ብኲናትን ተፈጥሮኣዊ ሓደጋን ምኽኒያት ንሓገዝ ዝተቓልዑ ዜጋታት ንምሕጋዝ ዝተዋደደ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ ሃፍቲ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኲናትን ተፈጥሮኣዊ ሓደጋን ምኽኒያት ንሓገዝ ዝተቓልዑ ዜጋታት ንምሕጋዝ ዝተዋደደ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ ሃፍቲ ዕላዊ ኮይኑ።
ፈዴሬሽን መናእሰይ ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳያትን ከምኡውን ኤልሻዳይ ኢንተርቴይመንት…