ስፓርት ኣርባምንጭ ከተማ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ስዒራ Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 18 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣርባምንጭ ከተማ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ 2 ን 1 ስዒራ፡፡ ቀትሪ ካብ ሰዓት 7 ጀሚሩ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ኣርባምንጭ ከተማ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ታምራት እያሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዩናይትድ ኪንግደም፣ ጉዳያት ኮመንዌልዝን ልምዓትን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዩናይትድ ኪንግደም፣ ጉዳያት ኮመንዌልዝን ልምዓትን ይቬት ኩፐርን ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ “ምስ ሚኒስትር ጉዳያት…
ስፓርት ቶተንሃም ሆትስፐር ምስ ማንቼስተር ሲቲ… Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ካብ ሜዳኣ ወፃእ ምስ ቶተንሃም ሆትስፐር እትገብሮ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ምሸት ሰዓት 1፡30 ኣብ ዝግበር ፀወታ፤ ማንቼስተር ሲቲ ምስ መሪሕ እቲ ሊግ ኣርሰናል ዘለዋ ኣፈላላይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብሪታኒያ ኢቬት ኩፐር ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ፣ ጉዳያት ሓበራዊ ምዕባለን ልምዓትን ብሪታኒያ ኢቬት ኩፐር ተዛቲዮም፡፡ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ምሰተን ሚኒስትር ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ፥ ነዊሕ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ እትውግኖም ስራሕቲ ልምዓት ነቲ ዘዞባ ዘተኣሳስሩ ከምዝኾኑ ብተግባር ኣርኢያ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ እትውግኖም ስራሕቲ ልምዓት ካብ ባዕላ ሓሊፋ ኣብቲ ዞባ ብሓበራዊ ተረባሕነት ዘተኣሳስሩ ከምዝኾኑ ብተግባር ኣርኢያ ኢያ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ሎሚ መዓል ኣን ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን መዓልታዊ…