ኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ኣብ ፕሮጀክት ዘላቒ ልምዓት ሓድጊታት ላሊበላ ዑደት ክገብሩ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ፕሮጀክት ዘላቒ ልምዓት ሓድጊታት ላሊበላ ዑደት ክገብሩ ኢዮም።
ብሚኒስትር ዴኤታ ቱሪዝም ስለሺ ግርማ ዝተመርሐ ጉጅለ ኣብ ከተማ ላሊበላ ዝኣተወ እንትኸውን፤ ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ…