Fana: At a Speed of Life!

ቁፅሪ ተጠቀምቲ ኣገልግሎት ዝውውር ሞባይል ገንዘብ 58 ሚሊየን በፂሑ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ተጠቀምቲ ኣገልግሎት ዝውውር ሞባይል ገንዘብ 58 ሚሊየን በፂሑ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምርካብ ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዝተልዓሉ ሕቶታትን ርኢቶታትን…

ብሔራዊ ባንኪ ዘካየዶ ውፅኢት ጨረታ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሔራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ዘካየዶ ዘካየዶ ውፅኢት ጨረታ ዕላዊ ገይሩ፡፡ ንጨረታ 70 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካን ከምዝቐረበን ኣብቲ ከይዲ 19 ባንኪታት ከምዝተሳተፉን ብምሕባር÷ 8 ባንኪታት ኣብቲ ጨረታ ከምዝተዓወቱ ገሊፆም። ኣብቲ ጨረታ…

ቀይሕ ባሕሪን ኢትዮጵያን ተፈላሊዮም ክነብሩ ኣይኽእሉን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ቀይሕ ባሕሪን ኢትዮጵያን ተፈላሊዮም ክነብሩ ኣይኽእሉን ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዝበሉ፤ ኣብ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 10ይ ስሩዕ ኣኼባ ብምርካብ ንኣባላት እቲ ባይቶ መብርሂ ኣብ…

ንኢትዮጵያ ንምጉዳእ ንባንዳታት ብገንዘብ ዝሕግዙ ሓይሊታት ይሃልዉ እምበር ኣይኽእሉዋን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንኢትዮጵያ ንምጉዳእ ንባንዳታት ብገንዘብ ዝሕግዙ ሓይሊታት ስለዘይኽእሉዋ ንሳቶም እንትኸስሩ ንሕና ጉዕዞና ክንቅፅል ኢና ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 10ይ ስሩዕ…

ንባንኪታት ወፃኢ ዕድል ምሃብ ዓውዲ ፋይናንስ ሓዱሽ ቴክኖሎጂን ልምዲን ክረክብ ዝገብር ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪታት ወፃኢ ኣብ ኢትዮጵያ ክሳተፉ ምግባሩ ዓውዲ ፋይናንስ ሓዱሽ ቴክኖሎጂን ልምዲን ሒዙ ዝመፅእ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 10ይ ስሩዕ ኣኼባ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 10 ነጥቢ 7 ሚሊየን ሰባት ኣጓዓዒዙ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 10 ነጥቢ 7 ሚሊየን ሰባት ኣጓዓዒዙ ኢሎም ቀዳናይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምርካብ ኣብ ዝሃቡዎ ምላሽን መብርሂን፥ ኣብ ዓውዲ…

ኢትዮጵያ ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዋላ ሓንቲ ብር ልቓሕን ርዳእታን ኣይወሰደትን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዓብዪ ግድብ ሃድሰ ኢትዮጵያ ሓንቲ ቅርሺ ልቓሕን ርዳእታን እንተይወሰድና ዘዕወትናዮ ፕሮጀክት ኢዩ ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከለት ህዝቢ ብምርካብ ኣብ ዝሃቡዎ ምላሽን…

መበል 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 10ይ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)6ይ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ መበል 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 10ይ ስሩዕ ኣኼባ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ኣባላት እቲ ባይቶ ሕቶኦም እናቕረቡ ይርከቡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ትካላት ሃገር ኣብ ግምት ዘእተወ ብራኸን ምውዳድን ክሰርሓ ይግባእ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ትካላት ሃገር ኣብ ግምት ዘእተወ ብራኸን ምውዳድን ክሰርሓ ኣለወን ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዘበሉ ንቀዳማይ ሚኒስትር ተፀዋዕቲ ዝኾና 14 ትካላት ኣፈፃፅማ…

ትካል መድሕን ኢትዮጵያ 13 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካል መድሕን ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም 13 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣቤል ታደሰ ከምዝበሉዎ÷ ኣብቲ መንፈቕ ዓመት ዝተረኸበ ኣታዊ ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ኣብ ሙሉእ…