ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 6ይ ሃገራዊ ጎደና ኢፍጣር ቀዳም ክካየድ እዩ mizan mekonen Mar 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) 6ይ ሃገራዊ ጎደና ኢፍጣር ቀዳም ኣብ ኣደባባይ መስቀል ክካየድ እዩ ኢሉ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ። መርሃ ግብሪ ሃገራዊ ጎደና ኢፍጣር "ነጃሺ ለሀገር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ክካየድ እዩ። ሓላፊ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዞባዊ ውህደት ሓይሊ ዘለዋ እጃም እናዓበየ መፂኡ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር) mizan mekonen Mar 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ዞባዊ ውህደት ሓይሊ ዘለዋ ግደ እናዓበየ መፂኡ ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)። ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኬፕ ታውን እናተካየደ ዘሎ ጉባኤ ኢነርጂ ኣፍሪካ ጎና ጎኒ ብባንኪ ዓለምን ባንኪ ልምዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ትግራይ ንህወሓት ከይተገዝአ እቲ ክልል ካብ ዝኣተዎ ፀገም ከድሕን ኣለዎ- ውድባት ፖለቲካ mizan mekonen Mar 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ህዝቢ ትግራይ ንዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣይግዛእን ብምባል እቲ ክልል ካብ ዝኣተዎ ፀገም ከድሕን ኣለዎ ኢሎም ውድባት ፖለቲካ፡፡ ዋና ፀሓፊ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ትግራይ ( ትዴፓ) ሙሉብረሃን ሃይለ ከምዝበልዎ፤ ኣብቲ ክልል ዘሎ ዘይሕጋዊ…
ቴክኖሎጂ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ዝህብ ፕላትፎርም ኮሙኒኬሽን ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ኣገልግሎት ድሕንነትን ሓሬታን ካብ ሕብረተሰብ ሓበሬታ ዝቕበለሉን ካልኦት ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ዝህብን ፕላትፎርም ኮሙኒኬሽን ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ ከምዘመላኸቶ፤ ካብ ስሩዕ መርበብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቅነ መሰረተ ልምዓትን ኮንስትራክሽንን ቀፃሊ 9 ሚያዚያ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቅነ መሰረተ ልምዓትን ኮንስትራክሽንን ኢትዮጵያ ካብ 9 ክሳብ 12 ሚያዚያ 2018 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ። እቲ መርሃ ግብሪ “ኢትዮጵያ ካትሃንፅ ኢያ! ፈጠራ፣ ቅልጣፈን ፅሬትን ንብራኸ መሰረተ ልምዓት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ክካየድ። ሚኒስትር…
ስፓርት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ሓሙሽተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 29 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ሓሙሽተ ፀወታታት እንትካየዱ ኣርሰናል ምስ ብራይተን ትገብሮ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ነቲ ሊግ ብ64 ነጥቢ እናመርሐት ትርከብ ኣርሰናል ኣብ ሜዳኣ ኢምሬትስ ኣብ ዝተገበረ ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቴምር ፕሮፐርቲስ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቴምር ፕሮፐርቲስ ፆም ረመዳን ምኽንያት ብምግባር ንዓቕመ ደካማ ዜጋታት መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ኣካይዱ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ልዕሊ 200 ዓቕመ ደካማ ክፋላት ማሕረሰብ ሓዊሱ 800 ሰባት ከምዝተሳተፉ ተሓቢሩ። ካብዚ ብተወሳኺ ኣብዚ እዋን እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “መንእሰይ ስልጣን ሒዙ ተዝኸውን ነይሩ ናብዚ ኩሉ ጣጣ ኣይንተኣተውናን ነይርና” ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) mizan mekonen Mar 3, 2026 0 ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሃገራዊ እዋናዊ ጉዳያት ኣልዒሎም ምስ ግዜኢ ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት መንእሰይ ትግራይ ስልጣን ሒዙ ተዝኸውን ነይሩ ናብዚ ኩሉ ጣጣ ኣይንተኣተውናን ነይርና ክብሉ ተዛሪቦም፡፡ ምክንያቱም ምስ መንእሰይ ብዘመናዊ ቋንቋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ህወሓት ናብ መሬት ክወርድ ዘይክእል ብብሉይ ክልስ ሓሳብ ዝተኣሰረ ውድብ እዩ” -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) mizan mekonen Mar 3, 2026 0 ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ግዜኢ ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት ህወሓት ናብ መሬት ክወርድ ዘይክእል ብብሉይ ክልስ ሓሳብ ዝተኣሰረ ውድብ እዩ ኢሎም፡፡ እዙይ ድማ ጥዕና ዘለዎ ፓለቲካዊ ውድብ ባህርያት ኣይኮነን ፤ሓዱሽ ነገር ዝሰምዕ እዝኒ የብሉን፤ ዝርእይ…
ስፓርት ሮድሪጎ ካብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ፀወታ ወፃኢ ኮይኑ mizan mekonen Mar 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብራዚላዊ ተፃዋቲ ሪያል ማድሪድ ሮድሪጎ ብሰንኪ መጉዳእቲ ካብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ፀወታ ወፃኢ ኮይኑ፡፡ ሮድሪጎ ሎሚ ኣብ ዝተገበረሉ መርመራ ኣብ የማናይ እግሩ መጉዳእቲ ከምዘጋጠሞ ክለቡ ኣፍሊጡ፡፡ እዚ ወዲ 25 ዓመት…