ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቆፀራ ናሙና ሕርሻ ካብ ዝመፅ ወርሒ መስከረም ጀሚሩ ንምክያድ ምድላው ይዛዘም ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ካብ መስከረም 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ቆፀራ ናሙና ሕርሻ ንምክያድ ዘኽእል ምድላው እናተዛዘመ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ኮሚቴ ስትሪንግ ቆፀራ ናሙና ሕርሻ 2017 ቀዳማይ ኣኼቡኡ ኣካይዱ፡፡ ኩሎም ዓውዲታት ሕርሻ ዘጠቓልሎም ቆፀራ ናሙና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ዝተኸዘኑ ቅርታታት ተፈቲሖም – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ህዝብቢ ቅርታ ብምስማዕ ስራሕቲ ኢሚግሬሽን ምትዕርራይ ኣብ ዝደልዩ ጉዳያት ትኹረት ብምግባርን ትካላዊ ለውጢታትን ብምውጋን ኣብ ሒደት ኣዋርሕ ብዙሓት ምምሕያሻት እናተተግበሩ ይርከቡ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ እዋን ኣገልግሎት ጊዜኦም ንዝዛዘሙ ዋና ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኣሰናቢቶም Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ፃንሒት ጊዜ ኣገልግሎቶም ንዝዛዘሙ ዋና ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ዳኒኤል በቀለ(ዶ/ር) ኣሰናቢቶም። ዳንኤል በቀለ (ዶ/ር) 25 ሰነ 2011 ዓ ም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምቕራብ ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ብር 971 ነጥብ 2 ቢሊየን ንክኸውን ኣፅዲቑ Desta Jul 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሻድሻይ፣ ሳልሳይ ዓመት ዘበን ስራሕ፣ መበል 36 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣሳሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብቲ ጉባኤ ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ ኣባላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዕልዋ መንግስቲ ምክያድ ኣይዕወትን -ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Desta Jul 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዕልዋ መንግስቲ ምክያድ ኣይዕወትን ከብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ተዛሪቦም። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ ብምርካብ ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠመተ ብምግባር ንዝቐረቡ…
ቢዝነስ ብብርኪ ሃገር ልዕሊ 100 ሚሊየን ዜጋታት ቡክ ባንኪ ብምሓዝ ተረባሕቲ ከምዝኾኑ ተገሊፁ Desta Jul 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ልዕሊ 100 ሚሊየን ዜጋታት ቡክ ባንኪ ብምሓዝ ተረባሕቲ ከምዝኾኑ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ ብምርካብ ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዘለዋ ዕዳ ወፃኢ ናብ 17 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ምንካይ ተኻኢሉ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Desta Jul 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘለዋ ዕዳ ወፃኢ ናብ 17 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ምንካይ ተኻኢሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ይካየድ ኣሎ። እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ይካየድ ኣሎ Desta Jul 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ይካየድ ኣሎ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዝላዓሉ ሕቶታት መብርሂን ምላሽን ክህቡ ኢዮም። ኣብቲ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ኣፈፃፅማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚነስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚነስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንሰለስተ ሚኒስትራት ሽመት ሂቦም። ካብ 26 ሰነ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝሃቡዎም ሽመታት፡- - ወ/ሮ ሽዊት ሻንካ ሚኒስትር ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን - ካሳሁን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ናይ 2017 በጀት ዓመት ረቂቅ በጀት ከምዘፅድቕ ትፅቢት ይግበር Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ረቂቅ በጀት 2017 በጀት ዓመት መንግስቲ ፌዴራል ከምዘፅድቕ ትፅቢት ይግበረሉ። ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዝላዓሉ ሕቶታት መብርሂን ምላሽን ክህቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት…