Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኣፈፃፅማ መደባት 9 ኣዋርሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ተረኸብሉ ተገምጊሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ መደባት 9 ኣዋርሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ተረኸብሉ ተገምጊሙ። ከንቲባ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ እቲ ፀብፃብ ኣቕሪበንኡ። ናህሪ ናብራ ንምምሕያሽ መሰረታዊ ሸቐጣት ብበዝሒ ናይ…

ብልፅግና ፓርቲ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ብዝምልከት ተወሰኽቲ ሰነዳትን ሓበሬታታትን ንከቕርብ ቦርድ መረፃ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልፅግና ፓርቲ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ብዝምልከት ተወሰኽቲ ሰነዳትን ሓበሬታታትን ንከቕርብ ቦርድ መረፃ ሓቲቱ። እቲ ፓርቲ ብመሰረት ቦርድ ምርጫ ብዝርዝር ዘቐመጦም ጉዳያት ቅድሚ 25 ሚያዚያ 2014 ዓ.ም ንከቕርብ ተሓቲቱ። ቃለ ጉባኤ ብዝምልከት፣…

ኢትዮጵያ ስመምዕነት መጣየሺ ኤጀንሲ ኣፋውስ ኣፍሪካ ፈሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ስመምዕነት መጣየሺ ኤጀንሲ ኣፋውስ ኣፍሪካ ፈሪማ። እቲ ስምምዕነት ሚኒሰስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ተረኺበን ፈሪመን። ዶክተር ሊያ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምንባር ክታም፥ ኢትዮጵያ ኣባል እቲ ኤጀንሲ ምዃና ልዑል…

ኢትዮ ቴሌኮም “ኣሻም” ን “ቴሌ ገበያ”ን ዝበሃሉ ሓደሽቲ ኣገልግሎታት ኣፋሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም “ኣሻም” ን “ቴሌ ገበያ”ን ዝበሃሉ ሓደሽቲ ኣገልግሎታት ኣፋሊጡ። “ኣሻም” ዝተብሃሊ ኣገልግሎት  ዓማዊል ኣገልግሎት ኢትዮ ቴሌኮም እንትረኽቡ ብዝእከበሎም ነጥቢ መሊሱ ዝኸፍል ኣገልግሎይጨት እንትኸውነ፥ እቲ ኣገልግሎት ካብ ሎሚ…

ኣብ ዘላቒ ሰላምን ድሕንነትን ምብራቕ ኣፍሪካ ዝድሀበ መድረኽዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተጠባባቒ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ሰላምን ድሕንነትን እቲ ዞባ ዘተኮረ መድረክ ምኽክር የካይድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሰላም እቲ ዞባ ካብ ምሕላው ኣንፃር ብምንታይ መልክዑ ምስራሕ ከምዝግባእ ላዕለዎት ኣማኸርቲ እቲ ተጠባባቒ ሓይሊ እናተዛተዩ…

ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብ ዓለም ለኻዊ ተልእኾ ዓቃቢ ሰላም ተዋፊሮም ናብ ሃገሮም ዘይተመለሱ ሒደት ኣባላት ሰራዊት ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብ ዓለም ለኻዊ ተልእኾ ዓቃቢ ሰላም ተዋፊሮም ናብ ሃገሮም ዘይተመለሱ ሒደት ኣባላት ሰራዊት ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ። እቲ ሚኒስቴር ዝሃቦ ሙሉእ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ድፋዕ…

ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ብመንፅር ዝተውሃቦ ሃገራዊ ሓላፍነት ተሳትፎ ዜጋታት ብዘረጋገፀ መገዲ ናፃ ክኸውን ይግባእ-ፓርቲታት ፖለቲካ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ብመንፅር ዝተውሃቦ ሃገራዊ ሓላፍነት ተሳትፎ ዜጋታት ብዘረጋገፀ መገዲ ናፃ ክኸውን ይግባእ ክብሉ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛሪቦም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኢትዮጵያ ዜጋታት ንማሕበራዊ ፍትሒ (ኢዜማ)፣ኢትዮጵያ…

ሩሲያ ንፖላንድን ቡልጋሪያን ተቕርቦ ጋዝ ኣቋሪፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ንፖላንድን ቡልጋሪያን ተቕርቦ ዝነበረት ጋዝ ምቁራፃ ኣፍሊጣ። ዓቢዪ ትካል ነዳዲ ሩሲያ ጋዝፕሮም ከምዝሓበሮ፥ ካብ ሩሲያ ናብ ፖላንድን ቡልጋሪያን እናተለኣኸ ዝነበረ ቀረብ ጋዝ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ተቛሪፁ፡፡ ቀረብ ዝተቛረፀሉ ምኽንያት…

ኢትዮጵያውያን ሃገራዊ ልዕልና ኣብ ዘኽበረ ርክብ ዲፕሎማሲ ኣሰሮም ከንብሩ ይግባእ – ሙሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕድሕድ ኢትዮጵያውያን ሃገራዊ ልዕልና ኣብ ዘኽበረ ርክብ ዲፕሎማሲ ኣሰሮም ከንብሩ ከምዝግባእ ሙሁራን ኣመልኪቶም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ወሎ መምህር ፖለቲካል ሳይንስን ዓለም ለኸ ርክብን ጀማል ሰይድን…

መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣብ ጎንደር ብዘጋጠመ ጎንፂ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ህይወት፣ ኣካልን ንብረትን ብዝበፅሐ ጉድኣት ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣብ ጎንደር ብዘጋጠመ ጎንፂ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ህይወት፣ ኣካልን ንብረትን ብዝበፅሐ ጉድኣት ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ። እቲ ክልል ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ተኸባቢርካ ናይ ምንባር ተምሳሌት ኣብ ዝኾነት ከተማ ጎንደር ሃይማኖት ጉልባብ…