Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ መዝገብ ክሲ ነበር መኮንናት ሰራዊት ምክልኻል 1ይ ተኸሳሲ ህይወቱ ምሕላፉ ስዒቡ ኣብ ካልኦት ተኸሰስቲ ምስክራት ዓቀብቲ ሕጊ ንምስማዕ ተለዋጢ ቆፀሮ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መዝገብ ክሲ ነበር መኮንናት ሰራዊት ምክልኻል 1ይ ተኸሳሲ ሜጀር ጀኔራል ገብረመድህን ፍቃዴ(ወዲ ነጮ) ህይወቱ ምሕላፉ ስዒቡ ኣብ ካልኦት ተኸሰስቲ ምስክራት ዓቀብቲ ሕጊ ንምስማዕ ተለዋጢ ቆፀሮ ተዋሂቡ።
ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ምድብ ልደታ…
ኢትዮጵያ ናብ ዝሓሸ ሰላምን ምርግጋዕን ንምምፃእ ተሳትፎ ኩሎም ዜጋታት ወሳኒ ኢዩ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናብ ዝሓሸ ሰላምን ምርግጋዕን ንምምፃእ ተሳትፎ ኩሎም ዜጋታት ወሳኒ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ኣብዚ ሰሙን ሃይማኖት ጉልባብ ብምግባር ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝተርኣዩ ህውከታትን ገበናትን ዝተሳተፉ ተጠርጠርቲ…
ዓመታዊ ኣኼባ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ሴኔጋል ዳካር ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 54 ዓመታዊ ኣኼባ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኤንኢሲኤ) ኣብ ሴኔጋል ዳካር ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ክካየድ ኢዩ።
እቲ ኣኼባ ካብ 3 ክሳብ 9 ጉንበት 2014 “ናይ ኣፍሪካ መሊስካ እግሪ ንምትካል ፋይናንስ ምግባር፤…
ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ብትሑት ኣታዊ ዝመሓደሩ ኣባላት ማሕበረሰብ መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ከባ እቲ ቤት ፅሕፈት ዝተውፃእፅኡ ብትሑት ኣታዊ ዝመሓደሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ኣካይዱ።
ኣብቲ እዋን ምክፋል መኣዲ ኣብ ቀፅሪ ቤት ፅሕፈት ብሓምለዋይ ገደና ኣቢሎም ዝበቖሉ…
ግድብ ህዳሰ ሓዊሱ ኣብ ትካላት ፋይናንስ ዝተፈተኑ መጥቃዕቲታት ሳይበር ከምዝፈሸሉ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መርበብ ሓበሬታ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግድብ ህዳሰ ሓዊሱ ኣብ ዓበይቲ ትካላት ፋይናንስ ዝተፈተኑ መጥቃዕቲታት ሳይበር ከምዝፈሸሉ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መርበብ ሓበሬታ ኣፍሊጡ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ምምሕዳር ዶክተር ሹመቴ ግዛው፥ ሰላምን ዕቤትን ኢትዮጵያ ብዘይደልዩ ሃገራት ዝሕገዝ ትካል…
ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ 4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ናይ ሓባር ኣባይቲ ንምህናፅ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ ብትልሚ ልምዓት ኣባይቲ 4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ናይ ሓባር ኣባይቲ ንምህናፅ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ገሊፁ።
ብተወሳኺ ብንኡስ ፕሮግራም ልምዓት ኣባይቲ ገፀር ኣስታት 2 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኣባይቲ…
ብሄራዊ ረብሓና ንምኽባር ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ኢትዮጵያዊያን ዝተፈለየ ርብርብ ክገብሩ ይግባእ-ኣይተ ደመቀ መኮነን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ረብሓና ንምኽባር፣ ተሰማዕነት ሃገርና ንምጥንኻርን ተበፃሕነትና ንምስፋሕን ኩሎም ኢትዮጵያዊያን ዝተፈለየ ርብርብ ክገብሩ ይግባእ ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፀኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም።
ኣይተ ደመቀ ዲፌንድ…
ኢትዮጵያ ናይ ምፍራስ እኩይ ትልሚ ምትሕብባር ታሪካዊ ፀላእትናን ናይ ውሽጢ ባንዳታትን ፍፁም ኣይዕወትን-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 443 ብዓል ዒድ ኣልፈጥር ሶላት ኣብ ኣብዝሓ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብሰላም ምዝዛሙ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኣብዝሓ ፈተውቲ ሰላም ሰዓብቲ እቲ እምነት እቲ በዓል…
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ብዓል ዒድ ኣልፈጥር ምስ ተመዛበልቲ ብምዃን ኣኽቢረምዎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ብዓል ዒድ ኣልፈጥር ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ምስ ዝተመዛበሉ ብምዃን ኣኽቢረምዎ።
እቲ በዓል ምኽኒያት ብምግባር ካብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ኪልበቲ ረሱ ብምምዝባል ኣብ ዝተፈላለዩ መዓስከራት ምስ ዝርከቡ…
ብዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 443 ብዓል ብዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት በድምቀት ተኸቢሩ።
ኣብቲ በዓል ምእመናን ንሶላት ዒድ ካብ መንበሪኦምብምውፃእ ብመሰረት ሃይማኖት ዝእዝዞ ብምትእኽኻብ ፍፁም ሰላም ብዝዓሰሎ ኩነታት ብታሕጓስ ምኽባሮም ተገሊፁ።…