ስፓርት
ነገሌ ኣርሲ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 11 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ነገሌ ኣርሲ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ።
ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻደ ፀወታ፤ ነገሌ ኣርሲ ዝተዓወተትላ ብሕታዊት ሸቶ ኣሸብር ውሮ ብፍፁም ቅላዕ ኣመዝጊቡዋ።
መርሃ ግብ እቲ ፀወታ ቀፂሉ እንትካየድ ኣብዚ ሕዚ እዋን ካብ ሰዓት 10፡00 ጀሚሩ ባህር ዳር ከተማ ምስ ፋሲል ከነማ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ እናተፃወታ ይርከባ።
ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ድማ…
Read More...
ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣሰናዳእነት ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 2025 ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡
ኣብ መጀመሪ መርሃ ግብሪ እቲ ዕለት ኣብ ምድብ ሓሙሽተ ዝርከባ ቡርኪናፋሶን ኢኳቶሪያል ጊኒን ቀት ሰዓት 9:30 ክራኸባ ኢየን፡፡
ኣብዚ ምድብ ዝርከባ ኣልጄሪያን ሱዳንን ምሸት ሰዓት 12…
ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ ኣርባዕተ ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሞሮኮ እተኣናግዶ ኣብ ዘላ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2025 ሎሚ ኣርባዕተ ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም።
ብመሰረት እዚ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ቤኒንን ሰዓት 9፡30 ክራኸባ ኢየን።
ሰዓት 12 ድማ ሴኔጋልን ቦትስዋናን ኣብቲ ምድብ ናይ መጀመሪያ ፀወተአን ከምዘካይዳ እቲ መርሃ ገብሪ ይሕበር።
ኣብ ምድብ-4 ናይጄሪያ ምስ…
ኣብ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ሰለስተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትማ ምሸት ኣብ ዝጀመረ መበል 35 ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ሰለስተ ፀወታታት ክካዩ ኢዮም፡፡
ምሸት ሰዓት 5 ሸውዓት ግዘ ተዓዋቲት ፅዋዕ ኣፍሪካ ግብፂ ምስ ዚምቧቡዌ ትገብሮ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡
ኣብ ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ክዕወታ ይኽእላ ኢየን ዝብል ቅድመ ግምት ካብ ሞንጎ…
ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ዘይትሳተፍ ኣርባዕተ ግዘ ሻፒዮን እቲ ውድድር ዝኾነት ጋና
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞሮኮ ምክያድ ኣብ ዝጀመረ መበል 35 ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ካብ ዘይሳተፋ ሃገራዊ ጋንታታት ሓንቲ ኣርባዕተ ግዘ ፅዋዕ እቲ ውድድር ዝዓተረት ጋና ትፅራሕ፡፡
ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ብዙሓት ከዋኽብቲ ዘርአየትና ጋና ኣብ መበል 35 ፅዋዕ ኣፍሪካ ካብ ዘይሓለፋ ሃገራት ሓንቲ ኢያ፡፡
ጋና ካብ ዓበይቲ ሃገራዊ ጋንታታት…
ድሬዳዋ ከተማን ኣዳማ ከተማ ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)10ይ ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ድሬዳዋ ከተማን ኣዳማ ከተማን 1 ን 1 ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን።
ቀትሪ ሰዓት 7:00 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ፀወታ ንድሬዳዋ ከተማ ያሬድ ታደሰ ከምኡ እውን ንኣዳማ ከተማ ነቢል ኑሪ ሸቶታት ኣመዝጊቦም።
ፀወታ እቲ ሊግ ሰዓት 10:00 ቀፂሉ…
ኣፍሪካ ብኾባኽብታ ትደምቀሉ ውድድር – ፅዋዕ ኣፍሪካ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንኣፍሪካውያን ዝዓበየ መተኣኻኸቢ መድረኽ ዝኾነ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሰሜን ኣሪሪካዊት ሃገር ሞሮኮ ክጅምር ኢዩ፡፡
ብፍላይ ኣብ ዓበይቲ ሊጋት ኣውሮፓ ዝፃወቱ ኣፍሪካውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም ዝሳተፉሉ እዚ ኣህጉራዊ መድረኽ ሓደሽቲ ከዋኽብቲ እውን ዝረኣዩሉ መድረኽ ኢዩ፡፡
ሰሜን ኣፍሪካዊት ሃገረ ግብፂ…