Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2026

ወዲ 95 ዓመት ሽማግለ ካብ መጀመሪያ ክሳብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ሓፈሻዊ መረፃታት ብመራፅነት ዝተሳተፉ ወዲ 95 ዓመት ሽማግለ ኣይተ እንድሪያስ ፉንጋ ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንምምራፅ ተሰናዲኦም፡፡ ኣብ ዞባ ወላይታ ነባሪ ከተማ ሻንቶ ዝኾኑ ኣይተ እንድሪያስ ኣብ መረፃ ብንቕሓት…

ኣብ ከተማ ኣዳማ ዝርከባ ጣቢያታት መረፃ ምድላው መረፃ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ ዝርከባ ጣቢያታት መረፃ ምድላው መረፃ ተዛዚሙ፡፡ ኣብታ ምምሕዳር ከተማ ካብ ዝርከቡ 3 ክልላት መረፃ 296 ጣቢያታት መረፃ ዝርከባ እንትኾና፣ ብሓፈሻ 312 ሺሕን 457 መረፅቲ ከምዝተመዝገቡ ተሓቢሩ፡፡ ኣብ ኩለን ጣቢያታት…

ሕብረት ኣፍሪካን ኢጋድን ከይዲ ዴሞክራሲ ኢትዮጵያ ከምዝድግፉ ኣረጋጊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣፍሪካን በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ)ን ከይዲ ዴሞክራሲ ኢትዮጵያ ከምዝድግፉ ኣረጋጊፆም፡፡ መራሒ ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ሕብት ኣፍሪካ ዝኾኑ ነበር ፕሬዝዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታን መራሒ ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ኢጋድ…

ኣብ ከተማ ጎንደር ዝርገሐ ናውቲ መረፃ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ ግንቦት 23፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር ናውቲ መረፃ ዝርገሐ ናውቲ መረፃ ሙሉእ ብሙሉእ ናብ ጣቢያታት መረፃ ተዛዚሙ፡፡ እቲ መረፃ ሰላማፃ ዴሞክራሲያዊን ከይዱ ሓሊዩ ንኽዛዘም ብምውዳድ እናሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ንሻውዓይ ሓፈሻዊ መረፃ ኣድላዪ ምድላው ዝተዛዘመ…

ጣቢያታት መረፃ ከተማ በሻሻ ምድላዋተን ዛዚመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ትሕቲ ክልል መረፃ ጎማ 2 ጣቢያ መረፃ ከተማ በሻሻ ምድላዋተን ዛዚመን ኢሉ ቤት ፅሕፈት እቲ ክልል መረፃ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ባሻዬ መስፍን ከምዝበሉዎ፥ ኣብቲ ክልል መረፃ ከተማ በሻሻ ዝርከቡ ሓዊሱ ብሓፈሻ 87 ጣቢያታት መረፃ ይርከቡ።…

ኣብ ክልላት መረፃ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርገሐ ናውቲ መረፃ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከታማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ጣያታት መረፃ ን7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ዝርገሐ ናውቲ ተዛዚሙ። ብብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ብዝተቐመጠ ግዘ ሰሌዳ መሰረት ፅባሕ 24 ግንቦት 2018 ዓ.ም መረፅቲ ድምፂ ክህቡ ኢዮም። ልዕሊ 54 ሚሊየን ዜጋታት…

ፅባሕ ኣብ ዝካየድ መረፃ ብንቕሓት ንምስታፍ ድሉዋት ኢና – ነበርቲ ከተማ ከሚሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅባሕ ኣብ ዝካየድ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብንቕሓት ንምስታፍ ድሉዋት ኢና ኢሎም ነበርቲ ከተማ ከሚሴ። እታ ዕለት ኣብ ጉዳይ ሃገርና ድምፂ እንህበሉ ብምዃኑ ብሃንቀውታ እናተፀበነያ ነይርና ዝበሉ ነበርቲ እታ ከተማ፥ ካብ ወጋሕታ ጀሚሩ ድምፆም ይጥቕመና…

ፅባሕ ካብ መረፃ ወፃእ ኪሉእ ቆፀሮ የብልናን – ነበርቲ ከተማ ሃዋሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅባሕ ካብ መረፃ ወፃእ ኪሉእ ቆፀሮ የብልናን ኢሎም ነበርቲ ከተማ ሃዋሳ፡፡ ኣብቲ መረፃ ድምፂ ዘይምሃብ ዴሞክራሲያዊ መሰልና ዘይምጥቃም ኢዩ ዝበሉ ነበርቲ እታ ከተማ፥ ፅባሕ ካብ ወጋሕታ ጀሚሩ ድምፅና ንመሃብ ተሰናዲእና ኢሎም። ንሕና…

ኣብ ክልል መረፃ ሻሸመኔ ዝርገሐ ናውቲ መረፃ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሻሸመኔን ከባቢኣን ዝርከቡ ጣቢያታት መረፃ ዝርገሐ ናውቲ መረፃ ተዛዚሙ፡፡ ሓላፊ እቲ ክልል መረፃ ተስፋዬ በቀለ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበሉዎ፥ መውሀቢ ድምፂ ወረቐት ሓዊሱ መሰረታዊ እታወታት ንጣቢያታት መረፃ ተኸፋፊሉ፡፡ ኣብ ኩለን…

ኣብ ከተማ ጎንደር ንዕዉትነት መረፃ ዝተገበረ እኹል ምድላው …

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅባሕ ዝካየድ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዓወት ንኽዛዘም ኣድላዪ ምድላው ተገይሩ ኢሉ መምርሒ ሰላምን ፀፅታን ምምሕዳር ከተማ ጎንደር። ሓላፊ እቲ መምርሒ ኣለልኝ ኣለም ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝገለፁዎ፤ ንዕዉትነት እቲ መረፃ ስራሕቲ ፀፅታ ኣብ ዕለት…