Fana: At a Speed of Life!

ብምክብባርን ሓበራዊ ተረባሕነትን ዝተመስረተ ዝምድናታት ዘላቒ ምሕዝነት የጠናኽር – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብምክብባርን ሓበራዊ ተረባሕነትን ዝተመስረተ ዝምድናታት ዘላቒ ምሕዝነት የጠናኽር እዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብቲ አዋን ኣፍሪካ ብምትሕብባር ሓበራዊ ረብሓ ዝተመስረተ ርክብ ክጣየሽን ብዘይምቁራፅ…

ኲናት ማእከላይ ምብራቕ ኣብ ዘመናዊ ድኹዒ ህንዲ ዘሕደሮ ፅዕንቶ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ብምኽንያት ኲናት ኣብ ኣፍራይነት ዘመናዊ ድኹዒ ህንዲ 24 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ምንካዩ ተሓቢሩ፡፡ ኢራን ወሽመጥ ሆርሙዝ ምዕፃዋ ስዒቡ ህንዲ ዘመናዊ ድኹዒ ንምፍራይ እትጥቀመሉ ተፈጥሮኣዊ ጋዝ…

ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገር ክወፅኡን ክኣትውን ዝተትሓዙ ልዕሊ 10 ሽሕ ሰባት ሕጋዊ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገር ክወፅኡን ክኣትዉን ዝተታሕዙ ልዕሊ 10 ሽሕ ሰባት ሕጋዊ ስጉምቲ ተወሲዱ ኢሉ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ፓስፖርት፣ ቪዛ፣ ብሄራዊ መንነት ኢትዮጵያ፣…

ብለውጢ ዝተካየዱ ስራሕቲ ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ዓለም ለኸ ፅዕንቶ ፈጢሮም- ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ 8 ዓመታት ዝተካየዱ ስራሕቲ ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ስራሕቲ ዓለምለኻዊ ፅዕንቶ ይፈጥሩ ኣለው ኢሎም ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር መተሓባበሪ ሚኒስትር ማእኸል ህንፀት ዲሞክራሲ ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)። ኮሚሽን ሕብረት ስራሕ…

ጠቅላይ ሚኒስትር ዐቢይ (ዶ/ር) ከአውሮፓ ኅብረት የዓለም አቀፍ ትብብር ኮሚሽነር ጋር ተወያዩ

አዲስ አበባ፣ ሚያዚያ 13፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ጠቅላይ ሚኒስትር ዐቢይ አሕመድ (ዶ/ር) ከአውሮፓ ኅብረት የዓለም አቀፍ ትብብር ኮሚሽነር ጆሴፍ ሲከላ ጋር ተወያይተዋል፡፡ ጠቅላይ ሚኒስትሩ በማህበራዊ ትስስር ገጻቸው ባሰፈሩት ጽሑፍ÷ ዛሬ ጠዋት ኮሚሽነር ጆሴፍ ሲከላን አግኝቼ…

ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ንምጥንኻር ተሰማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ዘለወን ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባረን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተሰማሚዐን። ብሚኒስተር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ጎና ጎኒ ኣኼባ 2026 ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ዝካየድ ዘሎ እዋን ፀደይ…

ዓመታዊ ሓፈሻዊ ጉባኤ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 29 ዓመታዊ ሓፈሻዊ ጉባኤ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ጉባኤ ሚኒስትር ዲኤታ ባህልን ስፖርትን መኪዩ መሓመድ ሓዱሽ ፈፃሚ ስራሕ ፌዴሬሽን ኣብ…

ሰሜን ኮርያ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ን4ይ ግዜ ባሊስቲክ ሚሳይል ኣወንጪፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰሜን ኮርያ ሎሚ መዓልቲ ሓያሎ ናይ ሓፂር ርሕቀት ባሊስቲክ ሚሳይላት ናብ ምስራቕ ባሕሪ ኣወንጪፋ። ሎሚ ፕዮንግያንግ ዘካየደቶ ናይ ሚሳኤል ፈተነ ድሕሪ 2026 ንሻብዓይ ግዜ እንትኾን፤ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ድማ ንራብዓይ ግዜ እዩ። ኣብታ…

ማንቼስተር ሲቲ ምስ ኣርሰናል -ኣብዚ ሰሙን ትፅቢት ዝግበር ግጥም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 33 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ንመሪሕ ሊግ ኣርሰናል ኣብ ስታድዩም ኢትሃድ ምሸት ሰዓት 12፡30 ክተተአንግድ እያ። ኣብቲ ደረጃ ሊግ 1ይን 2ይን ደረጃ ዝተቐመጣ ጋንታታት ዝካየድ ፀወታ ናይዚ ሰሙን…

ሰብ ስራሕ ብልሒ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ኣብ ረብሓ ንምውዓል …

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰብ ስራሕ ብልሒ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ኣብ ረብሓ ንምውዓል ንምኽኣል ይስራሕ ኣሎ፡፡ ሚኒስቴር ጥዕና ምስ ላስት ማይል ሄልዝ ብምትሕብባር ንሰብ ሞያ ኤክስቴንሽን ጥዕና ዝድግፍ ‘ኤችኢፒኣሲስት’ ዝተብሃለ ሰብ ስራሕ ብልሒ ዝሰርሕ ሓዱሽ ቴክኖሎጂ…