Fana: At a Speed of Life!

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኮንጎን ኣንጎላን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኮንጎ ኮንስታንት ሰርጌ ቡንዳን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣንጎላ ኣንቶኒዮ ቴቴን ተዛቲዮም። ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ኮንጎ ኮንስታንት…

ሓምለዋይ ኣሰር ንመፍረያይነት ሕርሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ብምኽንያት ምምንማን ሃፍቲ ተፈጥሮ ለውጢ ኣየርን እናተኣገደቶም ዝርከቡ ኣሉታዊ ፅዕንቶታት ካብ እዋን ናብ እዋን እናወሰኸ መፂኡ ኢዩ። እዚ ማሕለኻ ንምፅዋር ሚዛን ተፈጥሮ ምሕላውን ንክሌማዊ ለውጢ ዘይብዳህ ስርዓት ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ምህናፅ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2018 9 ነጥቢ 1 ቢልዮን ዶላር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ ሓምለ 22፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2018 9 ነጥቢ 1 ቢልዮን ዶላር ኣታዊ ረኺቡ፡፡ ዋና ስራሕ ፈፃሚ ግሩፍ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው፤ ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2018 ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም። ኣቶ መስፍን ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ኣፈ ጉባኤ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ሪፐብሊክኣዘርባጃን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ምስ ኣፈ ጉባኤ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ሪፐብሊክ ኣዘርባጃን ሳሂባ ጋፋሮቫ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ስትራቴጂካዊ ምሕዝነትን ሓበራዊ ዕቤትን ኣብ…

ኣብ ህዝባዊ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብዚ ዓመት ልዕሊ 8.5 ቢሊየን ፈልሲታት ክትከሉ እዮም

ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ሓምለዋይ ኣሰርን ዝሕደስ ሓይሊን ብስፍሓት እናሰርሐት እንትትከውን፤ በዚ ድማ ክሌማዊ ለውጢ ንምክልኻል ኣብ ዝግበር ዓለም ለኸ ምንቅስቓስ መሪሕ እናኾነት ትርከብ፡፡ ንኢትዮጵያ ሓዊሱ መብዛሕተአን ሃገራት ንብኽለት ኣየር ምንም ዓይነት ብፅሒት ኣየሃልዋ እምበር፣ ጉድኣቱ ግን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 800 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ኣድላዪ ምድላው ንኽግበር ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 800 ሚሊየን ፈልሲታት ብምትካል ሓዱሽ ታሪኽ ንምስራሕ መላእ ኢትዮጵያውያን ኣድላዪ ምድላው ንኽገብሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…

ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ምምላስ ሓበራዊ ዕቤት ሃገራት እቲ ዞባ ዘረጋግፅ ኢዩ።

ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ምምላስ ሓበራዊ ዕቤት ሃገራት እቲ ዞባ ዘረጋግፅ ኢዩ። ሕቶ ምውናን በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ንሓባራዊ ተረባሕነት፣ ኢኮኖሚያዊ ምትእስሳርን ምትሕብባር ፀፅታን ብምርግጋፅ ንዞባዊ ሰላምን ምዕባልን ወሳኒ ምላሽ ዝጠልብ ፍትሓዊ ኣጀንዳ እዩ። ኢትዮጵያ ነዊሕ ታሪኽን ብዙሕ…

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስተራት ጉዳያት ወፃኢ ዚምባብዌን ቤኒንን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ መበል 49 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚት ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ጎኒ ንጎኒ ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ዚምባብዌ ፕሮፌሰር ኣሞን ሙርዊራ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዝተኻየደ…

ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ 31 ሚልዮን ዩሮ ልቓሕ ክህብ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ብጎንፂ ንዝተጎድኡ ከባቢታት ንዝርከቡ ደቀቕቲ፣ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኢንተርፕራይዛት 31 ሚልዮን ዩሮ ልቓሕ ክህብ እዩ። እቲ ልቓሕ ኣብ ክልላት ዓፋር፣ ኣምሓራን ትግራይን ንዝርከቡ ኣብ ማኑፋክቸሪንግ፣ ኣገልግሎት፣ ንግዲ፣…

ስልታዊ ናይ ጉጅለ ዘተ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ – መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ስልታዊ ናይ ጉጅለ ዘተ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ ኢሎም። እቶም ዋና ኮሚሽነር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፤ ተሳተፍቲ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሓሳቦም እናውፅኡ…