ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብኩታ ገጠም ይለምዕ ኣብ ዘሎ ዝራእቲ ዑደት ይሳለጥ ኣሎ Desta Oct 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞቦ ደቡብ ክልል ትግራይ ወረዳ እንዳ መኾኒ ጣብያ መኻን ቁሸት ምስረታ ናብ ሓረስቶት ተኣታቲዩ ብኩታ ገጠም (ብክላስተር ) ይለምዕ ኣብ ዘሎ ዝራእቲ ዑደት ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ዑደት፥ ዘራእቲ ስርናይ በፅሕዎ ዘሎ ብርኪ ዕብየት ንምዕዛብን ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ኮሚቴ ምውዳድ ሚኒስትራት ብሪክስ ኢትዮጵያ 3ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኮሚቴ ሚኒስትራት ብሪክስ ኢትዮጵያ ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣካይዱ። ኣብቲ ኣኼባ ናይ ኢትዮጵያ ኣብ ብሪክስ ዘለዋ ተሳትፎ ስትራቴጂ፣ ላዕለዋይ ኮሚቴ ሰብ ሞያ ዘካየዶ ኣብዚ ዓመት ኢትዮጵያ ኣብ ብሪክስ ዝነበራ ተሳትፎ ከምዝተገምገመን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ማእኸል ትግራይ ዝርከብ ዝራእቲ ጣፍ ኣብ ፅቡቕ ብርኪ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Oct 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ማእኸል ወረዳ ላዕላይ ማይጨው ጣብያ ሓፀቦን ደብረብርሃንን ዝርከብ ዝራእቲ ጣፍ ኣብ ፅቡቕ ብርኪ ከምዘሎ ማእከል ምርምር ሕርሻ ኣክሱም ገሊፁ። እቲ ማእኸል፥ ኣብ ክልል ትግራይ ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅን ዝሓሸ ኣማራፂ ኣዝርእቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መቐለ ብ9 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ዝተፈላለዩ መሰረተ ልምዓታት ክህነፁ ኢዮም Desta Oct 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ መቐለ ብ9 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ዝተፈላለዩ መሰረተ ልምዓታት ንምህናፅ ትልሚ ከምዝሓዘ ገሊፁ። እቲ ዝተትሓዘ ትልሚ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ምስ ነበርቲን ዝምልከቶም ኣካላትን ይካየድ ኣሎ። ከንቲባ ምምሕዳር እታ ከተማ ይትባረክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ንተሽከርከርቲ ዕፁው ዝኾኑ መገዲታት ወግዓዊ ኮይኖም Desta Oct 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ንኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ንተሽከርከርቲ ዕፁው ዝኾኑ መገዲታት ወግዓዊ ገይሩ። ብዙሕ ህዝቢ ኣብ ዝሳተፈሉን ኣባገዳታት፣ ሃደሲንቄታትን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ዝርከቡሉ እቲ በዓል 25 መስከረም 2017 ዓ.ም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ን5 ባንኪ ዘይኮኑ ቢሮታት ፍቓድ ስራሕ ሸርፊ ወፃኢ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ንሓሙሽተ ባንኪ ዘይኮኑ ቢሮታት ፍቓድ ስራሕ ሸርፊ ወፃኢ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ኣገልግሎትን ተበፃሕነትን ሸርፊ ወፃኢ ንምስፋሕን ሸርፊ ወፃኢ ዝርከበሉ ዕድል ንምስፋሕን ኣብ ስራሕ ካብ ዘለዉ ባንኪታት ብተወሳኺ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ሃገሮም ክምለሱ ዝደልዩ ኣብ ሊባኖስ ዝርከቡ ዜጋታት ምዝገባ ንኽገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሊባኖስ ብዝተወለዐ ቅልውላው ምኽንያት ኢትዮጵያውያን ጉድኣት ከይበፅሖም ናብ ሃገሮም ክምለሱ ንምግባር ምዝገባ ንኽገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ፡፡ ቤት ፅሕፈት ቆንስል ጄነራል ኢትዮጵያ ኣብ ሊባኖስ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ኣብ ሊባኖስ ብዘጋጠመ ኲናት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መንጎ ክልላት ትግራይን ዓፋርን ክልቲኣዊ ርክብ ዘጠናኽር ስምምዕነት ከምዝተገበረ ተገሊፁ። Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝተመረሐ ጉጀለ ልኡኽ አብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር አወል አርባን ካብኔኦምን ተዛቲዩ። ኣባል ጉጀለ ልኡኽን ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ምብራቕን ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝሓለፉ ክልተ ኣዋርሕ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ዕዉት ኣፈፃፅማ ከምዝርከብ ኣርኢዩ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝሓለፉ ክልተ ኣዋርሕ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ዕዉት ኣፈፃፅማ ምዃኑ ከምዘርአየ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፥ “ኮሚቴ ማክሮኢኮኖሚ ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ተኣኪቡ ኣካል መመሓየሺ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢሬቻ ፈጣሪ ንፍጥረታት ዝገበሮ ኩሉ ምስጋና ዝቐርበሉ ናይ ሰላምን ሕውነትን በዓል ኢዩ – ኣባገዳታት Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢሬቻ ፈጣሪ ንፍጥረታት ዝገበሮ ኩሉ ምስጋና ዝቐርበሉ ሰላምን ሕውነትን ብዝበለፀ ዝጠናኸረሉ በዓል ከምዝኾነ ኣባገዳታት ገሊፆም። በዓል ኢሬቻ ምስ ምስ ስርዓት ገዳ ጥቡቕ ምትእስሳር ዘለዎ እንትኸውን÷ ህዝቢ ኦሮሞ ምድሪን ሰማይን ንዝፈጠረ ፈጣሪ…