Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ቀረብን ዝርገሐን ሲሚንቶ ኣብ ዘተኣጓጉሉ ዘይሕጋውያን ስጉምቲ እናተወሰደ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ቀረብን ዝርገሐን ሲሚንቶ ዘተኣጓጉሉ ዘይሕጋውያን ኣካላት ንምቁፅፃር ዘኽእል ስጉምቲ እናተወሰደ ከምዝኾነ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ኣፍሊጦም። ኣብታ ሃገር በቢእዋኑ ዋጋ ሲሚንቶ ንኽውስኽ ብፍላይ ፀገም…

ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኣብ ዘፈር ሓበሬታን ድሕንነትን ዘለወን ምትሕብባር ንኽጠናኸር ክሰርሕ ኢየ – ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ትሬንት ኬሊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኣብ ዘፈር ሓበሬታን ድሕንነትን ዘለወን ምትሕብባር ንኽጠናኸር ግደኦም ከምዝዋፅኡ ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ትሬንት ኬሊ ገሊፆም። ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ትሬንት ኬሊን ጉጅለ ልኡኾምን ከምኡ እውን ኣፈፃሚት ጉዳይ ኣሜሪካ ኣብ…

1 ሺሕን 38 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 38 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 156 ህፃናትን እንትኾኑ፥ 880 ደቂ ተብዕትዮን…

መስተኻኸሊ ድጎማ ነዳዲ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ፅዕንቶ ብዘይፈጥር መልክዑ ከምዝካየድ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግሥት ዝገብሮ መስተኻኸሊ ድጎማ ነዳዲ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ፅዕንቶ ብዘይፈጥር መልክዑ ከምዝካየድ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። መንግሥት ኣብ ዋጋ ነዳዲ ዝገብሮ መስተኻኸሊ ድጎማ፥ ኢትዮጵያ ን132 ቢሊየን ብር ክዙን ዕዳ ክትቃላዕ…

ኣብ ጉዳያት ብሄርን ሃይማኖትን ጎንፂ ዝቕስቅሱ ሓበሬታታት ዘጋውሑ 111 ዘይሕጋውያን መራኸብቲ ሓፋሽ መርበብ ሓበሬታ ከምዘለዉ ፖሊስ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝኾነ ይኹ ሕጋዊ ፍቓድ ዘይብሎምን ሰላምን ድሕንትን ህዝቢ  ዘናግዑ ኣብ ጉዳያት ብሄርን ሃይማኖትን ጎንፂ ዝቕስቅሱ ሓበሬታታት ዘጋውሑ 111 ዘይሕጋውያን መራኸብቲ ሓፋሽ መርበብ ሓበሬታ ከምዘለዉ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዘይሕጋዊ መራኸብቲ…

ህፁፃት ፀገማት ህዝቢ ንምፍታሕ ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ብቖራፅነት ክንሰርሕ ኢና – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህፁፃት ፀገማት ህዝቢ ንምፍታሕ ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ብቖራፅነት ክንሰርሕ ኢና ሰሪሕ እውን ክነረክብ ኢና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ወይዘሮ ኣዳነች ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ እናተሃነፁ ዝርከብ ሰብ…

ኣፍራዪ መሳርሒታት ሕክምና ዝኾነ ኩባኒያ ሲመንስ 10 ማሽናት ኣልትራ ሳውንድ ንሚኒስቴር ጥዕና ሓገዝ ገይሩ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍራዪ መሳርሒታት ሕክምና ዝኾነ ጀርመናዊ ኩባኒያ ሲመንስ 10 ማሽናት ኣልትራ ሳውንድ ንሚኒስቴር ጥዕና ሓገዝ ገይሩ። ኣብ ኮሌጅ ሕክምና ሚሊኒየም ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ርኽክብ፥ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፋን…

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ምስ ክልተ ማሕበራት ውዕሊ ስምምዕነት ክራይ መተዓዳደጊ ቦታ መፍረዪ ፋብሪካ ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ምስ ክልተ ማሕበራት ውዕሊ ስምምዕነት ክራይ መተዓዳደጊ ቦታ መፍረዪ ፋብሪካ ተፈራሪሙ። እቲ ኮርፖሬሽን ”ምስ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ግሪንቢዝ ኢንቨስትመንትን”ን “ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓውደ ርእይ ኣይ ኤም ኤክስ ፍራንክፈርት 2022 ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውደ ርእይ ኣይ ኤም ኤክስ ፍራንክፈርት 2022 ትሳተፍ ኣላ። ብሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኮንቬንሽን ቢሮ ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ንምፍላጥን ምትእስሳር ንምፍጣርን ጀርመን ፍራንክፈርት ኣቲዩ።…

ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ከንባታትን ዘፈር ውልቀን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ከንባታትን ዘፈር ውልቀን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። “ማሕለኻታት ዝፃወሩ ትካላት፤ ብኢንተርፕራይዛት ዝተቓነየ ተግባር ንምንቕቓሕን ምዕባለን ከተማታት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ እቲ ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ እናተኻየደ…