ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀረ ደባይ ውግእ ክምክት ዝኽእል ዓቕሚን ቁመናን መግለፂ ሰራዊት ምክልኻል Gebremariam Weldegerima Oct 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ጥቅምቲ 16፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብዘበናዊ ኣፅዋር ኲናትን ብዝሰልጠነ ሓይሊ ሰብን ዝተወደበ ብምዃኑ፤ ንፀረ ደባይ ውግእ ክምክት ዝኽእል ዓቕሚን ቁመናን ፈጢሩ ኣሎ። ሰራዊት ምክልኻል ካብ ዝተመስረተሉ እዋን ጀሚሩ ክሳብ ሕዚ እናኣካየዶ ዝፀንሐ ሃገር ካብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሉላ ዳ ሲልቫ ምርጫ ፕሬዚደንት ብራዚል ስዒሮም Gebremariam Weldegerima Oct 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ወዲ 80 ዓመት ዝኾኑ መራሒ ሓይሊ ፀጋም ሉዊስ ኢናሲዮ ሉላ ዳ ሲልቫ ፕሬዚደንታዊ መረፃ ብራዚል ስዒሮም። እቶም ፕሬዚደንት፣ ንየማናዊ ተቓዋሚኦምን ወዲ ናይ ቀደም ፕሬዚደንት ብራዚል ጃይር ቦልሶናሮ ዝኾኑ ሰናተር ላቪዮ ቦልሶናሮን ብምስዓር፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 561 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Oct 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 561 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብዚ ሰሙን ብዝተኻየዱ 7 ዙር በረራታት ዝተመለሱ 929 ደቂ ተባዕትዮ፣ 580 ደቂ ኣንስትዮን 52 ህፃናትን እንትኾኑ፤ ካብቶም ዝተመለሱ ዜጋታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 12 ዓለም ለኸ ጣና ፎረም ብዓወት ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Oct 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ 13 ክሳብ 15 ጥቅምቲ ኣብ ከተማ ባህርዳር ክካየድ ዝፀንሐ መበለ 12 ዓለም ለኸ ጣና ፎረም ብዓወት ተዛዚሙ ኢሉ ዋና መምርሒ ፖሊስ ክልል ኣምሓራ። ዋና ላዕለዋይ መምርሒ ፖሊስ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ከምዝሓበሮ፤ እቲ መርሃ ግብሪ ብዓወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ኩሎም ኣብያተ ትምህርቲ ከይዲ ትምህርቲ ብዕሊ ተጀሚሩ mizan mekonen Oct 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ትሕቲ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ዝርከቡ ኩሎም ኣብያተ ትምህርቲ ከይዲ ምምሃርን ምስትምሃርን ስራሕ ዳግም ተጀሚሩ። ብሰንኪ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ተቛሪፁ ዝፀንሐ ከይዲ ትምህርቲ ዳግማይ ምጅማሩ፣ ተምሃሮ ናብ ትምህርቲ ክምለሱን ዝተቛረፀ ከይዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ን10 ዜጋታት ናይ ክብሪ ኣባልነት ሰራዊት ምክልኻል ኣፍልጦ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 119 መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ነቲ ሰራዊት ብዝተፈላለየ መገዲ ኣበርክቶ ንዝገበሩ 10 ዜጋታት ናይ ክብሪ ኣባልነት ሰራዊት ምክልኻል ኣፍልጦ ተዋሂቡ። 119 ዓመት መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል “ሰራዊት ዓወት” ብዝብል መሪሕ ቃል ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ዝተፈተነሉ ኩሉ ዓውደ ውግእ ብፅንዓት ሓሊፉ ዓወት ተጎናፂፉ እዩ – ኣይተ መሓመድ እድሪስ Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዝተፈተነሉ ኩሉ ዓውደ ውግእ ብፅንዓት ሓሊፉ ዓወት ዝተጎናፀፈ፣ ንሃገር ናብ ምሉእ ዕቤት ዘብፅሕ ሰራዊት ዓወት እዩ ኢሎም ሚኒስትር ምክልኻል መሓመድ እድሪስ። 119 ዓመት መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል “ሰራዊት ዓወት”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ታሪኽ ዕጡቕ ሓይሊ ኢትዮጵያ ንዘመናት ዝተመዝገበ እዩ – ጀነራል ዓለምእሸት ደግፌ Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ታሪኽ ዕጡቕ ሓይሊ ኢትዮጵያ ንዘመናት ዝተመዝገበ እዩ ኢሎም ወታደራዊ ኣማኻሪ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይልታት ጦር ፌዴሪኢን ሓላፊ ኣመራርሓ ተኹሲ ሚኒስቴር ምክልኻልን ጀነራል ዓለምሸት ደግፌ። መበል 119 ዓመት መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል “ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ልምዓት ወሰን ሩባ ቀጨኔ–ኣምባሳደር–ጊዮን–ኢሬቻ–ባምቢስ መሪቖም Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ልምዓት ወሰን ሩባ ቀጨኔ–ኣምባሳደር–ጊዮን–ኢሬቻ–ባምቢስ መሪቖም ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ እዚ 351 ሄክታር ሓፈሻዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 119 ይ መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 119 መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። መበል 119 መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ “ሰራዊት ዓወት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ላዕለዋይ መምርሒ ሓይልታት ጦር ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ ክብረ በዓል ሓለፍቲ መንግስቲ፣…