ስፓርት ፒኤስጂ ምስ ኣስቶንቪላ – ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀወታ ፍፃመ ኣውሮፓ ሱፐር ካፕ ሎሚ ምሸት ኣብ ሞንጎ ፒኤስጂን ኣስቶንቪላን ክካየድ እዩ፡፡ ተዓዋቲት ፅዋዕ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ፈረንሳዊት ጋንታ ፒኤስጂን ተዓዋቲት ፅዋዕ ዩሮፓ ሊግ እንግሊዛዊት ጋንታ ኣስቶንቪላን እቲ ፅዋዕ ንምልዓል ዝገብረኦ…
ቢዝነስ ብንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም 36 ነጥቢ 08 ቢሊየን ብር ግብሪ ከፊሉ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ 2018 በጀት ዓመት 36 ነጥቢ 08 ቢሊየን ብር ግብሪ ከፊሉ፡፡ ንሃገር ዝኽፈል ግብሪ ንወለዶ ዝመሓላለፍ ሃፍቲ እዩ ዝበለ እቲ ባንኪ፤ ግብሪ ብተኣማንነት ምኽፋል ማለት ንልምዓት ሃገር ምድጋፍ ምዃኑ ገሊፁ። ባንኪ ንግዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ግዕዝይናን ዘይሕጋዊ ተግባራትን ዝወስዶ ዘሎ ስጉምቲ ዝበረታታዕ እዩ – ነበርቲ ከተማ ጅማ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ኣብ ግዕዝይናን ዘይሕጋዊ ተግባራትን እናወሰዶ ዝርከብ ስጉምቲ ዝበረታታዕ እዩ ኢሎም ነበርቲ ከተማ ጅማ። ንፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ርኢቶኦም ዝሃቡ ነበርቲ ከተማ ጅማ፤ ብሰንኪ ገለ ውሑዳት ዘይሕጋውያን ውልቀሰባት ስራሕቲ ልምዓት ክጉድኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሉኣላዊነት ሃገርን ሃገራዊ ረብሓታትን ዝሕሉ ዘመናዊ ሰራዊት ንምውዳብ ቴክኖሎጂ ወሳኒ እዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይልታት ጦር ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ሉኣላዊነት ሃገርን ሃገራዊ ረብሓታትን ዝሕሉ ዘመናዊ ሰራዊት ንምውዳብ ቴክኖሎጂ ሰብ ሰራሕ ብልሒ ወሳኒ እዩ ኢሎም። ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተረባሕነት በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ንሓባራዊ ምዕባለ እቲ ዞባ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በሪ ባሕሪ ንሓንቲ ሃገር ኩለመዳይ ኢኮኖሚያዊ፣ ስትራቴጂካዊን ማሕበራዊን ዕቤት መሰረት ክብ ዝኾኑ ጉዳያት ሓደ እዩ። ልዕሊ 80 ሚእታዊ ዓለምለኻዊ ንግዲ ብትራንስፖርት ባሕሪ ዝካየድ ብምዃኑ፤ ቀጥታዊ ተረባሕነት በሪ ባሕሪ ምዃን ወፃኢታት ትራንስፖት፣…
ቢዝነስ ብኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ን270 ሽሕን 548 ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2018 ብኣፍረየቲ ኢንተርፕራይዛት ን270 ሽሕ 548 ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጥረ ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ህዝባዊ ርክብን ኮሙኒኬሽንን እቲ ትካል ኣይተ ሮቤል ኣሕመድ፤ ዓቕሚ ኣፍረይቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህፃናት ካብ ሕቑፊ ኣዴታቶም ናይ ምሕዳግ ክፉእ ልምዲ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህዝቢ ትግራይ ንተደጋጋሚ ስቓይ እናቃለዐ ዝርከብ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ዝተኸፈተ በሪ ሰላም ብምዕፃው ሎሚ እውን ናይ ውግእ ነጋሪት እናወቕዐ ይርከብ። እቲ ዘይሕጋዊ ጅለ ብዘይ ኲናት ክነብር ዘይክእል፣ ረብሓታቱ ካብ ምሕላው ሓሊፉ ብዛዕባ ሰላም ህዝቢን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ዘተ ፀገማት ኢትዮጵያ ንምፍታሕ ሰፊሕ ዕድል ዝኸፍት እዩ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ንሃገራት ኣፍሪቃ እውን ኣብነት ክኸውን ዝኽእል እዩ ኢሎም ተዛተይቲ። ተዛተይቲ ከምዝገለፁዎ፤ ኣብቲ መድረኽ ዘተ እናተለዓሉ ዝርከቡ ሓሳባት፤ ሃገራዊ ሰላም፣ ዴሞክራሲን ሕብረትን ንምጥንኻር ጥንኩር መሰረት ዘንብሩ እዮም። ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርአያ ቆራፅነት ዓሚቕ ፍቕሪ ሃገር Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2026 0 ኢትዮጵያ ካብ ኣኽራናታ ዝዓበየ ታሪኽ፣ ካብ ሩባታታ ዝዓሞቐ ባህሊን ብሓድነት ደቃ ዝተሃነፀት ዓባይ ሃገር እያ። እታ ሃገር ኣብ መድረኽ ታሪኽ ብኽብሪ ክትቀውም ካብ ዝገበሩዋ ሓደ ዘይብዳህ ሓርበኝነት እዩ። ካብዚ ንላዕሊ ድማ፣ ህዝባ ምስ ሃገሮም ዘለዎም ዓሚቝ መንፈሳዊን ኣካላዊን ምትእስሳር ፍሉይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባይናን ቀይሕ ባሕሪን ንኩለመዳይ ልምዓትን ዞባዊ ምትእስሳርን ኢትዮጵያ ዘረጋግፁ መሰረታት እዮም – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣባይን ቀይሕ ባሕሪን ኩለመዳይ ልምዓትን ዞባዊ ምትእስሳርን ኢትዮጵያ ዘረጋግፁ መሰረታት እዮም ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር፤ ኣባይን ቀይሕ ባሕሪን መፃኢ ዕድል ኢትዮጵያ ንነዊሕ እዋን እናወሰኑ ከም ዝፀንሑ…