Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሓድነትን ምትሕብባርን ኣጠናኺርካ ክቕፅል ምግባር ከምዘድሊ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓድነትን ምትሕብባርን ኣጠናኺርካ ክቕፅል ምግባር ከምዘድሊ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም። በዓል ፊቼ ጨምባላላ ብዝግባእ ሓሊኻ ንዝመፅእ ወለዶ ምምሕልላፍ ከምዝግባእ እውን እቶም ርእሰ ምምሕዳር ተዛሪቦም፡፡ ባህሊ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ህንፀት ዝርከብ ፋብሪካ ሲሚንቶ ለሚ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ህንፀት ዝርከብ ፋብሪካ ሲሚንቶ ለሚ ዑደት ገይሮም። ኣብቲ እዋን ዑደት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ሚኒስትር መዓድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ፣ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማርያም ደሳለኝን ካልኦት ላዕለዎት…

መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ በዓል ፊቼ ጨምባላላ ብድሙቕ ኣብ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ በዓል ፊቼ ጨምባላላ ብድሙቕ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ። ፊቼ ጨምባላላ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት እናተኸበረ ይርከብ። ትማሊ ኣካል እቲ በዓል ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ስነ-ስርዓታት ተሳሊጦም። ሎሚ…

ብሽፋን ሃይማኖት ጎንፂ ብምልዕዓል ድሌት ፀረ-ኢትዮጵያ ዝኾኑ ሓይሊታት ንምዕዋት ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐሱ ኣካላት ስጉምቲ እናተወሰደ ምዃኑ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ማዕኸል ጎደር ከተማ ጎንደር ምስ ቦታ ቀብሪ ተተሓሒዙ  ኣብ ሞንጎ ተኸተልቲ እምነት ክርስትናን እስልምናን ዝተቐስቀሰ ጎንፂ መበገሲ ብምግባር ኣብ ካልኦት ከባቢታት ኢትዮጵያ ብሽፋን ሃይማኖት ጎንፂ ብምልዕዓል ድሌት ፀረ-ኢትዮጵያ…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ዋና ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ካትሪን ራስልን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ዋና ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ካትሪን ራስልን ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓትን ሰብኣዊ ደገፍን ኣጠናኺርካ ምቕፃል ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት…

ክልል ኣምሓራ ማእኸል ትርምስ ንምግባር ተግባር ግብረ ራዕዲ ኣብ ልዕሊ ዝፈጥሩ ኣካላት ዘየዳግም ስጉምቲ ክንወሰድ ኢና-ዶክተር ይልቃል ከፋለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኣምሓራ ማእኸል ትርምስ ንምግባር ተግባር ግብረ ራዕዲ ኣብ ልዕሊ ዝፈጥሩ ኣካላት ዘየዳግም ስጉምቲ ክንወሰድ ኢና ከብሉ ረእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ይልቃል ከፋለ ኣፍሊጦም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ከተማ ጎንደር ዘጋጠመ ምንጋዕ ሰላም…

ናይ ሃገርና ምጥፋእ ዝደልዩ ኩሎም ወኪል ጥፍኣት ትልሞም ብምግባር ንክጥቀሙልና ክንፈቅድ ኣይብልናን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ከም ህዝቢ ኣፈላላይና ኣሚንና ብምቕባል ብዕድመ ብዙሕ ትውልዲ ብሓድነት ተኣሳሲርና ነቢርና ኢና ከብሉ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚንስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ንሓድነትና ምክእኣል ወሳኒ…

ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ጣሊያንን ስምምዕነት ሓገዝ 1 ነጥቢ 5 ሚሊዮን ዩሮ ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ጣሊያንን ስምምዕነት ሓገዝ 1 ነጥቢ 5 ሚሊዮን ዩሮ (82 ነጥቢ 53 ሚሊዮን ብር) ተኸቲሙ። እቲ ሰነድ ስምምዕነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ጣሊያን ኢዩ ተፈሪሙ። እቲ ሓገዝ ኢንዳስትሪታት ኣፍረይቲ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ኬኒያ ኣምሪሐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ኬኒያ ኣምሪሐን። እተን ፕሬዚዳንት ናብ ኬኒያ ዝኸዳ ኣብ ስርዓተ ቀብሪ ነበር ፕሬዚዳንት እታ ሃገር መዋይ ኪባኪ ንምርካብ ኢዩ። ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጀሞ ኬንያ ዓለም እንትበፅሓ ፀሓፊት ካቢኔ ስፖርት፣…

ብዓል ፊቼ ጨምበላላ ምኽባር ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሲዳማ ብሄር ብዓል ፊቼ ጨምበላላ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ምኽባር ተጀሚሩ። መድላው እቲ ብዓል ብምርቓት ኣቦታት ዝተጀመረ እነትኸውን፥ ብሆሬ፣ ፋሮ፣ ቄጣላ ብፈረስ ጉግስን ካልኦት ባህላዊ ፍፃመታትን እቲ በዓል ይክበር ከምዘሎ ሓላፊት ቢሮ ፕሬስ…