ስፓርት ተዓዋቲት ወርቂ ዋንጫ ፕሪምየር ሊግ… mizan mekonen May 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣርሰናል ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 38 ፀወታታት ሓንቲ ፀወታ ከይተሳዕረት ተዓዋቲት ወርቂ ዋንጫ ምኳን ዝኽኣለት እንኮ ክለብ እያ። ሰሜናዊት ክለብ ለንደን"ዘ ኢንቪንስብል" (ዘይስኮኑ) ብዝብል ዝፍለጥ ብድሙቕ ታሪክ ዝፀሓፈ ቅድሚ 22…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ትካላት ንልዕልና ሃገር… Gebremariam Weldegerima May 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓንቲ ሃገር ጥንክርቲን ተታታሊ ዝኾነ ዕቤትን ክተመዝግብ ትኽእል ጥንኩራት ትካላት እንትህልዉ ከምዝኾነ ፍሉጥ ኢዩ። በዚ ድማ ትካላት ንህንፀት ሃገረ መንግስቲ ዓምዲ ብምዃን ማዕርነትን ፍትሓዊ ተረባሕነትን ዜጋታት ኣብ ምርግጋፅ ዕዙዝ ግደ ይፃወቱ።…
ቢዝነስ ካብ ወፃኢ ንግዲ 8 ነጥቢ 7 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima May 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ 8 ነጥቢ 7 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ ኢሎም። ፍርያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ኣብ ፍርያታት ሕርሻ ኤክስፖርት ቢዝነስን ከምኡ እወን ኣብ ምጥዓም ቡንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ፍሉይ ምርኢት ኣውሮፕላን ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima May 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል 80 ዓመት በዓል ምስረታ ምኽንያት ብምግባር ሎሚ መዓል ፍሉይ ምርኢት ኣውሮፕላን ኣካይዱ። እተን ኣውሮፕላናት ንምርኢት ህዝቢ ዝቐርባሉ ትርኢት ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)ን ዋና ፈጻሚ ስራሕ…
ስፓርት ምድረ ገነት ሽረ ንኢትዮጵያ ቡና ስዒራ Gebremariam Weldegerima May 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 32 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምድረ ገነት ሽረ ንኢትዮጵያ ቡና 1 ን 0 ስዒራ፡፡ ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ብሕታዊት ሸቶ ምድረ ገነት ሽረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝቕፅል ሰኑይ ኩለን ሙዚየማት ንበፃሕቲ ብናፃ ክፍቲ ክኾኑ ኢዮም Gebremariam Weldegerima May 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ሙዚየም ምኽንያት ብምግባር 10 ግንቦት 2018 ዓ.ም ኩሎም ሙዚየማት ንበፃሕቲ ብናፃ ክፍቲ ክኾኑ ኢዮም ኢሉ በዓል መዚ ሓለዋ ሓድጊ ኢትዮጵያ፡፡ ዓለም ለኸ መዓልቲ ሙዚየም "ሙዚየማት ዝተኸፋፈለ ዓለም የተኣሳስሩ" ብዝብል መሪሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 14, 2026 0 አዲስ አበባ፣ ግንቦት 6፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)ምስ ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ ሮናልድ ላሞላ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ሚኒስትራት ኣብ ህንዲ ኒው ዴልሂ እናተኻየደ ምስ ዝርከብ ጉባኤ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ብሪክስ ጎድና ጎድኒ ኣብ ዝገበሩዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት ቀብሪ ኮሚሽነር ዘገየ ኣስፋው ተፈፂሙ mizan mekonen May 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስነ ስርዓት ቀብሪ ነበር ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ዘገየ ኣስፋው ኣብ ካቴድራል ቅድስቲ ስላሴ ተፈፂሙ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ቀብሪ ኮሚሽን ኮሚሽራትን ሰብ ሞያታትን፣ ላዕለዎት ሰበስልጣን መንግስቲ፣ ስድርኦምን ፈተውቶምን…
ስፓርት ሕፁያት ዝበለፁ ኣሰልጠንቲ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ እዚ ዓመት ዕላዊ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima May 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕፁያት ዝበለፁ ኣሰልጠንቲ ዓመተ ውድድር 2025/26 ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዕላዊ ኮይኖም፡፡ በዚ ድማ ኣሰልጣኒ መሪሕ እቲ ሊግ ኣርሰናል ሚኬል ኣርቴታ፣ ኣሰልጣኒ ማንቼስተር ሲቲ ፔፕ ጓርዲዮላን ኣሰልጣኒ ጋንታ ማቼስተር ዩናይትድ ማይክል ካሪክን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣትሌት የብርጓል መለስ ተፈፂሙ mizan mekonen May 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀብሪ ኣትሌት የብርጓል መለስ ሎሚ ተፈፂሙ። ስነ ስርዓት ቀብሪ እታ ኣትሌት ኣብ መንበረ ፀባኦት ኣብ ዝርከብ ካቴድራል ቅድስቲ ስላሴ፤ ፈተውታን ስድርኣን፣ አመራርሓ ኣባላት ምኽልካል ሃገር ኣብ ዝተረኸብሉ ብማርሽ ባንድ ተዓጂቡ ተፈፂሙ።…