Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ማእኸልነት ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ብዝበለፀ ብዘገልህ መልክዑ ንምትእንጋድ ምድላው ተገይሩ – ብሄራዊ ኮሚቴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ማእኸልነት ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ብዝበለፀ ብዘገልህ መልክዑ ንምትእንጋድ ዝተማለአ ምድላው ከምዝተገበረ ኣካቢት ብሄራዊ ኮሚቴን ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ገሊፀን፡፡ እቲ ጉባኤ ብዓወት…

ዓለም ለኸ ጉባኤ መስኖን ንክሌማዊ ለውጢ ዘይብዳህ ልምዓትን ኣብዚ ሰሙን ካካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ጉባኤ መስኖን ንክሌማዊ ለውጢ ዘይብዳህ ልምዓትን ካብ 5 ክሳብ 7 ለካቲት 2017 ዓ.ም ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ካካየድ ኢዩ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለምን ትካላትን ዝተውፃእፅኡ ለዕሊ 1 ሺሕ ተሳተፍቲ ከምዝርከቡ…

ኢትዮጵያ ቀፃሊ ዝኾነ ዕቤት ተመዝግብ ኣላ – ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲታት ሕርሻ፣ ኣገልግሎትን ካልኦት ዓውዲታትንን ቀፃሊ ዝኾነ ዕቤት እናመዝገበት ምዃና ዓለም ማኔጂንግ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ ክሪስታሊና ጆርጂዬቫ ገሊፀን። ዓለም ማኔጂንግ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ)…

ምስ ኣመራርሓ ዘፈር ንግዲን ፈጠርቲ ስራሕን ኢትዮጵያ ዕዉት ዘተ ኣካይድና – ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስ ኣመራርሓ ዘፈር ንግዲን ፈጠርቲ ስራሕን ኢትዮጵያ ዕዉት ዘተ ከምዘካየዳ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ክርስታሊና ጂኦርጂዬቫ ገሊፀን፡፡ ሃገር በቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ንኽመሓየሽ ፅቡቕ ዕድል…

ፀገማት ኣፍሪካ ኣፍሪካዊ መፍትሒ ንኽረኽቡ ዝተርኣየ ቆራፅነት ንኻልኦት ኣብነት ዝኸውን ኢዩ – ሚኒስቴር ገዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መራሕቲ ሃገራት ዞባ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ንፀገማት ኣፍሪካ ኣፍሪካዊ መፍትሒ ንኽረኽቡ ዘርኣዩዎ ቆራፅነት ንኻልኦት ኣብነት ዝኸውን ኢዩ ክብ ሚኒስቴር ገዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡ ማሕበረሰብ ምብራቕ ኣፍሪካን ሕብረሰብ ልምዓት ደቡባዊ ኣፍሪካን ኣብ…

ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ ክሪስታሊና ጆርጂዬቫ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማኔጂንግ ዳይሬክተር ትካል ገንዘብ ዓለም(ኣይ ኤም ኤፍ) ክሪስታሊና ጆርጂዬቫ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን። ክሪስታሊና ጂዮርጂቫ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ፥ ሚኒሰተር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ፣ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ…

መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ልዕሊ 1 ሺሕ ጋዜጤኛታት ሽፋን ክህብኡ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ልዕሊ 1 ሺሕ ጋዜጠኛታት ሽፋን ክህብኡ ኢየን ዘበል ትፅቢት ከምዘሎ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ጉባኤ ካብ 8 ክሳብ 9 ለካቲት 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ። እቲ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ጀርመን ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ጀርመን ሆርስት ኮህለር ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም፡፡ ነበር ፕሬዚዳንት ጀርመን ሆርስት ኮህለር ቅድሚ ሰሙን ህይወቶም ከምዝሓለፈ ሓበሬታ ኤምባሲ ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ የመላኽት፡፡

“መንገዲ መደመር ናብ ሸቶ ብልፅግና ንምብፃሕ ኣዚዩ ዝተመሓየሸ መገዲ ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)"መንገዲ መደመር ናብ ሸቶ ብልፅግና ንምብፃሕ ኣዚዩ ዝተመሓየሸ መገዲ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ "ፀጋታት ትማሊን ሎሚን ኢትዮጵያ ምስ…

ኣብ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ሓንቲ ኣዶ ብዝተገበረ ሕክምናዊ መጥባሕቲ 20 ነጥቢ 6 ኪሎ ግራም ዝምዘን ፅኪ ተወጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሆስፒታል ለምለም ካርል ማይጨው ኣብ ልዕሊ ሓንቲ ኣዶ ብዝተገበረ ሕክምናዊ መጥባሕቲ 20 ነጥቢ 6 ኪሎ ግራም ዝምዘን ፅኪ ከምዝተወገደ ተሓቢሩ። እተን ተሓካሚት ነባሪት ወረዳ ዝኾና በዓልቲ ፀጋ ዕድመ 63 ዓመት ወይዘሮ ካሱ ረዳኢ ኢየን።…