Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2026

ኢትዮጵያን ስዑድ ዓረብን ርክበን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ዋሊድ ኣልኬሬጅ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ነዊሕ ዘበናት ዘቑፀረ ጥንኩር ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት…

ንዝኾነ ይኹን ግቡእ ድሉው ዝኾነ ጅግና፣ ብቑዕን ጥንኹርን ሰራዊት ተሃኒፁ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ካብ ብሄርን ፖለቲካን ነፃ ዝኾነ ሰራዊት ተሃኒፁ ኢሎም ላዕለዋይ ሓይሊታት ጦር ኤታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡፡ መበል 65 ዓመት ምስረታ በዓል እዚ ፍሉይ ወፍሪታት ሓይልታት ምክልኻል ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይልታት ጦር ቀዳማይ…

ኤሊት ፎርስ እንሃንፅ ኩናትን ግብረሽበራን ከይፍጠር፣ እንተ ኣጋጢሙ ኣብ ሓፂር ግዜ ንምውዳእ እዩ -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኤሊት ፎርስ እንሃንፅ ኣብቲ ዞባ ኩናትን ግብረሽበራን ከይፍጠር፣ እንተድኣ ኣጋጢሙ ድማ ኣብ ሓፂር እዋን ንምውዳእ እዩ ኢሎም ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት ጦር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። መበል 65 ዓመት ምስረታ…

ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ተቐቢሩ ዝፀንሐ ዓወት ዓድዋ ዳግማይ ብኹርዓት ክጥጥዕ ኣኽኢሉ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንልዕሊ ሓደ ዘመን ተቐቢሩ ዝፀንሐ ዓወት ዓድዋ ዳግም ክጥጥዕ ኣኽኢሉና እዩ ኢለን ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። ከንቲባ ኣዳነች ሎሚ ንጉሆ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ምስ ስራዊት ምክልኻል፣ ሚኒስትሪ ባህልን…

ፍሉይ ወፍታት እዚ ብምድሪ፣ ኣየርን ባሕርን ዝህቦም ግቡእ ብዘተኣማምን ንምፍፃም ድልው እዩ- ሌ/ጄ ሹማ ኣብደታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፍሉይ ወፍሪታት እዚ ብምድሪ፣ ኣየርን ባሕርን ዝህቦም ግቡእ ብዝተኣማምን ኩነታት ናይ ምፍፃም ብቕዓት ሃኒፁ እዩ ኢሎም ኣዛዛ ፍሉይ ወፍሪታት እዚ ሌ/ጄ ሹማ ኣብደታ፡፡ መበል 65 ዓመት ምስረታ በዓል ፍሉይ ወፍታት እዚ ሰራዊት ምኽልኻል…

መበል 65 ዓመት ምስረታ በዓል ፍሉይ ወፍታት እዚ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 65 ዓመት ምስረታ በዓል ፍሉይ ወፍታት እዚ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት ጦር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ብድሙቕ ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣከባብራ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት…

ቼልሲን በርንሌይን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መብ 27 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲን በርንሌይን 1 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ናይ ቼልሲ ሸቶ ጇኦ ፔድሮ ቅድሚ ዕረፍቲ እንተመዝግባ፤ ፍሌሚንግ ድማ ንበርንሌይ ማዕረ ዝገበረት ሸቶ ኣብ መወዳእታ ደቓይቕ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ኣብ ካሊእ…

ብሄራዊ ባንኪ ዘካየዶ ፍሉይ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ውፅኢት ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ፍሉይ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ውፅኢት ዕላዊ ገይሩ። ኣብቲ ጨረታ 30 ባንኪታት ዝተሳተፋ እንትኾና፥ ካብ ዝቐረበ 500 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ 445 ነጥቢ 29 ሚሊየን ዶላር ዝኸውን ዓዲገን፡፡ ኣብቲ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ 5ይ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ “ኢትዮጵያ ተፍሪ፣ ኣዲስ ኣበባ ትማዕብል” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ን5ይ ግዘ ዝካየድ ከተማ ሓቆፍ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ሎሚ መዓልቲ ኣጀሚረን። እተን ከንቲባ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ፥ ኣብ ዝሓለፉ…

ኢትዮጵያ ጥንኩር ዕቤት ኢኮኖሚ ተመዝግብ ኣላ – ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ጥንኩርን ፅሬት ዘለዎን ዕቤት ኢኮኖሚ ተመዝግብ ኣላ ኢለን ኣባል ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)፡፡ ንተኸታተልቲ ሰለስተ መዓልቲታት ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ ጉዳያት እናተኻየደ ዝቐነየ ስሩዕ…