ኣምሓራን ኦሮሞን ብዘበናት ዝተረጋገፀ ጥንኩር ሓድነት ዝፈጠሩ ህዝብታት እዮም – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህዝቢታት ኣምሓራን ኦሮሞን ኣብ ነዊሕ ዘበናት ጥንኩር ሓድነትን ምትእስሳርን ዝፈጠሩ ህዝብታት ኢዮም ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ኣምሓራ ሚዲያ ኮርፖሬሽን (ኣሚኮ) ብዛዕባ ታሪኻዊ ምትእስሳር ህዝቢ…