ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 5 መዕርፎ ነፈርቲ እናሃነፀ ምዃኑ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሓሙሽተ ተወሰኽቲ ናይ ውሽጢ ሃገር መብፅሒ መዕርፎ ነፈርቲ እናሃነፀ ምዃኑ ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል መስፍን ጣሰው ከምዝበሉዎ÷ እቲ መገዲ ኣየር ኣብዚ ሕዚ እዋን 136 ዓለም ለኸ ከምኡ እውን 22 ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌደራል ኣብ ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ዑደት ይገብሩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌደራል ዘካተተ ልኡኽ ድጋፍን ክትትልን ኣብ ክልላት ኣምሓራን ጋምቤላን ከምኡ እውን ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ይገብሩ ኣለዉ። ብመሰረት እዚ÷ ብሚኒስትር ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ግሪኽ መዘነአን ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ክሪኽ ካትሪና ሳኬላሮፖሉ ኣብ መንበሪ ገዝአን ብምርካብ ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተአን ድማ፥ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ግሪኽን ዘሎ ታሪኻዊ ምትእስሳር ምሕዝነትን ምትሕብባርን ዳግም ኣረጋጊፀን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣመራርሓ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ዘቲዮም Desta Mar 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣመራርሓ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምናን ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ምስ ዝተውፃእፅኡ ኣቦታት ሃይማኖት እስልምናን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኡስማን ዲዮን ዘቲዮም Desta Mar 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኡስማን ዲዮን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኡስማን ዲዮን ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ንኢትዮጵያ ንዝገበርዎ ኩለ መዳይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩሎም ስርዓታት ፋይናንስ ደሕንነቶም ዝተሓለወ ብምዃኑ ሕብረተሰብ ብዘይ ዝኾነ ስግኣት ክጥቀም ይኽእል ኢዩ -ብሄራዊ ባንኪ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኩሎም ትካላት ፋይናንስ ዝርከቡ ስርዓታት ፋይናንስ ደሕንነቶም ዝተሓለወ ብምዃኑ ሕብረተሰብ ብዘይ ዝኾነ ስግኣት ግልጋሎት ፋይናንስ ክጥቀም ከምዝኽእል ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ብሄራዊ ባንኪ÷ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብግዚያዊነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብካውንስል ወንጌል ኣመንቲ ኣብያተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ዝተሰናደአ መርሃ ግብሪ ፀሎት ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብካውንስል ወንጌል ኣመንቲ ኣብያተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ዝተሰናደአ መርሃ ግብሪ ፀሎት ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ይካየድ ኣሎ። ንሰላም ሓድነትን ሃገር እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መርሃ ግብሪ ፀሎትን ምስጋናን÷ ኣብ ትሕቲ ካውንስል ወንጌል ኣመንቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ኣባላት ካውንስል ወንጌላውያን ኣብያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያን ተወከልቲ ኣባል ኣብያተ ክርስቲያናትን ዘቲዮም Desta Mar 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣባላት ካውንስል ወንጌላውያን ኣብያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያን ተወከልቲ ኣባል ኣብያተ ክርስቲያናትን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ዘተ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝባዊ መድረኻት ኣብ መረዳእታ ዝተደረኸ ውሳነ ንምሃብን ንኣፈታትሓ ጎንፂን ረብሓ ኣለዎም- ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) Desta Mar 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝባዊ መድረኻት ኣብ መረዳእታ ዝተደረኸ ውሳነ ንምሃብን ንኣፈታትሓ ጎንፂን ረብሓ ኣለዎም ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ካብ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 22 ፍሉይ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 22 ፍሉይ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። እቲ ፍሉይ ኣኼባ ኣብ ዝቕፅል ዓመት ንዝካየድ መረፃ ላዕለዋይ አመራርሓ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ምድላው ኣመልኪቱ ዝቐረበ ፀብፃብ ተመልኪቱ። ሚኒስትር…