ኢንዱስትሪ ኮንስትራክሽን ንምንቅስቓስ ኢኮኖሚያዊ ሓንቲ ሃገር ወሳኒ ኢዩ – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንዱስትሪ ኮንስትራክሽን ንኢኮኖሚያዊ ምንቅስቓስ ሓንቲ ሃገር ወሳኒ ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ፡፡
ቅነ መሰረተ ልምዓትን ኮንስትራክሽንን ኢትዮጵያ "ኢትዮጵያ ክትሃንፅ ኢያ፤ ፈጠራ፣ ቅልጣፈን ፅሬትን ንብራኽ…