ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 1 ሺሕን 500 በዓል መውሊድ ኣብ መስጂድ ኣንዋር ብድምቀት ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 500 በዓል መውሊድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስጂድ ኣንዋር ብድምቀት እናተኸበረ ይርከብ፡፡ እቲ በዓል ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኢዩ ኣብ መስጂድ ኣንዋር እናተኸበረ ዝርከብ፡፡ ኣብቲ በዓል ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ በዓል ለመውሊድ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Sep 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ በዓል ለመውሊድ ምኽንያት ብምግባር ንመላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ንመላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል መውሊድ ዘመሓላለፍዎ ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ mizan mekonen Sep 3, 2025 0 እንዃዕ ንመበል 1 ሽሕን 500 በዓል መውሊድ ኣብፅሓኩም። ናይ ዓበይቲ በዓል ነኽብር ናይ ኣያታትና ኣርኣያ ንምስዓብ ምኽንያት ጌርና ኢና። እንታይ ከምዝሰርሑ? እንታይ ከምዘምሀሩ? ብድሆታት ብኸመይ ሰጊሮም? ታሪክ እናልዐልና ክንመሃረሎም ኢና፡፡ በዓል መውሊድ እንትነኽር ናይ ነብዩ መሓመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘስካሕኽሕ ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምውጋእ ስጉምቲ ለውጢ የድሊ – ፕሬዚዳንት ታዬ Gebremariam Weldegerima Sep 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መስካሕኻሒ ዝኸውን ዘሎ ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምውጋእ ህፁፅ ስጉምቲ ለውጢ የድሊ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታየ ኣፅቀ ስላሴ። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፣ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሞሓመድ ዓሊ ዩሱፍ ሓዊሱ ሓለፍቲ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ፈተናታት ክትሓልፍ ትኽእል ኪነ-ጥበብ ብምጣቃም እንትትክእል ኢዩ – ሙሃዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት Gebremariam Weldegerima Sep 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ፈተናታታ ክትሓልፍ ትኽእል ኪነ-ጥበብ ብምጣቃም እንትትክእል ኢዩ ኢሎም ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳያት ቀዳማይ ሚኒስትር ሙሃዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት፡፡ ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ካብ 28 ክሳብ 30 ነሓሰ 2017 ዝፀንሕ 'ጥበባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2ይ ዓለም ለኸ ሰሙን ክሊማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ mizan mekonen Sep 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካልኣይ ዓለም ለኸ ብኢትዮጵያ ዝተዳለወ ካልኣይ ኣህጉራዊ ሰሙን ኣብ ሓዱሽ ዓለም ለኸ ማእኸል ኮንቬንሽን ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ሥላሴ፣ ኣቦ-መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማሕሙድ ዓሊ ዩሱፍን ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝመፁ መዓልታት ጳጉሜን… mizan mekonen Sep 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝተሳለጡ ዕዉታት ስራሕቲን መፃኢ ሃገራዊ ትልሚታት ዝፍለጥሉ ኣብ መፃኢ መዓልቲ ጳጉሜን ዝተፈላለየ ኣስማት ተዋሂብዎም። ጳጉሜን-1 መዓልቲ ፅንዓት መዓልቲ ፅንዓት “ፅኑዕ መሰረት ድልዱል ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንብልፅግና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2017 ዓ.ም ኢትዮጵያ ብኹሎም ዓውዲታት ዓወታት ዘመዝገበትሉ ዓመት ኢዩ- ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) Desta Sep 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ይዛዘም ኣብ ዘሎ 2017 ዓ.ም ኢትዮጵያ ብኹሎም ዓውዲታት ዓወታት ዘመዝገበትሉ ዓመት ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር ናይ 2017 ዓ.ም ባጀት ዓመት ዓበይቲ ናይ መንግስቲ ተግባራት ከምኡውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “የትውልድ አሻራ” ብዝብል ዝተሰየመ መልእኽቲ ብስራት ግድብ ህዳሰ መተሓላለፊ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ Desta Sep 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) “የትውልድ አሻራ” ብዝብል ዝተሰየመ መልእኽቲ ብስራት ግድብ ህዳሰ መተሓላለፊ ፕሮጀክት ፍልፍል ኣታዊ ዕላዊ ኮይኑ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ፕሮጀክት ግድብ ህዳሰ ኣረጋዊ በርሀ(ዶ/ር)፥ እቲ ግድብ መርኣያ ሓድነትናን ፅንዓትናን ዝኾነ ናይዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ምዝዛም ዝሞተ ከም ምትሳእ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተጀሚሩ ንድሕሪት ዝኸደ ፕሮጀክት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ምዝዛም ዝሞተ ከም ምትሳእ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር "ወግዒ ኣብ ጉባ" ኣብ ዝተሰየመ ፍሉይ ቃለ መሕትት ከምዝበሉዎ፥ ዓብዪ ግድብ…