ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ስርዓት ክፍሊት ማስተር ካርድ ኣጀሚሩ Desta Mar 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ ትካል ማስተር ካርድ ብምትሕብባር ስርዓት ክፍሊት ማስተር ካርድ ኣጀሚሩ፡፡ እቲ ባንኪ ዘጀመሮ ስርዓት ክፍሊት ማስተር ካርድ ኣብ ኢትዮጵያ ስርዓት ክፍሊት ዲጂታል ንምምሕያሽ ከምዝሕግዝ ተገሊፁ፡፡ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስልጠና ኢኒሼቲቭ ኢትዮ ኮደርስ መናእሰይ ኣብ ስነ ምህዳር ዲጂታል ብንቕሓት ንክሳተፉ ዘኽእል ኢዩ Desta Mar 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስልጠና ኢኒሼቲቭ ኢትዮ ኮደርስ መናእሰይ ኣብ ስነ ምህዳር ዲጂታል ብንቕሓት ንክሳተፉ ዘኽእል ክእለትን ፍልጠትን ዘርክብ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ይሽሩን ኣለማየሁ (ዶ/ር)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ምዛር መስመር ኤሌክትሪክ ልምዓት ኮሪደር ሃረር ዛዚሙ Desta Mar 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ሃረር ፈላማይ ዙር ልምዓት ኮሪደር ማእኸላይን ትሑትን መመሓላለፊ መስመር ኤሌክትሪክ ስራሕ ምዛርን ምምሕያሽን ምዝዛሙ ግልጋሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ግልጋሎት ብሓፈሻ 1 ሺሕን 107 ዓንዲ ዕንፀይቲን ኮንክሪትን፣ 40 ኪሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊቼ ጫምባላላ ሓበራዊ ያታ ንምህናፅ ዝህልዎ ግደ ልዑል ኢዩ-መንግስቲ mizan mekonen Mar 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፊቼ ጫምባላላ ከብሪ ዕርቀ ሰላም፣ ሰላም፣ ሕብረትን ሕውነትን ካብ ምጉልባቱ ብተወሳኺ ሓበራዊ ያታ ንምህናፅ ዝህልዎ ግደ ልዑል ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት፥ ንዘበን መለወጢ ፊቼ ጫምባላላ እንቋዕ ኣብፀሐኩም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዕዉት ተሞክሮ ልምዓት ከተማኣ ኣብ ኣኼባ ዩኤን ሃቢታት ኣካፊላ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዕዉት ተሞክሮ ልምዓት ከተማኣ ኣብ ናይሮቢ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኣኼባ ቦርድ ፈፃሚ ስራሕ ዩኤን ሃቢታት ኣካፊላ፡፡ ብሚኒስትር ዴኤታ ከተማን መሰረተ ልምዓትን ፈንታ ደጀን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብቲ ኣኼባ እናተሳተፈ ይርከብ፡፡ ዩኤን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ፍርያት መዓር ንምድንፋዕ ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብመርሃ ግብሪ ትሩፋት ሌማት ፍርያት መዓር ንምድንፋዕ ብትኹረት እናተሰርሐ ምዃኑ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ፡፡ ኣብቲ ቢሮ መራሒ ጉጅለ ምርባሕ ንህቢ፣ ሓሰኻ ሃሪን ዓሳን ኣይተ ጎሹ…
ቢዝነስ ፃዕሪ ሽግሽግ ዕዳ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ንትካላት ልምዓት መንግስት ገለፃ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሽግሽግ ዕዳ ንኽግበር እናወነገነቶም ዝርከቡ ተግባራት ብዝምልከት ሚኒስቴር ገንዘብ ንዋና ዋና ትካላት ልምዓት መንግስቲ ገለፃ ገይሩ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ኣንቲ እዋን፥ እተን ትካላት ምስ ኣጀንዳ ሪፎርም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮምን ማስተር ካርድን ኣገልግሎታት ዲጂታል ፋይናንስ ብሓባር ንምምሕያሽ ዝዓለመ ዘተ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ፈፃት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይዎት ታምሩን ፕሬዚዳንት ማስተር ካርድ ኣፍሪካ ማርክ ኤሊዮትን ሓደሽቲ ኣገልግሎታት ዲጂታል ፋይናንስ ንምጅማር ዕድላት ምትሕብባር ንምፍታሽ ዘኽእ ዘተ ኣካይዶም፡፡ እዚ ማዕቐፍ ምትሕብባር ፕላትፎርምታት ቴሌብርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2025 0 ጻውዒት ጥቆማ ፕረዚደንት ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ከምዝፍለጥ በመሰረት ሕገ መንግስቲ ፈዴሪኢ 62(9)፣ ከምኡውን በመሰረት ስምምዕነት ፕሪቶሪያን ኣብ ክልላት ምእታው ጣልቃ መንግስቲ ፈዴራል ንምድንጋግ ብዝወጸ አዋጅ ቁጽሪ 359/1995 መሠረት፣ ከምኡውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ምኽባር ሕጊ ገበን ግዕዝይና ውፅኦታዊ ንክኾኑ ኣሰራርሓ ምዝማን የድሊ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስራሕቲ ምኽባር ሕጊ ገበን ግዕዝይና ውፅኦታዊ ንክኾኑ ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ኣሰራርሓ ምዝማን የድሊ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፤ “ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስራሕቲ…