Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ናይ ለውጢ ንፋስን ጉዕዞ ናፅነት ህዝቢ ትግራይን

ህዝቢ ክልል ትግራይ መትሐጃ ፖለቲካ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኮይንና ኣይንተርፍን ይብል ኣሎ። እቲ ህዝቢ ነዊሕ ታሪኽ፣ ጥንኩ ባህሊን ንሓድነት ኢትዮጵያ ልዑል መስዋእትነት ዝኸፈለን ኩሩዕ ህዝቢ እዩ። ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ንልዕሊ 50 ዓመት፣ ናብ ጫካ ካብ ዝኣቱ እዋን ጀሚሩ ብሽም ህዝቢ…

ስርዓት ጥዕና ኣፍሪካ ብናይ ባዕልና ዓቕሚ ፋይናንስ ኣብ እንሃንፀሉ ታሪኻዊ እዋን ንርከብ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ስርዓት ጥዕና ኣፍሪካ ብናይ ባዕልና ዓቕሚ ፋይናንስ ኣብ እንሃንፀሉ ታሪኻዊ እዋን ንርከብ ኢሎም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፤ ኣብ ጋና ከተማ ኣክራ ኣብ…

ፓርቲ ብልፅግና ናብራ ህዝቢ ንምምሕያሽ ዝጀመሮም ጭቡታት ለውጥታት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ እዮም – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ብዝተዋደደ ስራሕ መንግስቲን ፓርቲን ፈጠራ ዕድል ስራሕ ንምስፋሕ፣ ዕዳጋ ንምርግጋእን ምኽባር ናብራ ንምካይን ዝጀመሮም ጭቡጣት ስራሕቲ ብዝበለፀ ተጠናኺሮም ክቕፅሉ እዮም ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንትን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈትን ፓርቲ ብልፅግና…

ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ክልል ትግራይ ንምንባር ዘየሕእል ስርዓት ኣልቦነት ፈጢሩ ኣሎ – ኣቶ ሃፍቱ ኪሮስ

ኣዲስ ኣበባ፣ ሓምለ 15፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ስምረት ኣቶ ሃፍቱ ኪሮስ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ክልል ትግራይ ንምንባር ዘየሕእል ስርዓት ኣልቦነት ፈጢሩ ኣሎ ኢሎም። ኣቶ ሃፍቱ ከም ዝበሉዎ፤ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ንመናእሰይ እቲ ክልል…

ንክልል ኣየር ሃገር ብጥንቃቐ ዝሕሉ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ … ንስሪ ሰማይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሉኣላዊነት ሓንቲ ሃገር ብዘተኣማምን መንገዲ ንምሕላው ካብ ዘድልዩ ነገራት ሓደ እዋናዊ ሓይሊ ኣየር ምህናፅ ቀንዲ ተረቋሒ እዩ። ሓይሊ ኣየር ሓንቲ ሃገር ንክልል ኣየራ ካብ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ብንቕሓትን ብጥንቃቐን ናይ ምሕላው ሓላፍነት ኣለዎ።…

ተሞክሮ ግፋ ካብ ሻዕቢያ ዝቐድሐ ዘይሕጋዊ ህወሓት

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብዚ ቐረባ እዋን ንመናእሰየ እቲ ክልል ብግዲ እናገፈፈ ናይ ውግእ ፃውዒት የስምዕ ኣሎ። ካብ ዝፍጠር ጀሚሩ ክሳብ ሕዚ ካብ ኲናት ወፃእ ኣፈላላይ ብሰላማዊ ዘተ ናይ ምፍታሕ ታሪኽ ዘይብሉ እዚ ዘይሕጋዊ ጉጅለ፤ ምስ ወፃኢ ሓይልታት…

ኢትዮጵያ ሓለዋ ህይወት ዱር ንትውልዲ ብምስጋ ካብ ኣፍሪካ መሪሕ እያ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኢትዮጵያ ንዘበናት ዘኻዕበተቶ ሓለዋ  ህይወት ዱር ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ኣብ ምስጋር ካብ ኣፍሪካ ብቕድሚት ትፅራሕ ኢያ ኢሎም። በዓል መዚ ሓለዋ እንስሳ ዘገዳም ኢትዮጵያ መበል 60 ዓመት በዓል መስረታኡ "60 ዓመታት…

ሓዱሽ ነጋሪት ኲናት ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓትን እምቢታ ህዝቢ ትግራይን

ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ንስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ብምጥሓስ፣ ንግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ እውን ኣፍሪሱ እዩ። እቲ ጉጅለ ምስ ወፃኢ ሓይልታት ብምትሕብባር ኣንፃር ኢትዮጵያ ኲናት ንምኽፋት ናይ ኲናት ነጋሪት እናስመዐ ይርከብ። ይኹን እምበር፣ ህዝቢ ትግራይ እምቢ ንኲናት ምባሉ ብግልፂ ኣብ…

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ምስ ቀዳማዊት እመቤት ኣርሜንያ ተዛትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ምስ ቀዳማዊት እመቤት ኣርሜኒያ ኣና ሃኮብያን ተዛትየን። ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፍኦ ፅሑፍ፤ ምስ ቀዳማዊት እመቤት ኣርሜኒያ ኣና ሃኮብያን ተራኺብና ብዛዕባ እቶም…

ከንቱ ዙረት ኣሞራታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ናይ ምብራቕ ኣፍሪካ ብኢኮኖሚ፣ ሰላምን ድሕንነትን፣ ፖለቲካን ማሕበራዊን ዓንዲን መራሒትን ሃገር ኢያ፡፡ ኢትዮጵያ ማእኸል ፅንፀ ሓሳብ ናፅነትን ሓድድነትን ፓን ኣፍሪካኒዝም፣ ዲፕሎማሲያዊት መዲና እታ ኣህጉር ከምኡ እውን ምልክት ኩርዓት…