ኢትዮጵያ ሃገራዊ ጥዕና ልምዓታ ኣህጉራዊ ተረባሕነት ከረጋግፅ ኣብ ዝኽእል ቁመና እናተግበረት ትርከብ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሃገራዊ ጥዕና ልምዓታ ኣህጉራዊ ተረባሕነት ከረጋግፅ ኣብ ዝኽእል ቁመና እናተግበረት ትርከብ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ።
5ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኣቅረብቲ መድሓኒት "ዓለም ለኸ ስልታዊ ምሕዝነት ንዘተኣማምን ምትእስሳር ቀረብ…
ኣብ ውሽጢ ሃገር መድሓኒት ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ምድንፋዕ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ኣብ ውሽጢ ሃገር እታወታት ሕክምናን ኣፋውስን ንምፍራይ መመሓየሺታት ፖሊሲ ካብ ምግባር ጀሚሩ ነቲ ዓውዲ ልዑል ትኹረት ሂቡ እናሰርሐ ይርከብ፡፡
በዚ ድማ ዝተፈላለዩ መድሓኒታትን ናውቲ መገልገሊ…
ሰብ ስራሕ ብልሒ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ኣብ ረብሓ ንምውዓል …
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰብ ስራሕ ብልሒ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ኣብ ረብሓ ንምውዓል ንምኽኣል ይስራሕ ኣሎ፡፡
ሚኒስቴር ጥዕና ምስ ላስት ማይል ሄልዝ ብምትሕብባር ንሰብ ሞያ ኤክስቴንሽን ጥዕና ዝድግፍ ‘ኤችኢፒኣሲስት’ ዝተብሃለ ሰብ ስራሕ ብልሒ ዝሰርሕ ሓዱሽ ቴክኖሎጂ…
42 ሚኢታዊ ዝኸውን ናውቲ ሕክምና ብውሽጣዊ ምህርቲ ምሽፋን ተኻኢሉ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብዝሒ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝፈርዩ ናውቲታት ሕክምና ካብ 8 ናብ 42 ሚኢታዊ ምዕባይ ተኻኢሉ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ።
እተን ሚኒስትር 2ይ ኤግዚቢሽን ምፍራይ ፍርያት ሕክምናን 10ይ ኢትዮ ኸልዝ…
ክታበት ምክልካል ሕማም ፖልዮ ይውሃብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ክታበት ምክልካል ሕማም ፖልዮ ሎሚ ተጀሚሩ ኢሉ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ።
እቲ ዝተዋደደ ወፍሪ ክታበት ፖልዮ ክሳብ 21 መጋቢት 2018 ዝፀንሕ ኮይኑ፤ ዕድሚኦም ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት ህፃናት ንልዕሊ 17 ሚሊየን ንምኽታብ…
ቀረብ ሕክምና ኦክስጅን ንምምሕያሽ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብብርኪ ሃገር ዘለው ኣፍረይቲ ሕክምና ኦክስጅን ቁፅሪ 85 በፂሑ ኢሉ ሚኒስቴር ጥዕና፡፡
ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ፍሬህይወት ኣበበ ኣብ ኣወሃህባ ሕክምና ኦክስጅን ብዝምልከት ምስ ሓለፍቲ ቢሮ ጥዕና ክልላትን ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላትን…
ስርዓተ ምሕደራ ሓደጋታት ሕብረተሰብ ጥዕና ዘዘምን ኣሰራርሓ ዲጂታል ስርዓት ዕላዊ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢንስቲትዩት ሕብረተሰብ ጥዕና ኢትዮጵያ ስርዓተ ምሕደራ ሓደጋታት ሕብረተሰብ ጥዕና ዘዘምን ኣሰራርሓ ዲጂታል ስርዓት ዕላዊ ገይሩ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ዶ/ር መሳይ ሃይሉ ኣብቲ መድረኽ ከምዝበልዎ፥ እቲ ዲጂታላዊ ስርዓት ኣብ…
ረብሓታት ጥዕና ፆም….
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሰዓብቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያን ብሰዓብቲ እስልምናን ልዑል ትኹረት ዝውሃም እዋን ፆም ንርከብ፡፡
ፆም ብብዙሓት ህዝብታት ዝካየድን ብፍላይ ኣብ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓት ልዑል ቦታ ዝውሃቦ ተግባር ከምዝኾነ ኣቦታት ሃይማኖት ይምህሩ፡፡…
ኢትዮጵያ ንቫይረስ ማርበርግ ሙሉእ ብሙሉእ ተቖፃፂራቶ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ሕማም ቫይረስ ማርበርግ ሙሉእ ብሙሉእ ምቁፃር ተኻኢሉ ኢሉ ሚኒስቴር ጥዕና።
ኢትዮጵያ ቅልጡፍ ምላሽን ምሕደራን ህዝባዊ ጥዕናን ምቁፅፃር ሕማም ቫይረስ ማርበርግ ዝተመዝገበ ዓወታት ናይ ምብሳር መድረኽ ይካየድ ኣሎ።…
ጥዕናዊ ረብሓታት ፃዕዳ ሽጉርቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፃዕዳ ሽጉርቲ ልዑል መጠን ፖታስየም፣ ፎስፎረስ፣ ዚንጎ፣ ሳልፈርን ማእከላይ መጠን ማግነዝየም፣ ማንግኒዝን ሓፂንን ዝሓዘ ከምዝኾነ ሰብ ሞያ ጥዕና ይገልፁ።
ኣብ ፃዕዳ ሽጉርቲ ጠመተ ብምግባር ዝተኻየዱ ምርምራት ጥዕና ከምዝሕብርዎ፥ ሰዓል ከም ዝፍውስ፣…