Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሓድጊታት ኢትዮጵያ ንምሕላውን ዓቕሚ ሰብ ሞያ ሓድጊ ንምህናፅን ዝሕግዝ ልዝብ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፈረንሳሳይ፣ ስፔን፣ ፖርቹጋልን ሞናኮን ዝኾኑ ኣምባሳደር ሄኖክ ተፈራ ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ቤት ምኽሪ ሓወልቲታትን ታሪኻዊ ቦታታትን (ICOMOS) ቴሬሳ ፓትሪሲዮ ውፅኢታዊ ዘተ ከምዘካየዱ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር፥…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሓዳሪ ፍሉይ ቤት ትምህርቲ ያቤሎ ኢፋ ቦሩ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሓዳሪ ፍሉይ ቤት ትምህርቲ ያቤሎ ኢፋ ቦሩ ዑደት ገይሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቦረና ዘሎ ኩነታት ሓደጋ ድርቂ ንምዕዛብ ሎሚ መዓልቲ ናብቲ ከባቢ ምኻዶም ይፍለጥ። ብኣልኣዛር ታደለ…

ኣብ ከተማ ደሴ ዝተፈላለዩ ናይ ሕሶት ኖታት ብርን ዘይሕጋዊ ጠያይቲን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ደሴ ማእኸል ዕዳጋ ኣራዳ ዝተፈላለዩ ናይ ሕሶት ኖታት ብርን ዘይሕጋዊ ጠያይቲ ሽጉጥን ብሬንን ከምኡ እውን 8 ካዝናታት ከምዝተትሓዙ ዋና ጣቢያ ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ማሕበረሰብ ሓቆፍ ምክልኻል ገበን እቲ ጣቢያ ሓጋዚ ኢንስፔክተር…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ቦረና ኩነታት ሓደጋ ድርቂ ንምዕዛብ ናብ ቦረና ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ቦረና ኩነታት ሓደጋ ድርቂ ንምዕዛብ ናብ ቦረና ኣምሪሖም። ብተወሳኺ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ቦሮና ኣቲዮም። ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ኢትዮጵያ ካብ ዝተወሰና ሃገራት ኣንፀላሊዩዋ ዝነበረ ልዑል ፅዕንቶ ክትሓልፍ ዝኸኣለት ብኣፍሪካውያን ሓገዝ ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ማሕበረሰብ ዓለምን ዝተወሰና ሃገራትን ኣንፀላሊዩዋ ዝነበረ ልዑል ፅዕንቶ ክትሓልፍ ዝኸኣለት ብኣፍሪካውያን ሓገዝ ኢዩ ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ…

ኣዲስ ኣበባ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ብድሙቕ ኩነታት ንምቕባል ተዳሊያ ኣላ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ብድሙቕ ኩነታት ንምቕባል ተዳሊያ ኣላ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ ብምኽኒያት ኮቪድ 19 ንክልተ ዓመታት ተቛሪፁ ዝፀንሐ ጉባኤ መራሕቲ…

ኣብ ዞባ ምዕራብ ወለጋ 37 ኣባላት ሸኔ ብሰላም ኢዶም ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ወረዳ ጋንጂ 37 ኣባላት ሸኔ ብሰላም ኢዶም ንመንግስቲ ከምዝሃቡ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። እቶም ኣባላት መንግስቲን ኣባገዳታትን ዘቕረቡዎ ፃውዒት ሰላም ብምቕባል ኢዮም ኢዶም ሂቦም ዘለዉ፡፡ ኣብቲ…

ኣብ ዩኒቨርሲቲ ፓን ኣፍሪካ ፀገም ፈታሕቲ ዝኾኑ ውፅኢታት ፈጠራ ቴክኖሎጂ ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲ ፓን ኣፍሪካ ፀገም ፈታሕቲ ዝኾኑ ኣብ ዘፈራት ማይ፣ ምግቢን ኢነርጂን፣ ሰናይ ምምሕዳርን ሃፍቲ ሰብን ከምኡ እውን ኣብ ካልኦት ዓውዲታት ኣፍሪካዊ ዝኾኑ ውፅኢታት ፈጠራ ቴክኖሎጂን ምርምርን ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ። ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ…

ዶክተር ሊያ ታደሰን ኣምባሳደር ጣሊያንን ዘፈር ጥዕና ንምጥንኻር ዘኽእል ልዝብ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓሌሴን ዘፈር ጥዕና ንምጥንኻር ኣብ ዝግበረ ምትሕብባር ዘድሃበ ልዝብ ከምዝገበሩ ተገሊፁ። ኣብ ዘተኦም ድማ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዘፈር ጥዕና ዝገብረኦ ምትሕብባር…

ሚኒስቴር ንግዲን ቀጠናሚ ምትእስሳርን ንመከፋፈልቲ ነዳዲ ብምጥንቃቕ ዋጋ ነዳዲ ወርሒ ለካቲት ብዘለዎ ከምዝቕፅል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ቀጠናሚ ምትእስሳርን ሓደሓደ ኩባኒያታት መከፋፈልቲ ነዳዲ ሰብ ስራሕ ሕፅረት ሕፅረት እናፈጠሩዎ ካብ ዝርከቡ ዘይሕጋዊ ምንቅስቓስ ንኽዕቀቡ ኣተሓሳሲቡ። ስርዓት ንግዲ ንምዝባዕ ኣብ ዘይተገበአን ዘይሕጋዊን ተግባር ተዋፊሮም ዝርከቡ…