ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 56 ነጥቢ 8 ቢልዮን ፈልሲ ብምትካል ኣብ ዓለም ሓዱሽ ታሪኽ ፅሒፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብፍልፍል ሓሳብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ 2011 ዓ.ም ዝጀመረቶ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 56 ነጥቢ 8 ቢልዮን ፈልሲ ብምትካል ኣብ ዓለም ሓዱሽ ታሪኽ ክትፅሕፍ ክኢላ።
እቲ መርሃ ግብሪ ምጉሕጓሕ መሬት፣ ጨፍጫፍ…