Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ግብረ ራዕዲ ኣብ ምክልኻል ዝለዓለ ስራሕ ዝፈፀሙ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ሶማሌ ዕቤት መዓርግ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ኣብ ምክልኻል ዝለዓለ ስራሕ ዝፈፀሙ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ሶማሌ ዕቤት መዓርግን ኣፍልጦን ተዋሂቡ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ፥ ኣማኸርቲ ፀፅታ ርእሰ መምሕዳር እቲ ክልል፣ ኣባላትን ኣመርርሓን ፍሉይ ሓይሊ፣ ኣመራርሓታት ዞባ…
1 ሺሕን 85 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 85 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት ክልተ ህፃናትን እንትኾኑ፥ 1 ሺሕን 83 ድማ ደቂ…
ኣብ ተረፍ ስራሕቲ ፌስቲቫል ባህሊን ጥበባትን ምብራቕ ኣፍሪካ ብምድሃብ ምስ ኣምባሳደራት ኣርባዕቲአን ሃገራት ልዝብ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝካየድ ፌስቲቫል ባህሊን ጥበባትን ምብራቕ ኣፍሪካ ብምድሃብ ኣብቲ ፌስቲቫል ምስዝሳተፋ ኣምባሳደራት ኣርባዕቲአን ሃገራት ኣብ ተረፍ ስራሕቲ ምስ ሚኒስቴር ባሀሊን ስፖርትን ልዝብ ተኻይዱ።
ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን፣ ሚኒስቴር…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተፈላለዩ ሹመታት ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተፈላለዩ ሹመታት ሂቦም።
ብመሰረት እዚ፡-
ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር
ኣይ ሄኖክ ወርቁ ምክልትል ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ነዳዳዲን ኢነርጂን…
ኩባኒያታት ወፃኢን ሰብ ሃፍቲን ኣብ ዘፈር ሕርሻን ቱሪዝምን ንኽዋፈሩ ፅቡቓት ዕድላት ብስፍሓት ምፍላጥ ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኖርዲክ ትሬዲንግን ኣጋር ትካላቱን “ህያባት ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝካየድ ዓለም ለኸ መርሃ ግብሪ ምድላው ዘርጊሑ ዕላዊ ገይሩ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸባ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብረቱካን ኣያኖ ከምዝገለፀኦ፥ እቲ ምድላው…
ኢትዮጵያ ብምግቢ ርእሳ ንኽትክእል ወሰንቲ ስጉምቲታት ትወስድ ኣላ – ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብምግቢ ርእሳ ንኽትክእል ወሰንቲ ስጉምቲታት ትወስድ ኣላ ክብሉ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣኪንዉሚ ኣድሲና ገሊፆም።
እቶም ፕሬዚዳንት ምስ ሚኒስትራት ልምዓት ሃገራት ጉጅለ ሸውዓተ ኣብ ዝበሩዎ ዘተ ከምዝሓበሩዎ፥ ምስ ኲናት ሩሲያን…
ኢትዮጵያን እስራኤልን ኣብ ዘፈር ንግዲን ኢንቨስትመንትን ብሓር ንምስራሕ ስምምዕነት ተፈራሪመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቢተ ምኽሪ ዘፈር ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮጵያን እስራኤልን ብሓር ንምስራሕ ዘኽእሎም ስምምዕነት ተፈራሪሞም።
እቲ ስምምዕነት ኣብ ዓውዲታት ሕርሻ፣ ኢንዱስትሪን ዘፈር ውልቀን ሓቢርካ ንምስራሕ ዘኽእል እንትኸውን፥ ዘፈር ንግድን ኢንቨስትመንትን…
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራትረቂቕ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም መንግስቲ ፌዴራል 786 ነጥቢ 61 ቢሊየን ብር ንኽኸውን ወሲኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራትረቂቕ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም መንግስቲ ፌዴራል 786 ነጥቢ 61 ቢሊየን ብር ንኽኸውን ውሳነ ኣሕሊፉ።
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 9ይ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ በጀት 2015 መንግስቲ ፌዴራል ተዛቲዩ፡፡…
ኣብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግህምራ ቁፅሪ ተመዛበልቲ ካብ እዋን ናብ እዋን እናወሰኸ ምዃኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግህምራ ቁፅሪ ተመዛበልቲ ካብ እዋን ናብ እዋን እናወሰኸ ምዃኑ እቲ ምምሕዳር ኣፍሊጡ።
ዋና ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ዶክተር ስቡህ ገበያው፥ በቢእዋኑ ቁፅሪ ተመዛበልቲ እናወሰኸ ከምዝኾኑ ብምግላፅ፥ ብምዃኑ ድማ ኣብ ሰለስተ…
ፖሊስ ፌዴራል ንላዕለዎት መኮንናት ዕቤት መዓርግ ይህብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ዋና መምርሒ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ንላዕለዎት መኮንናት ዕቤት መዓርግ ይህብ ኣሎ።
እቲ ዕቤት መዓርግ ዝተውሃቦም ላዕለዎት መኮንናት ዝሐሸ ብቕዓት ኣመራርሓን ኣፈፃፅማ ስረሖም ብሰራዊት ዝተመስከረሎምን ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።
ላዕለዋይ…