዕፅፊ ብምዕባይ ዞባዊ ምትእስሳር ኢኮኖሚን ሓይሊን እናጠናኸረ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ቀረብ ሓይሊ ብዕፅፊ ብምዕባይ ዞባዊ ምትእስሳር ኢኮኖሚን ሓይሊን እናጠናኸረ ይርከብ ኢሎም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኢንጂነር ኣሸብር ባልቻ። እቶም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ከም ዝገለፁዎ፤ ግድብ ህዳሰ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ካዛኪስታን ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ካዛኪስታን ቃሲም ጆማርት ቶካዬቭ ተዛትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ከምዝበልዎ ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ጉባኤ ብሪክስ ምስ ፕሬዚዳንት ካዛኪስታን ቃሲም ጆማርት ቶካዬቭ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ፑቲን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሩሲያ ዘሎ ስትራቴጂካዊ ምሕዝነት ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ብምድሃብ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ…

ብቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ዝተመጎሰ እጃም ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብመሪሕነት መንግስቲ መደመር ዝጀመረቶ ጉዕዞ ብራኸ ዲፕሎማሲ ካብ ማእኸልነት ዲፕሎማሲ ዞባን ኣህጉርን ሓሊፉ ዓለም ለኸ ፅዕንቶኣን ተሰማዕነታን እናጉለሀት ትቕፅል ኣላ። ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ፤ ኢትዮጵያ ኣባል ብሪክስ…

መበል 18 ጉባኤ መራሕቲ ብሪክስ ኣብ ህንዲ ኒው ዴልሂ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 18 ጉባኤ መራሕቲ ብሪክስ ኣብ ህንዲ ኒው ዴልሂ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ፤ መራሕቲ ኣባልም መሓዙትን ሃገራት ብሪክስ፣ ከምኡ እውን ላዕለዎት ሓለፍቲ ዓለም ለኸ ትካላት ይሳተፉ ኣለዉ። ኣባል ሃር ብሪክስ ዝኾነት ኢትዮጵያ እውን…

ህንዲን ኢትዮጵያን ነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ምሕዝነተን ናብ ሓደሽቲ ዘፈራት ምትሕብባር የሰጋግራ ኣለዋ – ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ህንዲን ኢትዮጵያን ነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ምሕዝነተን ናብ ሓደሽቲ ዘፈራት ምትሕብባር የሰጋግራ ኣለዋ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ። ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣቀባብላ…