Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ፀገማት ብመሰረት መስቀል ዘምሃረናብሰላም ማዕርነትን ፍቕሪን ምፍታሕ ይግባእ-ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2017(ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ዝፍትኑዋ ዘለዉ ፀገማት ብመሰረት መስቀል ዘምሃረና ብሰላም ማዕርነትን ፍቕሪን ምፍታሕ ይግባእ ክብሉ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ንበዓል መስቀል ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) በዓል መስቀል ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ በዓል መስቀል ጉልበት ሕልሚ ዝተርኣየሉ ኢዩ ኢሎም። ንግስቲ እሌኒ መስቀል…

ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ምስ ኣቦታት ሃይማኖት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ጀነራል ኢትዮጵያ ፖሊስ ፌደራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ምኽባር በዓል መስቀል ዳሜራ ተተሓሒዙ ምስ ኣቦታት ሃይማኖት ተዛቲዮም፡፡ እቲ በዓል ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ንኽኽበር እኹል ሓይሊ ሰብን ዘሽትቱ ኣኻብ ብምጥቃምን ዝተጠናኸረ…

በዓል ዳሜራ መስቀል ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ንኽኽበር ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዳሜራ መስቀል ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ንኽኽበር ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ምድላው ከምዝተገበረ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ገሊፆም። ኩሎም ኣካላት ፀፅታ ሓላፍነቶም ንኽዋፅኡ እውም ኣተሓሳሲቦም፡፡…

ኢትዮጵያ ኣብ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኒውዮርክ እናተኻደ ኣብ ዝርከብ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ትሳተፍ ኣላ። ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስሴ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብቲ መድረኽ እናተሳተፈ ይርከብ።…

በዓል መስቀል ፍልፍል ማሕበረ-ቁጠባዊ ረብሓ ንምግባር ይስራሕ ከም ዘሎ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መስቀል ፍልፍል ማሕበረ ቑጠባዊ ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ንምግባር ምስ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኻዊ ትካላት ቱሪዝም ይሰርሕ ከምዘሎ ዩኒቨርሲቲ ዓዲ ግራት ኣፍሊጡ። እቲ ዩኒቨርስቲ ነዚ ዘፍለጠ ኣብ ምዕቃብ ታሪኽን ሓድግታትን ትግራይ ኣመልኪቱ ኣብ…

ኣብ ደቡብን ምብራቕን ሊባኖስ ንዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢታት ደቡብን ምብራቕን ሊባኖስ ዘሎ ፀገም ፀፅታ እናተበኣኣሰ ብምምፅኡ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄነራል ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር ንዜጋታቱ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዘውፀኦ ሓበሬታ÷ ብፍላይ ኣብ ደቡብን ምብራቕን ከባቢታት ሊባኖስ…

ኣምባሳደር ታዬ ምስ ሓጋዚት ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሓጋዚት ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ሞሊ ፊ ሓበራዊ ጉዳያት ኣብ ዝጠልቡ ዛዕባታት ጠሚቶም ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ታዬ÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ጥንኩር…

ኣብ ሶማሊያ ብወፃኢ ሓይሊታት ዝግበር ቀረብ ኣፅዋር እታ ሃገር ኣብ ኢድ ግብረ ራዕዲ ክትወድቅ በሪ ዝኸፍት ኢዩ – ኣምባሳደር ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሊያ ኣብ ዘይተረጋገአ ኩነታት ድሕንነት ብናይ ወፃኢ ሓይሊታት ዝግበር ቀረብ ኣፅዋር ኣብ መወዳእታ እታ ሃገር ኣብ ኢድ ሓይሊታት ግብረ ራዕዲ ንክትወድቅ በሪ ዝኸፍት ዝኽእል ከምዝኾነ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀ ስላሴ…

ውፅኢታዊ ስራሕቲ ምርድዳእ ክብ ምባል ይግባእ-ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ውፅኢታዊ ስራሕቲ ምርድዳእ ክብ ብምባል ኣብ ፖሊሲታትን ኣሰራርሓታትን መንግስቲ ንሕብረተሰብ ዝሓሸ ገንዛበ ምፍጣር ከምዝግባእ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣገንዚቡ። ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ክፍሊ ፕሬስ ሴክሬታሪያት ኣብ ዝተፈላለያ ሚኒስቴራት ዝርከቡ…