ስፓርት
ጆዜ ሞሪንሆ ምስ ነበር ጋንታኦም ቼልሲ ዘራኽብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ፀወታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካልኣይ ዙር ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኣውሮፓ ክካየዱ ኢዮም፡፡
ሎሚምሸት ሰዓት 4 ኣሰልጣኒ ጆዜ ሞሪንሆ ንቤኔፊካ እናመርሑ ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ ንነበር ጋንተኦም ቼልሲ ዝገጥሙሉ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡
ፖርቹጋላዊ ኣሰልጣኝ ቅድሚ እቲ ፀወታ ብዛዕባ ነበር ጋንታኦም ኣብ ዝሃቡዎ ርኢቶ፥ ቼልሲ ዓባይ ጋንታ ንኽትከውን ዕዙዝ ግደ ከምዝነበሮም ኣዘኻኺሮም፡፡
ኣነ ኩሉ ግዘ ሰማያዊ ኢየ፥ ነገር ግን ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ፀወታ ትኹረተይ…
Read More...
ኣብ ሻምፕዮና ብሽክለታ ዓለም ዝተሳተፈ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሻምፕዮና ብሽክለታ ዓለም ብምስታፍ ዝነኣድ ብቕዓት ዘመዝገበ ዝተሳተፈ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ።
ካብ 11 ክሳብ 18 መስከረም ኣብ ሩዋንዳ ኣብ ዝተኻየደ እቲ ውድድረ፥ ኢትዮጵያ ብድምሩ ካብ ኣፍሪካ ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ዛዚማ።
ሰገን ፅጌ ካሕሳይ ዘመዝገበቶ ውፅኢት ኣብ ታሪክ ኣብ ኣፍሪካፈላማይ ዝበለፀ…
ኣሰናል ንኒውካስልን ብምስዓር ሰለስተ ነጥቢ ወሲዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 6ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣሰናል ንኒውካስል ኒውካስል ዩናይትድ 2 ን 1 ስዒራታ።
ኣርሰናል ዝተዓወተትለን ሸቶታት ተቐይሩ ዝኣተወ ሚኬል ሜሪኖን ጋብሬል ማጋሌሽን ኣመዝጊቦምወን።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook…
ኢትዮጵያዊት ፅጌ ካሕሳይ ኣብ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ካብ ኣፍሪካ ቀዳማይ ደረጃ ሒዛ ዛዚማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያዊት ፅጌ ካሕሳይ ኣብ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ዓውዲ መናእሰይ ካብ ኣፍሪካ ቀዳማይቲ ብምዃን ዛዚማ፡፡
እቲ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ብኣሰናዳእነት ሩዋንዳ እናተካየደ ይርከብ፡፡
ኢትዮጵያዊት ፅጌ ካሕሳይ 74 ኪሎ ሜትሮ ኣብ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ዓውዲ መናእሰይ ካብ…
ኢትዮጵያ ቡናን ቅዱስ ጊዮርጊስን ኣብ መርሃ ግብሪ ቀዳማይ ሰሙን እቲ ሊግ ክፃወታ እየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስነ-ስርዓት ምውፃእ ዕጫ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ 2018 ሎሚ ተሳሊጡ።
በዚ ድማ ኢትዮጵያ ቡናን ቅዱስ ጊዮርጊስን ኣብ መርሃ ግብሪ ቀዳማይ ሰሙን ክካየድ እዩ።
ብካሊእ ወገን ድማ ናይ ዓሚ ሰዓራይ ኢትዮጵያ መድን ኣብ ቀዳማይ ሰሙን ምስ ኣዳማ ከተማ ክትገጥም ኢያ።
እቲ ውድድር ኣብ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ፣ ኣዳማ፣…
ኦሊምፒክ ሰገናት ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ክካየድ እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝመፅእ ወርሒ ጥቅምቲ ካልኣይ ኦሊምፒክ ሰገናት ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ኮሚቴ ኦሎምፒክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ኦሊምፒክ ኢትዮጵያ ኣሸብር ወልደጊዮርጊስ (ዶ/ር) ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፤ እቲ ውድድር ዕድሚኦም ካብ 14 ክሳብ 17 ዓመት ዝኾኑ ሰገናት ክሳተፉ እዮም፡፡…
ማዱኬ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ንክልተ ኣዋርሕ ካብ ሜዳ ክርሕቕ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተፃቲ ክፍሊ መስመር ጋንታ ኣርሰናል ኖኒ ማዱኬ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ምኽንያት ንክልተ ኣዋርሕ ካብ ሜዳ ከምዝርሕቕ ተሓቢሩ፡፡
እቲ ተፃዋቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ኣርሰናል ምስ ማንቼስተር ሲቲ ሓደ ማዕረ ኣብ ዝተፈላለያሉ 5ይ ሰሙን ፀወታ እቲ ሊግ ናይ ብርኪ ጉድኣት ከምዘጋጠሞ ዘ ኣትሌቲክ ፀብፂቡ፡፡
ወዲ 23 ዓመት ተፃዋቲ…