ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኲናት ጠጠው ንምባል መበገሲ ሓሳብ እንተቕርቡ፤ ኢራን ድርድር ዝበሃል ነገር የለን ኢላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ጠጠው ንምባል 15 ነጥቢ ዘለዎ መበገሲ ሓሳብ ዕላዊ ይግበሩ እምበር፤ ኢራን ዝኾነ ዓይነት ከይዲ ድርድር ከምዘየለ ኣፍሊጣ።
ምምሕዳር ትራምፕ እቲ ኲናት እናስዐቦ ብዝርከብ ኢኮኖሚያዊ ፀገም ምኽንያት ኣሜሪካ ምስ…