Fana: At a Speed of Life!

ቃለ ማሕላ ፈፂሞም እውን ነዚ ምስኪን ህዝቢ ዝታልሉ ኣለዉ” – ጠቅላይ ሚኒስትር ዶ/ር ዐቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሓደራ መንግስቲን ህዝቢን ኢሎም ቃለ ማሕላ ፈፂሞም እውን ነዚ ምስኪን ህዝቢ ዝታልሉ ሰባት ኣለዉ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፣ ኣብ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 30 ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…

ህዝቢ ትግራይ ብጉጅለ ሒደት ገበነኛታት ተዓጊቱ ይርከብ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህዝቢ ትግራይ ናይ ጥፍኣት መርበብ ብዝዘርግሑ ፅምኢ ስልጣን ብዘለዎም ሒደት ገበነኛታት ተዓጊቱ ይርከብ ኢሎም ሚኒስትር ኣማኻሪ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ቀዳማይ ሚኒስትር ጌታቸው ረዳ፡፡ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ምንቅስቓስ ሰላምን ልምዓትን ክልል ትግራይ…

ብዙሕ ሞያታት ዝርከበሉ ውትድርና…  

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ውትድርና ብዙሕ ሞያ ዝርከበሉ ኢዩ ኢሎም ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳያት ቀዳማይ ሚኒስትር ሙኣዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት። ዲያቆን ዳንኤል ክብረት ማእኸል ስፖርትን ስነ-ጥበብን ሰራዊት ምክልኻል ብምብጻሕ፤ ሓፈሻዊ ንጥፈታትን ስራሕቲ ልምዓትን ተዓዚቦም።…

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሪሲያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሪሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ተዛቲዮም፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሪሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ትማሊ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታዎም ይዝከር፡፡ እቶም…

ምዕባለ ኢትዮጵያ ክሳብ ዝረጋገፅ ብኻባር ጠጠው ክንብል ኣለና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምዕባለ ኢትዮጵያ ክሳብ ዝረጋገፅ ብኻባር ጠጠው ክንብል ኣለና ኢሎም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5ይ ዓመት ዘመን መበል 30 ስሩዕ ኣኼባ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንዘቕረብዎ ሕቶታት ምላሽን…

በጀት ዓመት 2019 ዓ.ም 2 ነጥቢ 34 ትሪሊየን ብር ኮይኑ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ቢ ሲ)በጀት ዓመት 2019 ዓ.ም መንግስቲ ፌደራል 2 ነጥቢ 34 ትሪሊየን ብር ኮይኑ ፀዲቑ፡፡ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 30 ስሩዕ ኣኼባኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ሎሚ መዓልቲ ኣካይዱ፡፡ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ፕላን፣…

ሃይማኖታት ናይ ሰላም እምበር ናይ ጎንፂ ምኽንያት ኮይኖም ኣይፈልጡን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ሃይማኖታት ናይ ሰላም እምበር ናይ ጎንፂ ምኽንያት ኮይኖም ኣይፈልጡን ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 30 ስሩዕ ኣኼባ ብምርካብ ንሕቶን ምላሽን ኣባላት እቲ ባይቶ መብርሂ…

ባንዳታትን ፅንፈኛታትን እንስዕሮም ብዝተፀናኸረ ዘተ ጥራሕ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ባንዳታትን ፅንፈኛታትን እንስዕሮም ብዝተፀናኸረ ዘተ ጥራሕ ኢዩ ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንሕቶታት ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዝሃቡዎ ምላሽን መብርሂን፥ ዜጋታት ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሰሓሓተ ያታ…

ዕላዊ ዲጂታል ገፃት ጉባኤ ኮፕ32–ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ እተሰናድኦ ዓለምለኻዊ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ (ኮፕ32) ዕላዊ መርበብ ሓበሬታታት ማሕበራዊ ሚድያ ገጻት ዕላዊ ገይሩ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ማሕበራዊ ሚድያኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፤ ዝተኸፈቱ ዕላዊ መርበብ…

ፍትሓዊን ጥንኩርን ስርዓት ጥዕና ንምህናፅ ምስ ትካላት ትምህርቲ ጥዕና ብምውዳድ ይስራሕ ኣሎ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ንዕዉት ህንፀት ፍትሓዊን ጥንኩርን ስርዓት ጥዕና ምስ ትካላት ትምህርቲ ጥዕና ብምውዳድ ይስራሕ ኣሎ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፡፡ 2ይ ጉባኤ ትምህርቲ ሕክምና ኣፍሪካ “ሓይሊ ሰብ ሞያ ጥዕና ኣፍሪካ ንሓደሽቲ ዕድላትን…