ስፓርት
ኢትዮጵያ ቡና ንነገሌ ኣርሲ ስዒራታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካልኣይ ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ቡና ንነገሌ ኣርሲ 2 ን 1 ስዒራታ፡፡
ኢትዮጵያ ቡና ዝተዓወተትለን ሸቶታት ኣቡበከር ኣዳሙን በፍቃዱ ኣለማየሁን ኣመዝጊቦምወን፡፡
ብሕታዊት ሸቶ ነገሌ ኣርሲ ድማ ገ/መስቀል ዱባለ ኣመዝጊቡዋ፡፡
መርሃ ግብሪ እቲ ሊግ እንትቕፅል፤ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ምስ ፋሲል ከነማ ካብ 9 ሰዓት ጀሚረን እናተፃወታ ይርከባ፡፡
ቀትሪ ሰዓት 10 ድማ ሸገር ከተማ ምስ ኣዳማ ከተማ ኣብ ስታዲየም…
Read More...
ሪያል ማድሪድ ምስ ጁቬንቱስ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሳልሳይ ዙር ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሪያል ማድሪድ ምስ ጁቬንቱስ ከምኡ እውን ጀርመናዊት ጋንታ ኣይንትራክት ፍራንክፈርት ምስ እንግሊዛዊት ጋንታ ሊቨርፑል ሎሚ ምሸት ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡
ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ሪያል ማድሪድን ጁቬንቱስን ኣብ ሳንቲያጎ ቤርናብዩ ምሸት ሰዓት 4 ክካየድ ኢዩ፡፡…
ኣርሰናል ምስ ኣትሌቲኮ ማድሪድን ካልኦትን ሎሚ መዓልቲ ዝካየዱ ፀወታታት…
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሳልሳይ ዙር መርሃ ግብሪ ሎሚ ምሸት ትሽዓተ ፀወታታት ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኣውሮፓ ክካየዱ ኢዮም፡፡
ናይ መጀመርታ ፀወታታት እቲ ዕለት ምሸት ሰዓት 1፡45 ባርሴሎና ንግሪካዊታ ጋንታ ኦሎምፒያኮስ ኣብ ሜዳኣ እንትተተኣናግድ፥ ካዛኪስታናዊት ጋንታ ካይራት ኣልማቲ ምስ ጋንታ ቆጵሮስ ፓፎስ ክፃወታ…
ኣብ ማራቶን ዋተር ፍሮንት ቶሮንቶ ኣትሌት ሹሬ ደምሴ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ማራቶን ዋተር ፍሮንት ቶሮንቶ 2025 ኣትሌት ሹሬ ደምሴ ተዓዊታ፡፡
ኣትሌት ሹሬ ነቲ ርሕቐት 2 ሰዓት 21 ደቒቕን 03 ሰከንድንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢያ ቀዳመይቲ ወፂኣ፡፡
ካሊ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ኣልማዝ ከበደ ድማ ሳልሰይቲ ብምውፃእ ውድድራ ዛዚማ፡፡
ብምድብ ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ወርቅነህ ታደሰን…
ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ኣብ ቶኪዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ኣብ ጃፓን ቶኪዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ተዓዊቱ
ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ነቲ ውድድር ብ1 ሰዓትን 01 ሰኮንድን 21 ማይክሮ ሰኮንድን ኢዩ ዛዚሙዎ።
ብደቂ ኣኒስቲዮ ድማ ኣትሌት መስከረም ማሞ መበል ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድራ ዛዚማ።
ብተመሳሳሊ ዜና ኣብ ኣምስተርዳም ማራቶን…
ኣትሌት ኣይናለም ደስታ ኣብ ማራቶን ኣምስተርዳም ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 50 ውድድር ማራቶን ኔዘርላንድስ ኣምስተርዳም ኣትሌት ኣይናለም ደስታ ኣብ ተዓዊታ።
ብርቱካን ወልዴ ኣብቲ ውድድር መበል ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድራ ዝዛዘመት እንትትከውን ኣትሌት መቅደስ ሽመልስ ድማ ሳልሰይቲ ኮይና።
ነቲ ውፅኢት ስዒቡ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ንዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ማራቶን ኣምስተርዳም…
መበል ሻምናይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል ሻምናይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ካብ ፅባሕ ጀሚሮም ክካየዱ ኢዮም።
ብመሰረት እዚ፦
ቀዳም
ኖቲንግሃም ምስ ቼልሲ ሰዓት 8:30
ሰንደርላንድ ምስ ዎልቭስ ሰዓት 11:00
በርንሌይ ምስ ሊድስ ሰዓት…