Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ናብ ቻይና ኣብ ዝለኣኹ ፍርያታት ወፃኢ ተተሓሒዞም ዘጋጥሙ ፀገማት ንምፍታሕ ዘተኮረ ልዝብ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ናብ ቻይና ኣብ ዝለኣኹ ፍርያታት ወፃኢ ተተሓሒዞም ዘጋጥሙ ፀገማት ንምፍታሕ ዘተኮረ መዳርግቲ ኣካላት ብምስታፍ ልዝብ መርበብ ሓበሬታ ተኻይዱ።
ኣብቲ ዘተ ሓደሽቲ ድንጋገታት ሕጊን ኣብ ለኣኽቲ ትካላት እናተፈጠረ ዝርከብ ፅዕንቶ ብስፍሓት ዝተልዓለ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘይሕጋዊ መገዲ ናይ ወፃኢ ሃገራት ገንዘብ እናሽረፉ ዝነበሩ 7 ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቦሌ መሸጢ ሞባይልን መደብር ሸቐጣ ሸቐጥን ብዘይሕጋዊ መገዲ ናይ ወፃኢ ሃገራት ገንዘብ እናሽረፉ ዝነበሩ 7 ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ።
ፖሊስ 8 መጋቢት 2014 ዓ.ም ኣብ ክፍለ…
ናብ ስዑድ ዓረብ ተቛሪፁ ዝነበረ በረራ ከምዝተጀመረ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ስዑድ ዓረብ ተቛሪፁ ዝነበረ በረራ ካብ 6 መጋቢት ጀሚሩ ከምዝቐፀለ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ መገዲ ኣየር ተቛሪፁ ዝነበረ በረራ ምጅማሩ ሓጎስ ከምዝተሰምዖ ገሊፁ፡፡
ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ
እዋናዊ ሓበሬታ…
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣብ ሆስፒታል ዱብቲ መፍረዪ ማሽን ኦክስጅን ስራሕ ኣጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር መንግስቲ ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣብ ሆስፒታል ዱብቲ መፍረዪ ማሽን ኦክስጅን ስራሕ ኣጀሚሮም።
እቲ መፍረዪ ማሽን ኦክስጅን፥ ኣይተ ኣወል ኣርባን ሓዊሱ መስራቲን ዳይሬክተርን ሴንተር ፎር ኢንተርናሽናል ሪ ፕሮዳክቲቭ ሄልዝ…
ኢትዮ ቴሌኮም ብኽፋል ናብ ውልቀ ናይ ምዝውዋር ትልሚ ንካሊእ እዋን ተመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)መንግስቲ ኢትዮ ቴሌኮም ብኽፋል ናብ ውልቀ ናይ ምዝውዋር ትልሙ ንካሊእ እዋን ከምዘመሓላለፎ ኣፍሊጡ።
ሚኒስቴር ገንዘብ ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ኣብ ዓለምን ሃገር ውሽጢን ዝረአ ቅልጡፍ ለውጢ ማክሮ ኢኮኖሚ ብምዕዛብ እቲ ትካል ብሕፋል ናብ ውልቀ ናይ…
ናይ ልዕሊ 20 ሺሕ ተምሃሮ ስምዕታ ምላሽ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ልዕሊ 20 ሺሕ ተምሃሮ ስምዕታ ምላሽ ከምዝተውሃበ ኤጀንሲ ፈተናታት ኣፍሊጡ።
ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ፈተናታት ኣይተ ተፈራ ፈይሳ፥ ምስ እርማት ፈተናን ቅርታን ተተሓሒዡ መግለፂ ሂቦም፡፡
እቶም ምክልት ዋና ዳይሬክተር ኣብ…
ኣብ ኣፈታትሓ ጎንፂ፣ መንነትን ምሕደራ ወሰንን ስምዕታ ምቕባል፣ ኣተሓሕዛን ምላሽ ኣወሃህባን ረቂቕ መምርሒ ዝምልከት ልዝብ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ኮሚቴ መተሓባበሪን ማኔጅመንትን ኣብ ረቂቕ መምርሒ ኣፈታትሓ ጎንፂ፣ መንነትን ምሕደራ ወሰንን ስምዕታ ምቕባል፣ ኣተሓሕዛን ምላሽ ኣወሃህባን ተዛቲዮም።
ኣፈጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ኣብቲ መድረኽ ኣብ ዘስምዑዎ መደረ፥…
ፓርቲ ብልፅግና ተተካእቲ ኣመራርሓታት ናብ ሓላፍነት ብምምፃእ ሰጓይ ምዃኑ ብተግባር ኣርኢዩ ኢዩ – ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ፓርቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና በዴሞክራሲያዊን ናፃ መረፃን ተተካእቲ ኣመራርሓታት ናብ ሓላፍነት ብምምፃእ ሰጓይ ምዃኑ ብተግባር ከምዘርአየ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ፓርቲ ገሊፆም።
ፓርቲ ብልፅግና ኣብዚ ሰሙን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘካየዶ ቀዳማይ ጉባኤኡ…
መንግስቲ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ዝበለፀ ንምስሓብ ፍሉይ ትኹረት ሂቡ እናሰርሐ ይርከብ – ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ዝበለፀ ንምስሓብ ፍሉይ ትኹረት ሂቡ እናሰርሐ ከምዝርከብ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገሊፆም።
ኣባሳደር ሬድዋን ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት እናተሳተፉ…
ኣይተ ደመቀ መኮንንን ተሰናባቲ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያን ብዛዕባ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ኣድሂቦም ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ መኮንንን ተሰናባቲ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ሳሚ ጃሚል ኣብዱላህን ብዛዕባ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ኣድሂቦም ዘቲዮም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን…