ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ኣኼባ ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)7ይ ዘበን ስራሕ 1ይ ዓመት ሓበራዊ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ፌዲሪኢ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴን ሓዊሱ ተመረፅቲ ኣባላት ክልቲኦም ኣቢያተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ራኢ ኢትዮጵያ ብዝሓስብ ኣእምሮን ብዝሰርሓ ኣእዳውን እንትምራሕ ይሰምር – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ mizan mekonen Oct 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ራኢ ኢትዮጵያ ብዝሓስብ ኣእምሮን ብዝሰርሓ ኣእዳውን እንትምራሕ ይሰምር፣ ይፀንዕ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፣ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዳግማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ብሩንዲ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም mizan mekonen Oct 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣቦ ወንበር ሕብረት ኣፍሪካን ፕሬዚዳንት ብሩንዲን ኢቫሪስቴ ንዳይሺሚዬ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መልእኽቶም ኢትዮጵያ ዝሓዘቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያዊነት ብፈተናታት ዘይተሰኮነ ብወረርቲ ዘይተሰብረ ኢትዮጵያውያን ብመደመር መገዲ ስለ ዝጎዓዙ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) mizan mekonen Oct 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ፈተናታት ዘይተሰኮነ ብግዳማዊ ወረርቲ ዘይተሰብረ ኢትዮጵያዊነት ዝተረኸበ ኢትዮጵያውያን ብመደመር መገዲ ስለ ዝጎዓዙ እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)፡፡ ምስረታ ሓድሽ መንግስቲ መደመርን ፌዴሪኢ 7ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 1ይ ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሰዓራይ እምበር ተሰዓራይ ዜጋ ኣይህልዋን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) mizan mekonen Oct 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ሰዓራይ እምበር ተሰዓራይ ዜጋ ኣይህልዋን ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብቲ ኣኼባ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ቀዳማይ ሚኒስትር ገይሩ ሰይሙዎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብዚ እዋን ከም ዝበሉዎ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ብምዃን ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ብምግባር ሾይሙዎም። 7ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 1ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ መመስረቲ ስሩዕ ጉባኤ ይካየድ ኣሎ፡፡ እቲ ባይቶ ኣብ ጉባኤ ኣቢይ ኣሕመድን (ዶ/ር) ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ኣየለች እሸቴ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምዃን ተሰይሞም Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)7ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 1ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መስራቲ ጉባኤ እቲ ባይቶ 1ይ ስሩዕ ኣኼባኡ የካይድ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ወ/ሮ ኣየለች እሸቴ ምክትል ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይቶ ብምግባር ብሙሉእ ድምፂ ሰይሙ፡፡ ወ/ሮ ኣየለች እሸቴ ንዝቕፅሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምዃን ተሰይሞም Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ 7ይ ዘበን ስራሕ መስራቲ ጉባኤኡ ንኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ኣፈ ጉባኤ ብምግባር ሰይሙ፡፡ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ንዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይቶ ብምዃን ንምግልጋል ኣብ ቅድሚ እቲ ባይቶ ቀሪቦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኮይኖም ተሰይሞም mizan mekonen Oct 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣25 መስከረም ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ንኣይተ ደስታ ሌዳሞ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ገይሩ መሪፅዎም። ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ናይ 7ይ ዘበን ፓርላማ፣ 1ይ ዓመት ዘበን ስራሕ፣ 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኮይነን ተሰይመን mizan mekonen Oct 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን 7ይ ዘበን ፓርላማ 1ይ ዓመት ዘበነ ስራሕ 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ። በዙይ መሰረት እቲ ቤት ምኽሪ ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ኣፈጉባኤ ገይሩ ሰይሙወን።