Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ክልል ኣምሓራ ኣብ ወፍሪ ህልውና ንዝተሳተፉ ኣካላት ውዳበ ፀፅታ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ “ኣብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ወፍሪ ህልውናን ዝተኸፈለ መስዋእትነት ንሉኣላዊነትን ሓድነትን ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ወፍሪ ህልውና ንዝተሳተፉ ኣካላት ውዳበ ፀፅታ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ይሳለጥ ኣሎ።…

ኣብ ክልል ሶማሌ ኣብ ዝተኻየደ ወፍሪ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ኣብ ከባቢ ዶብ ዝቐበሮ ብዙሕ ኣፅዋራት ኲናት ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ኣብ ዝተኻየደ ወፍሪ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ኣብ ከባቢ ዶብ ዝቐበሮ ብዙሕ ኣፅዋራት ኲናት ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ። ኣብቲ ክልል ዞባ ኣፍዴር ኣብ ዶብ ሶማሊያ ዝተዋፈሩ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ሶማሌን ኣካላት ሓበሬታን፥ ኣብ ወረዳ ባረይ…

ንወለዶ ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ንምውራስ ሕድሕድ ኢትዮጵያዊ ናይ ባዕሉ ምትሕብባር ንኽገብር ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነመዝግቦም ዓወታት ብዝፈጥሩልና ወነ ተተባቢዕና ብምስጋር ንወለዶ ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ንምውራስ ሕድሕድ ኢትዮጵያዊ ናይ ባዕሉ ምትሕብባር ንኽገብር ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ማክሮ ኢኮኖሚ ፃውዒት ቀሪቡ። እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውፀኦ…

ኣቦታት ሃይማኖት ምስ ነበርቲ ከተማ ጎንደር ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦታት ሃይማኖት ምስ ነበርቲ ከተማ ጎንደር ይዛተዩ ኣለዉ። እቲ መድረኽ ዘተ ብፀሎት ተጀሚሩ። ላዕለዋይ ፀሓፊ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ  ሊቀ ትጉሃን ታጋይ ታደለ ኣብ ዘስምዕዊ መኽፈቲ መደረ፥ ንዘበናት ተኸባቢሮም፣ ተፋቒሮምን ተዛሚዶምን…

ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ብ6 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ከምዝዓቢ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ኣፈፃፅማ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣመልኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ብ6 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ከምዝዓቢ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ኣፈፃፅማ ማክሮ ኢኮኖሚ ከምዘመላኽት ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ገሊፀን። ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ሓዊሱ ዓለም ለኻዊ ፅዕንቶታትን ናይ ውሽጢ ሃገር ጉዳያትን…

ትካላት ሃይማኖት ኣብ ልቢ ሰዓብቶም ፍቕሪን ሰላምን ንኸዓስል ግደኦም ክፃወቱ ይግባእ – መልኣከ ሃይል  ገብረክርስቶስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ሃይማኖት ኣብ ልቢ ሰዓብቶም ፍቕሪን ሰላምን ንኸዓስል ግደኦም ክፃወቱ ከምዝግባእ ኣገልጋሊ ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ዴንቨር መልኣከ ሃይል ገብረክርስቶስ ገሊፆም። ምስ ቴሌቪዥን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መደብ ቋንቋ ትግርኛ ፃንሒት ዝገበሩ…

መዛዘሚ መርሃ ግብሪ  በዓል ዒድ ሸዋል ኣብ ከተማ ሃረር ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መዛዘሚ መርሃ ግብሪ  በዓል ዒድ ሸዋል ኣብ ከተማ ሃረር ይካየድ ኣሎ። ዳያስፖራታት ሃረር ዘለዋ ሃፍቲ ቱሪዝም ንዓለም ልምፍላጥ ክሰርሑ ከመዝግባእ ኣብቲ መርሃ ገብሪ ተገሊፁ። በዓል ዒድ ሸዋል ካብ 30 ሚያዚያ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብታ ከተማ…

ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ መንግስቲ ተርኪ ኣብ ክሊ ምትሕብባር ሕጊን ተመሳሰልቲ ዛዕባታትን ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዴኤታ ሚነስቴር ፍትሒ ኣይተ ዓለምኣንተ ኣግደዉ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ መንግስቲ ተርኪ ኣብ ክሊ ምትሕብባር ሕጊን ተመሳሰልቲ ዛዕባታትን ተዛቲዩ። እቲ ጉጅለ ምክትል ሚኒስትር ሚነስቴር ፍትሒ እታ ሃገር ያኩፕ ሞጉልን ካልኦት…

ኢትየጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ብዓውዲ ሳይንስ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትየጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ብዓውዲ ሳይንስ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሎም ዝርዝር ተግባራት ተስማዕሚዖም። እቲ ስምምዕነት ክልቲአን ሃገራት ብባዮ ቴክኖሎጂ፣ ህዋ ሳይንስን ዲጂታል ኢኮኖሚን ንምስራሕ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ።…

ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ምስ ተወከልቲ ባንኪ ዓለም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ምስ ተወከልቲ ባንኪ ዓለም ተዛቲዮም። እቶም ኣፈ ጉባኤ ተወካሊ ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ደቡብ ሱዳን፣ ሱዳንን ቀጠና ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ብዝኾኑ ዶከተር ኡስማን ዲዎን ዝተመርሐ…