Browsing Category
ቢዝነስ
ግደ ዓለም ለኸ መዓርፎ ነፈርቲ ኣቡሴራ ቢሾፍቱ ኢትዮጵያ ናብ ማእከል ኣቪዬሽን ኣብ ምስግጋር…
• ኣቡሰራ ካብ ኣዲስ ኣበባ 40 ኪሎ ሜትር ርሒቓ ኣብ ልዕሊ ፀፍሒ ባሕሪ 1 ሺሕ 910 ሜትር ቁመት እትርከብ ብምዃና ካብ ኣዲስ ኣበባ ቦሌ (2 ሺሕ 334 ሜትሮ) ብዝተመሓየሸ ኣውሮፕላናት ንክልዓላን ንኽዓልባን ምቹው ኩነታት ኣየር ዝፈጥር እዩ።
• ኣቡሰራ ካብ ኣዲስ ኣበባ ቦሌ ብቑመት…
ኣብቲ በጀት ዓመት 163 ትካላት ኦዲት ተገይሮም
አዲስ አበባ፣ 11 ሰነ ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዋና ኦዲተር ፌዴራል ኣብ በጀት ዓመት 2018 ኦዲት ገይረ ኢሉ፡፡
መበል 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 26 ስሩዕ ጉባኤኡ ፀብፃብ ትካሉ ሰሚዑ፡፡
በዚ መሰረት እቲ ቤት ፅሕፈት ዓመታዊ ሒሳብ ብዓል…
“ኢቲቱ” ዝተብሃለ ፀባ ከርግእ ዝኽእል ፕሮ ባዮቲክ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ኢትዮጵያ ብባዮ ቴክኖሎጂ “እቲቱ” ዝተባህለ መርግኢ ፀባ ፕሮ ባዮቲክ እርሾ ዕላዊ ገይሩ።
እቲ ኢንስቲትዩት ነቲ ሓድሽ ውፅኢት መፅናዕቲ ዝገለፀሉ ሎሚ ዝካየይ ዘሎ መዓልቲ ዓለም ፀባ ምክንያት ብምግባር ኣብ…
ኣብ ዞባ ሸበሌ ህንፀት ኣናእሽቲ መዕርፎ ነፍርቲ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዞባ ሸቤሌ ወረዳ ቤረኣኖ ስራሕቲ ህንፀት ፕሮጀክት ኣናእሽቲ መዕርፎ ነፍርቲ ተጀሚሩ፡፡
ኣብቲ መጀመሪ መርሃ ሓላፊ ቢሮ ሕርሻ እቲ ክልል ኣይተ ኣብዱላሂ መሓመድን ሓላፊ ቢሮ ማይ ኣሕመድ ሚራድን (ኢ/ር)ን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት…
ናብ ቻይና ዝለኣኹ ፍርያታት ፍቓድ ንግዲ ወፃኢ ብኩለን ባንኪታት ንኽወሃብ ተወሲኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ናብ ቻይና ዝለኣኹ ፍርያታት ፍቓድ ንግዲ ወፃኢ ብኩለን ባንኪታት ንኽወሃብ ውሳነ ኣመሓላሊፉ፡፡
ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ሓፈሻዊ ስምምዕነት ምትሕብባር ኢኮኖሚን ፋይናንስ መሰረት ብምግባር ናብ ቻይና ዝለኣኹ ፍርያታት…
ወለዶ ዘሳግር ማእከል ዕብየት ኢኮኖሚ – ኣፍራዩ ኢንዱስትሪ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ዓውዲ ኣፍራዩ ኢንዳስትሪ ኢኮኖሚ መሓውር ሃገርና ኣብ ምቕያር፣ መነባብሮ ዜጋታት ኣብ ምምሕያሽን ዘላቒ ልምዓት ኣብ ምርግጋፅን መተካእታ ዘይብሉ ግደ ይፃወት ኣሎ።
መደመር መንግስቲ ኣብዚ ዓውዲ ዓብዪ ዓቕሚ…
ካብ ወፃኢ ንግዲ 8 ነጥቢ 7 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ 8 ነጥቢ 7 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ ኢሎም።
ፍርያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ኣብ ፍርያታት ሕርሻ ኤክስፖርት ቢዝነስን ከምኡ እወን ኣብ ምጥዓም ቡንን…
ኮሚሽን ጉምሩኽ ብ10 ኣዋርሕ ልዕሊ 600 ቢሊየን ብር ኣታዊ ኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣብ ዝሓለፉ ብ10 ኣዋርሕ እቲ በጀት ዓመት ልዕሊ 600 ቢሊየን 233 ሚሊየን ብር ኣታዊ ኣኪቡ፡፡
ኮሚሽነር ደበሌ ቃበታ (ዶ/ር) ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ከምዝበሉዎ፥ እቲ ኮሚሽን 102 ሚኢታዊ ናይቲ ትልሚ አዕዊቱ።
እቲ ኮሚሽን…
ንምርግጋእ ማክሮኢኮኖሚ ወሳኒ ግደ ዘለዎ ምሕደራ ዕዳ …
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍኤምሲ)ምሕደራ ዕዳ ካብ ቴክኒካዊ ተግባር ሓሊፉ ንምርግጋእ ማክሮኢኮኖሚ፣ ንስትራቴጂ ልምዓትን ፖሊሲ ተኣማናይነትን ወሳኒ ግደ ኣለዎ አሊን ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው።
ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ 2ይ ፎረም ፋይናንስ ሉኣላዊ ኣፍሪካ…
103 ሓደሽቲ ከተማታት ገጠርን መንደራትን ተረባሕቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኮይነን
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ በጀት ዓመት 2018 ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ 103 ሓደሽቲ ከተማታት ገጠርን መንደራትን ተረባሕቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተረባሕቲ ኮይነን ኢሉ ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ።
ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ…