ሕግታት እንትወፁ ንሃገርን ህዝብን ዝህብዎ ረብሓ ተፈቲሹ ኽኾን ይግባእ- ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓደሽቲ ሕግታት እንትወፅኡ ፈለማ ንሃገርን ህዝብን ዝህቡዎ ረብሓ ብግልፂ ተፈሊጡን ተፈቲሹን ክኸዉን ከምዝግባእ ኣፈ - ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ኣተሓሳሲቦም፡፡
ኣብ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትልሚ መንፈቕ ዓመት በጀት ዓመት 2017 ቀወምቲ…