Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሓበራዊ ጉባኤ ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ሴክተርን በጀት ዓመት 2014 ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ጉባኤ ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ሴክተርን በጀት ዓመት 2014 “ብፈተናታትና እንተይተበዳህና ዓወታትና እናስፋሕና ንዝለዓለ ዝላ ክንተግህ ኢና” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ከተማ ኣዳማ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ሓበራዊ ጉባኤ÷ ሚኒትር ደቂ ኣንስትዮን…
ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ክሳብ 30 ነሓሰ ስሩዕ ኣገልግሎት ዳይነት ምሃቦም ከምዝኽቕፅሉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ካብ 1 ክሳብ 30 ነሓ2014 ዓ.ም ኣብ ዘሎ እዋን ስሩዕ ኣገልግሎት ዳይነት ምሃቦም ከምዝኽቕፅሉ ተገሊፁ።
ብመሰረት ኣዋጅ ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ቁፅሪ 1234/13 አንቀፅ 38(2)፥ ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ካብ 1 ነሓሰ ክሳብ…
ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ልዕሊ 10 ቢሊየን ብር በጀት ዓመት 2005 ዓ.ም ኣፅቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር በጀት ዓመት 2005 ዓ.ም 10 ቢሊየን 132 ሚሊየን 869 ሺሕን 117 ብር ኣፅቑ።
ንተኸታታሊ መዓልቲታት ኣብ ዝቐፀለ 6ይ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል 1ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ኣኼባ፥ ኣብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ኣፈፀምቲ…
ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ገበነኛታት ብሓባር ምክልኻልን ሓበሬታ ድሕንነት ምልውዋጥን ኣብ ዘኽእለን ኩነታት ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣማኻሪ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት ተዛቲዩ።
እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊ ጉዳያት ዝገበርዎ ዘተ ውፅኢታዊ ከምዝነበረ ኣምባሳደር ሬድዋን…
ቤት ምክሪ ክልል ሃረሪ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምክሪ ክልል ሃረሪ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ።
ኣብቲ ጉባኤ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 2014 ዓ.ም ብርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልለ ኣይተ ኦርዲን በድሪ ብመቕራብ ክዝተየሉ ኢዩ።
ከምኡውን ፀብፃብ 2014 ዓ.ም ቤት ዕዮ ኦዲተርን ላዕለዋይ ቤት…
ኢትዮጵያ ምስ ኣንጎላ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ጠመተ ሂባ ክትሰርሕ ኢያ-ኣይተ ደመቀ መኮነን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ምስ ዘካይደዱ ዘለዉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣንጎላ ቴቴ አንቶኒዮ ተዛቲዮም።
እቲ ዘተ ኣብ ቀጠቀነቀዊን ክልቲኣዊን ትኹረት ዝገበረ ከምዝነበረ ተገሊፁ።…
ቤት ምኽሪ ክልል ሶማሌ በጀት ልዕሊ 31 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሶማሌ ንበጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ዝኸውን 31 ቢሊየንን 687 ሚሊየንን 160 ሺሕን 384 ብር ብሙእ ድምፂ ኣፅዲቑ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ስሩዕ ጉባኤኡ ይቕፅል ኣሎ።
ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ውዕልኡ ኣብ ዝተረፉ…
1 ሺሕን 33 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 33 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 7 ህፃናትን እንትኾኑ፥ 1 ሺሕን 24 ደቂ ተብዕትዮን 2…
ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዝመሸገሉ ከባቢታት ብመፅናዕቲ ብምፍላይ ስጉምቲ ምድምሳስ ይካየድ ኣሎ-ሓላፊ ወፍሪ ክፍለ ሰራዊት
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዝመሸገሉ ከባቢታት ብመፅናዕቲ ብምፍላይ ስጉምቲ ምድምሳስ ይካየድ ኣሎ ሓላፊ ኣብቲ ከባቢ ዝተዋፈረ ክፍለ ሰራዊት ገሊፆም።
ኣብ ዞባ ቀሌም ወለጋ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዘየዳግም ስጉምቲ ዝወሰድ ዘሎ ክፍለ ሰራዊት፥ ዕጡቓት እቲ…
ኣብ ወርሒ ነሓሰ ዝተጠናኸረ ዝናብ ስለዝህሉ ውሕጅን ምግህማስ መሬትን ክህሉ ይኽእል ኢዩ – ብሄራዊ ኢንስቲትዩት ሚቲዎሮሎጂ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ነሓሰ ዝህሉ ዝተጠናኸረ ተኸታታሊ ዝኾነ ከቢድ ዝናብ ስዒቡ ኣብ ዝተወሰኑ ከባታት ውሕጅን ምምላእ ወሓዝቲን ከምኡ እውን ምግህማስ መሬትን ክህሉ ከምዝኽእል ብሄ
ራዊ ኢንስቲትዩት ሚቲዎሮሎጂ ኣገንዚቡ።
ብምዃኑ ድማበቢከባቢኡ ሕብረተሰብን…