Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

June 2026

ንቱሪዝም ዝተውሃቦ ትኹረት መበገሲ ኢትዮጵያ ናይ ምምዕባል ራእይና እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ዝተውሃበ ትኹረት ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ንመፃኢ ወለዶ ንምርካብ ራእይና እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ቱሪዝም "ሓድሽ ሞተር ኢኮኖሚ" ብዝብል ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት…

ካብ ስግኣት ስነ-ምህዳር ናብ ተምሳሌት ፕላኒንግ ከተማ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንብዙሓት ዓመታት ንኣዲስ ኣበባ እናጨነቐን ስግኣት ጥዕና ነበርታን ኮይኑ ዝፀንሐ ብኽለት ሩባታት ሎሚ ኣብ ልምዓት ወሰን ሪባ እንጦጦ-ቀበና ኣቢሉ ታሪኹ ቀይሩ ኢዩ። እቲ ፕሮጀክት ታራ ናይ ፅባቐ ስራሕቲ ዘይኮነስ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀፃሊ ንእትኽተሎ…

ሃፍቲታት ተፈጥሮ ንምምዝጋብ ዘኽእል ፍኖተ ካርታ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ሕታም መግለፂ ፀብፃብ ኣካውንታት መሬትን ናይ ተፈጥሮን ኣካውንቲንግን ፍኖተ ካርታ ዕላዊ ኮይኑ። ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ምስ ባንኪ ዓለም ከምኡ እውን ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ብምዃን ዘሰናደኦ እቲ ፍኖተ ካርታ፤ ማይ፣…

ፈረንሳይ ምስ ስዊድን – ኮትዲቯር ምስ ኖርዌይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ 32 ሎሚ እውን ክቕፅሉ ኢዮም፡፡ ንምድባ ብፀብለልታ እናመርሐት ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዝተፀምበረት ፈረንሳይ ሎሚ ፍርቂ ለይቲ ሰዓት 6 ምስ ስዊድን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ ኣብ እንጦጦ ፓርክ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሃደራ ኣበራ ሓዊሱ ብዙሓት ኣምባሳደራተ ወፃኢ ሃገራት፣ ዲፕሎማሰኛታትን ሓለፍቲ…

መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር ለኸ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ዘበነ ትምህርቲ 2018 ሎሚ መዓልቲ ምሃብ ተጀሚሩ፡፡ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ማእኸል ፈተና ቤተ መፃሕቲ ኣብርሆት ብምርካብ እቲ ከይዲ ብዕሊ ኣጀሚሮም። እቲ ፈተና ብዝተፈላለዩ ዙራት…

ኢትዮጵያ፣ ካብ ተሓጋዛይነት ናብ ሉኣላዊነት…

ኢትዮጵያ ካብ ተሓጋዛይነት ብምውፃእ ናብ ወፃኢ ፍርያት ለኣኽነት ናይ ምስግጋር ሓዱሽ ምዕራፍ ታሪኻዊ ጉዕዞን ሉኣላዊነት ኢኮኖሚ ይርከብ፡፡ ኢትዮጵያ ንብዙሓት ዓሰርተ ዓመታት ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ምስ ሕፅረት ውሕስና ምግቢን ፅግዕተኝነት ርዳእታን ስማ ተተሓሒዙ ፀኒሑ ኢዩ። ይኹን እምበር…

ዕንክሊል ፖለቲካ ነበር ህወሓት፣ ካብ ታሪካዊ ስሕተት ናብ ዓርሰ ቅትለት ጉዕዞ

ዕንክሊል ፖለቲካ ነበር ሕወሓት፣ ካብ ታሪካዊ ስሕተት ናብ ዓርሰ ቅትለት ጉዕዞ ነበር ህወሓት ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ሓደሽቲ ለውጢታት ፖለቲካ፣ ኢኮኖሚን ማሕበራዊን ተቐቢሉ ንርእሱ ክሕድስ ኣይከኣለን፡፡ ኣብዚ ዘበን ኮይኑ ንሓዱሽ ትውልዲ ነባር ወያናይ ዴሞክራሲ ክዝምር ይሓስብ፡፡ እዚ…

ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኢትዮጵያን ቻይናን ተጠናኺሩ ንክቕፅል ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ- ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኢትዮጵያን ቻይናን ተጠናኺሩ ንክቕፅል ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ብምክትል ቀደማይ ሚኒስትር መዓርግ ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ሀንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን መክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ…

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ዘቲዮም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ኢኮፐኖሚያዊ ዝምድና፣ ሰላምን ድሕንነትን ከምኡ ‘ውን ዞባዊ ርግኣት…