ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዓቢዪ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ጎደና ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዓቢዪ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ጎደና ይካየድ ኣሎ። ከምዚ ዓይነት መርሃ ግብሪ ሓድነትን መምትሕብባርን ብዝበለፀ ከምዘጠናኽር ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኢፍጣር ዝተሳተፉ ተኸተልቲ እቲ ሃይማኖት ምግላፆም ካብ ትሬቴደ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ቢዝነስ ኢትዮ ቴሌኮም ፃውዒት “ካብ ኢድ ክሳብ ኢድ ናብ ሃገር” ብምቕባል ንዝኣትዉ ኣጋይሽ ኣብ ኣገልግሎቱ 70 ሚኢታዊ ምንካይ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ፃውዒት “ካብ ኢድ ክሳብ ኢድ ናብ ሃገር” ብምቕባል ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ኢትዮጵያ ንዝኣትዉ ኣጋይሽ ኣብ ኣገልግሎቱ 70 ሚኢታዊ ምንካይ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። ኢትዮ ቴሌኮም ብዝተፈላለዩ ኣገልግሎታቱ ክሳብ 70 ሚኢታዊ ምንካይ…
ስፓርት ኣብፀወታ ቤትኪንግ ፕርሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማ ዓወት ቀኒዑዋ Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 20 ፀወታ ቤትኪንግ ፕርሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ፋሲል ከነማ ንኣርባምንጭ ከተማ 1 ን 0 ብመስዓር ተዓዊታ። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ዝተገበረ ፀወታ፥ በዛብህ መለዮ ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሽቶ ጋንታ ፋሲል ከነማ ሰለሰስተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ብዝምልከት ይዛተዩ ኣለዉ Desta Apr 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካ ከይዲ፣ ኣመሰራርታ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ከምኡውን እቶም ኮሚሽነራተን ላዕለዎት ኣመራርሓ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ዘለዎም ርክብ ብዝምልከት ይዛተዩ ኣለዉ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይቶ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፥ ብመሰረት ካብ…
ቴክኖሎጂ “ድሮናት” ንሃገራዊ ልምዓትን ሰብኣዊ ኣገልግሎትን ንምውዓል ዘኽእል ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ Desta Apr 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ድሮናት” ንሃገራዊ ልምዓትን ሰብኣዊ ኣገልግሎትን ንምውዓል ዘኽእል ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ። እቲ መድረኽ፥ ብመሪሕነት ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መርበብ ድሕንነት(INSA) ብምትሕብባር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዝተዳለወ ኢዩ። ኣብቲ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኢኮኖሚያዊ ፅዕንቶታታ ኮቪድ-19 ዝተሳገረቶ መካተቲን ዘላቒን ሽቶታት ልምዓት ብምኽታላ ኢዩ – ዶክተር ሊያ ታደሰ Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘላቒ ሽቶታት ልምዓት ዕዉታት ክኾኑ ዝኽእሉን ሃገራዊ ኢኮኖሚያዊ ፅዕንቶታት ከንሳዕርሩ ዝኽእሉን መካተትቲን ዘላቒን መምርሒታት እንትኽተሉ ከምዝኾነ ሚኒሰስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቤት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እንግሊዝን ኣሜሪካን ድርድር ሰላም ሩስያን ዩክሬንን ንድሕሪት መሊሰን-ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሰርጌይ ላቭሮቭ Desta Apr 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዝ፣ ኣሜሪካን ካልኦት ምዕራባውያን ተሓባበርተንን ኣብ ኢስታንቡል ዝተኻየደን ተስፋ ተገይሩሉ ዝነበረን ድርድር ሰላም ሩስያን ዩክሬንን ንድሕሪት መሊሰን ኢየን ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር ፍጹም ኣሰፋ ምስ ልኡኽ ኤጀንሲ ምትሕብባር ልምዓት ጃፓን ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍጹም ኣሰፋ ምስ ልኡኽ ኤጀንሲ ምትሕብባር ልምዓት ጃፓን ተዛቲየን። ዶክተር ፍፁም ብፕሮፌሰር ኬኒቺ ኦህኖ ዝተመርሐ ልኡኽ እቲ ኤጀንሲ ኣብ ኣተገባብራ ትልሚ ልምዓት ዓሰርተ ዓመት ከምኡ እውን ዝርከበሉ ብርኪ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘጋርዲያን ንመጭበርበሪ ዝወዓለ ምስሊ ተመዛበልቲ ኣዴታት ዋግህምራ ብበዓል እቲ ፎቶ ጋዜጠኛ ተቓሊዑ Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋዜጠኛ ፎቶ ጌቲ ኢሜጅስ ጀማል ኮንተስ ኣብ ሰቆጣ ዘልዐሎ ምስሊ ተመዛበልቲ ኣዴታት ዋግህምራ ናይ እንግሊዙ ዘጋርዲያን ኣብ ክልል ትግራይ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዝፈፀሞ በደል ዝተጎድኡ ኣዴታት ብምምሳል ዓለም ለኸ ማሕረሰብ ብዝተሰሓሓተ ሓበሬታ ምጭብርባሩ…
ቴክኖሎጂ ኤለን መስክ ንኩባኒያ ትዊተር ብ44 ቢሊየን ዶላር ዓዲጎምዎ Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኣፍሪካዊ በዓል ሃፍቲ ኤለን መስክ ንኩባኒያ ትዊተር ብ44 ቢሊየን ዶላር ዓዲጎምዎ። ቁፅሪ ሓደ በዓል ሃፍቲ ዓለም ኤለን መስክ፥ ንኣዋርሕ ኣብ ከይዲ ዝነበረ ከይዲ ዕድጊት ትዊተር ብዳይሬክተራት ቦርድ ሰብ ኣክሲዮን ዘቕረቡዎ 44 ቢሊየን ዶላር…