Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

መድረኽ መኣዲ ኪነ-ጥበብ ኣብርሆት ይሳለጥ አሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዩ ግድብ ህዳሰ እምነ ኩርናዕ ዝተነበረሉ መበል 14 ዓመት ኣመልኺቱ መድረኽ መኣዲ ኪነ-ጥበብ ኣብርሆት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ "ኢትዮጵያ ትኽእል እያ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተሳለጠ ዝርከብ እቲ መድረኽ ዘሰናድኦ ቢሮ ባህሊ…

3ይ ፎረም ፓርላማ ዜጋታት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሳልሳይ ፎረም ፓርላማ ዜጋታት "ሕገ መንግስቲን ሕገ መንግስታዊነትን ኣብ ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ፎረም ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ፣ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ኣብቲ ባይቶ…

ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ምስ ኣመራሓታት ፓርቲታት ፖለቲካ ዘቲዮ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ምስ ኣመራሓታት ፓርቲታ ፖለቲካ ዘቲዮ፡፡ እቲ ዘተ ምስቶም ፓርቲታት ብዛዕባ ዝህልዉ ቐፀልቲ ምዕራፋት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ዋና ኮሚሽን ኮሚሽነር መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ኣብቲ እዋን÷ ሎሚ ምስ…

ጂኦ ፖለቲካ ዓለም ኣብ ግምት ዘእተወ ንለውጢ ዝተግህ ኣመራርሓ መንእሰይ ምፍራይ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት 2017(ኤፍ ኤም ሲ) ተለዋዋጢ ጂኦ ፖለቲካ ዓለም ኣብ ግምት ዘእተወን ንለውጢ ዝተግህን ኣመራርሓ መንእሰይ ምፍራይ ቅድሚት ዝውሃቦ ተግባር ክኸውን ይግባእ ክብሉ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም፡፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ እናተካየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ…

ፖሊሲ ንግዲ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ተወዳዳሪነት ማሕበረሰብ ንግዲ ዘዕቢ ኢዩ -ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊሲ ንግዲ ኢትዮጵያ ተገማቲ ስርዓት ንግዲ ብምፍጣር ዓለም ለኸ ተወዳዳሪነት ማሕበረሰብ ንግዲ ዘዕቢ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቲ ሚኒስቴር ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ረቂቕ ፖሊሲ ንግዲ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ማካው ፈላማይ በረራ ካርጎ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ቻይና ከተማ ማካው ሎሚ ፈላማይ በረራ ካርጎ ገይሩ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ማካው ኣብ ዘጀመሮ ስነስርዓት ኣገልግሎት ካርጎ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ተረኺቦም። ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው፥ ናይቲ…

ኣብ ትግራይ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዘጋጠሙ ዕንወታት መፍትሕታት ንምንዳይ ዝዓለመ ዓለም ለኸ ዓውደ መፅናዕቲ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓውዲ ጥዕና ክልል ትግራይ ዘጋጠሙ ዕንወታት ብመፅናዕቲ ዝተደገፈ መፍትሕታት ንምንዳይ ዝዓለመ ዓስራይ ዓለም ለኸ ዓውደ መፅናዕቲ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ዋዕላ፥ ብምትሕብባር ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ፣ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…

ኣብ ከተማ ሆሳእና ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሆሳእና ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ድጋፍ ሰልፊ ነበርቲ ከተማ ሆሳእናን ከባቢኡን÷ መንግስቲ እናወሰዶም ዘለው ናይ ሃገራዊ ለውጢ ስጉምትን ኣንፈታት ልምዓትን ዝድግፍ መልእኽትታት እናመሓላለፉ ይርከቡ፡፡…

ፓርቲ ብልፅግና ዝተጀመረ ሃገራዊ ዕቤት ንምቅልጣፍ እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ዕት ስርዓት ምዘና ብምዝርጋሕ ከም ሃገር ዝተጀመረ ሃገራዊ ዕቤት ንምቅልጣፍ እናሰርሐ ምዃኑ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ…

ኣይተ ኣረጋ ከበደን ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)ን ኣብ ከተማ ባሕር ዳር ስራሕቲ ልምዓት ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)ን ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ክልልን ኣምባሳደራትን ኣብ ከተማ ባሕር ዳር ስራሕቲ ልምዓት ጎብኒዮም፡፡ ኣብ ዑደቶም ድማ፤ ኮሪደር ልምዓት ስዒቡ ኣብ…