ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጎስጓስ ትሩፋት ሌማት ምርባሕ ደርሆ ናብ ዘበናዊ ኣሰራርሓ የሰጋግር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጎስጓስ ትሩፋት ሌማት ፍርያት ስጋ ደርሆን እንቋቑሖን ብምዕባይ ዘመናዊ ምርባሕ ደርሆ የስፋሕፍሕ ኣሎ ኢሎም ሚኒስትር ሕርሻ ኣዲሱ ኣረጋ። ምስፍሕፋሕ ዝተመሓየሹ ዓሌታት፣ ምጥንኻር ዘበናዊ ማእኸላት መራብሒን መጫጭሒን፣ ክንክን ጫቓቒትን ምምሕያሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተወደበ ኣሰራርሓ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ተረባሕነት ኢኮኖሚ እናዓበየ ይርከብ -ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ mizan mekonen Aug 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 25፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ምትሕብባር ዝተመስረተ ኣሰራርሓ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ተረባሕነት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ብልዑል ደረጃ ይዓቢ ኣሎ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ። ማሕበር ኣክስዮን ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲን ኢትዮጵያ ባሕሪ መጓዓዝያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ተግባራዊ ብዝገበሮ መመሓየሺ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ታሪኽ ንግዲ እታ ሃገር ዘይተራእየ ዓወት ተመዝጊቡ Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ተግባራዊ ብዝገበሮ መመሓየሺ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ታሪኽ ንግዲ እታ ሃገር ዘይተረኣየ ዓወት ተመዝጊቡ ኢሉ ሚኒስቴር ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን። መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ወጣኢ ንግዲ ዝርከብ እቶት ኣዝዩ ዝለዓለን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ፅኑዕ መደረት ዝቖመት ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብታሪኻዊ ከይዲ ለውጢ ሓሊፋ ሎሚ ብኹሉ መዳይ ዓቕማ እተጎልብተሉ፣ ናይ ፅባሕ ዕጫኣ ካብ ሎሚ ዝበለፀ ብሩህ ከምዝኸውን ብጭቡጣት ስራሕቲ እናረጋገፀት ትርከብ። መምርሒ መንግስቲ መደመር ንድፈ-ሓሳብ ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ባይታ ብዝረአዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብሕልፈት ንጉስ ኖርወይ ሃራልድ 5ይ ዝተሰምዖም ሓዘን ገሊፆም mizan mekonen Aug 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 24፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብሕልፈት ንጉስ ኖርወይ ሃራልድ 5ይ ዝተሰምዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኤክስ ገፆም ብፅሑፍ ከምዝበልዎ፤ ብስም መንግስትን ህዝብን ኢትዮጵያ ብሕልፈት ንጉስ ሃራልድ 5ይ፤ ንኽቡር ንጉስ…
ዝንቕ ፋና ሓንቲ ኣደ ኣርባዕተ ህፃናት ብሰላም ተገላጊላ mizan mekonen Aug 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 24፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዞባ ጎፋ ሳውላ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ሓንቲ ኣደ ኣብ ሓደ ግዜ ኣርባዕተ ህፃናት ብሰላም ተገላጊላ። እታ ኣደን እቶም ኣርባዕተ ህፃናትን ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ጥዕና ከምዘለዉ ተገሊፁ። ስፔሻሊስት ሓኪም ማህፀንን ፅንስን ዶ/ር…
ስፓርት ቼልሲ ኣርጀንቲናዊ ሓላዊ ልዳት ኢሚሊያኖ ማርቲኔዝ ኣፈሪሙ mizan mekonen Aug 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 24፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቼልሲ ኣርጀንቲናዊ ሓላዊ ልዳት ኢሚሊያኖ ማርቲኔዝ ካብ ኣስቶንቪላ ምፍራሙ ዕላዊ ገይሩ። ኢሚሊያኖ ማርቲኔዝ ኣብ ምዕራብ ለንደን ንዝርከብ ክለብ ቼልሲ ንኽልተ ዓመት ዘፅንሖ ውዕሊ ተፈራሪሙ። ቼልሲ ነቲ 33 ዓመት ዝዕድሚኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘተ ዝተዀልዐ ዴሞክራሲ ምርድዳእ mizan mekonen Aug 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 24፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከይዲ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ንነዊሕ ዓመታት መልሲ ከይረኸቡ ዝፀንሑ ሕቶታት ከም ዘለዉ ግልፂ እዩ። ብፍላይ ካብ ሕፅረት ፖለቲካዊ ኣሳታፍነት ዝተላዕለ፣ ብዙሓት ሓሳባቶምን ሕቶታቶምን ከይተሰምዑ ፀኒሖም እዮም። እዚ ድማ “ኢትዮጵያ ንኹላትና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ዘተ ንኢትዮጵያን ህዝባን ዓወት ዘርኣየ ታሪኻዊ ፍፃመ እዩ mizan mekonen Aug 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 24፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምህናፅ ሃገረ መንግስቲ ሓባራዊ ፃዕርን ምርድዳእን ዝሓትት ካብ ምዃኑ ብተወሳኺ ውፅኢት ብዙሓት ከይዲታት እዩ። ካብዞም ወሰንቲ ግደ ዝፃወት ድማ ዘተ እዩ፤ ዘተ ቂምን ቁርሾን ብምፍታሕ፣ ምፅጋን ቁስልታት ታሪኽን መበገሲኡ እዩ። ብብዙሕ ከይዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበራዊ ምትእስሳር ዘጠናኽር ኣገልግሎት ወለንታ Gebremariam Weldegerima Aug 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ወለንታ ማሕበራዊ ምትእስሳር ሓንቲ ሃገር ዘጠናኽርን ሓድነት ክብሪ ምትሕግጋዝ ዜጋታት ዘጎልብትን መገዲ ቅንዕና እዩ። ነፍሲ ወከፍ ሰብ ዘለቶ ንእሽተይ ፍልጠት፣ ግዘ ወይ ጉልበት፣ ህይወት ካልእ ሰብ ብምሉእ ንምቕያር ዓብዪ ዓቕሚ ኣለዎ።…