Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣብ ክልል ትግራይ ብዳግመ ልምዓት ተፋሰስ ዝሓወየ 229 ሺሕን ሄክታር መሬት ንሓረስቶት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብዳግመ ልምዓት ተፋሰስ ዝሓወየ 229 ሺሕን ሄክታር መሬት ንዝተወደቡ ሓረስቶት ከምዝተሃቡ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ገሊፁ። መራሒ ጉጅለ ተፋሰስ ልምዓት እቲ ቢሮ ጠዓመ ገብረስላሴ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብቲ ክልል ብሰብ ስራሕን…

ፖሊስ ፌዴራል መበገሲታት 103 ባርዓት ሓዊ ብምርመራ ፎረንሲክ ኣፃርዩ ውፅኢቱ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ መበገሲታት ኣብ ውሽጢ 6 ኣዋርሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከባቢታት እዛ ሃገርን ናይ ዘጋጠሙ 103 ባርዓት ሓዊ ብምርመራ ፎረንሲክ ኣፃርዩ ውፅኢቱ ዕላዊ ገይሩ። ዲፓርትመንት ምርመራ ፎረንሲክ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ብኣዋጅ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ ሰልፊ ደገፍ ሰላም የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ “ምርጫና ሰላም ኢዩ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሰልፊ ደገፍ ሰላም የካይዱ ኣለዉ። እቶም ተወለድቲ ትግራይ ንሰላም ዘለዎም ደገፍን ቁርፀኝነትን ዝገልፅ ሰልፊ እዮም ዘካይዱ ኣለዉ። ነትግራይ ልምዓት እንበር…

ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ብዘይፍቓድ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ዝኾነ ይኹን ዓይነት ድሮን ምልዓል ይኹን ምብራር ኣይከኣልን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ብዘይፍቓድ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ዝኾነ ይኹን ዓይነት ድሮን ምልዓል ይኹን ምብራር ከምዘይከኣል እቲ ኣገልግሎት ኣፍሊጡ፡፡ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ብዛዕባ…

ኢትዮጵያን ኬንያን ኣብ ልዕሊ ዕጡቓት ሸኔ ዝተዋደደ ኦፕሬሽን ምክያድ ጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካላት ፀፅታን ድሕንነትን ኢትዮጵያን ኬንያን ኣብ ከባቢ ዶብ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐስ ዕጡቕ ሸኔ ዝተዋደደ ኦፕሬሽን ምክያድ ከምዝጀመሩ ብሄራዊ ኣገልግት መርበብ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ…

ብ13 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣብ 5 ከተማታት ትግራይ ቀረብ መስተ ማይ ንምምሕያሽ ዘኽእል ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብ13 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣብ ሓሙሽተ ከተማታት ክልል ትግራይ ቀረብ መስተ ማይ ንምምሕያሽ ዘኽእል ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀክት ብሓገዝ ባንኪ ልምዓት ጀርመንን መተሓባበራይነት ዩኒሴፍን ቢሮ ማይ ሃፍቲን ኢነርጂን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…

ኣብቲ ጉባኤ ዝተቐመጡ ኣንፈታት ንምፍፃም ብቖራፅነት ምስራሕ ይግባእ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝተቐመጡ ኣንፈታት ብዕዉትነት ብምፍፃም ኩለመዳያዊ ጉዕዞ ምዕባ ሃገርና ንምቅልጣፍ ኩልና ብቖራፅነት ክንሰርሕ ይግባእ ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ኣተሓሳሲቦም። ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ…

ኣብ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝተመረፁ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ

ኣቢይ ኣሕመድ ዓሊ (ዶ/ር) ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣይተ ከፍያለው ተፈራ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ኣይተ ፍቃዱ ተሰማ ኣይተ ሳዳት ነሻ ዶ/ር ተሾመ ኣዱኛ…

ኣብ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝተመረፁ ዝርዝር ኣባላት ቤት ምኽሪ

ኣብይ ኣህመድ ዓሊ(ዶ/ር) ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኡልፋታ ኣይተ ፍቃዱ ተሰማ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ደሳ ኣይተ ከፍያለው ተፈራ ይግለጡ ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ኢብራሂም ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ኣብዶ ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ ቂጤሳ…

መግለፂ ቅዋም መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና

25 ጥሪ 2017 ዓ.ም “ካብ ቃል ክሳብ ባህሊ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ 23 ክሳብ 25 ጥሪ 2017 ዓ.ም ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታት ክካየድ ዝቐነየ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና፥ ኣሰር ብልፅግና ደሚቑ ዝተርኣየሉ፣ ካብ ትጣየሽ ድሕሪ 150 ዓመት ዳግም ትስራሕን ትዕምብብን…