Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ተጠባባቒ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ንኽጠናኸር ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተጠባባቒ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብቲ ከባቢ ንዘሎ ሰላምን ድሕንነትን ዝምጥን እዋናዊ ዓቕሚ ክህልዎ ከምዝግባእ ተገሊፁ።
ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ፌዴሬኢን ኣቦ መንበር ኮሚቴ ኢታማዡር ሹማት ሓይሊታት ጦር ምብራቕ ኣፍሪካን ፊልድማርሻል ብርሃኑ ጁላ…
መበል 15 ሲምፖዚየም ባህሊ፣ ታሪኽን ቋንቋን ስልጤ ኣብ ከተማ ወራቤ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)መበል 15 ሲምፖዚየም ባህሊ፣ ታሪኽን ቋንቋን ስልጤ ኣብ ከተማ ወራቤ ይካየድ ኣሎ።
ካብቲ ሲምፖዚየም ብተወሳኺ ሕቶ መንነት ዝተመለሰሉ መበል 21 ዓመት እናተኸበረ ይርከብ፡፡
እቲ ሲምፖዚየም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ወይዘሮ ፋጤ…
ኣሳታፋይነት እቲ ብሄራዊ ምኽክር ዝዕወት ኩሉ ኢትዮጵያዊ ብቕንዕናን ብበዓልዋናነትን ነቲ ከይዲ ክድግፍ እንትኽል ምዃኑ ቀ/ሚ ኣቢይ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሳታፋይነት እቲ ብሄራዊ ምኽክር ክዕወት ዝኽእል ኩሉ ኢትዮጵያዊ ነቲ ከይዲ ብቕንዕናን ብበዓልዋናነትን ክድግፍ እንትኽል ምዃኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…
ኣብ ከተማ ቡራዩ ናብ ሸኔ ሎጅስቲክስ ብምቕራብ ኣብ ዝተጠርጠረት ውልቀ ሰብ መንበሪ ገዛ ከቢድ ኣፅዋርን ጠያይትን ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ቡራዩ ናብ ሸኔ ሎጅስቲክስ ብምቕራብ ኣብ ዝተጠርጠረት ውልቀ ሰብ መንበሪ ገዛ ከቢድ ኣፅዋርን ጠያይትን ተታሒዞም።
ብሔራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ዘካየዶ ክትትልን ሓበሬታን ንፖሊስ ኦሮሚያ በዘሃቦ መሰረት እታ…
ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ምስ ምክትል ኢታማዦር ሹም ደቡብ ሱዳን ሌተናል ጄኔራል ቶይ ቻኒይ ሬይት ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ምስ ምክትል ኢታማዦር ሹም ደቡብ ሱዳን ሌተናል ጄኔራል ቶይ ቻኒይ ሬይት ተዛቲዮም።
ብጄኔራል ኣበባው ታደሰ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ጁባ ዑደት ስራሕ የካይድ ከምዘሎ ካብ…
ፋብሪካ ባኒ ሸገር ናይ መፍራይ ዓቕሙ እናወሰኸ ከምዝመፅአ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ባኒ ሸገር ናይ መፍራይ ዓቕሙ እናወሰኸ ከምዝመፅአ ተገሊፁ።
ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ፥ ኣብቲ ፋብሪካ ዑደት ኣካይዶም።
ኣብ እዋን እቲ ዑደት፥ እቲ ፋብሪካ ባኒ ናይ መፍራይ ዓቕሙ እናወሰኸ…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ናይ ጦርነት ኣተሓሳስባ ክወፅእ ከምዘለዎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ናይ ጦርነት ኣተሓሳስባ ወፂኡ ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ዝረብሑ ጉዳያት ንክሰርሕ ሓላፊ ዓውዲ ውዳበ ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ኣይተ ገብረፃድቅ ገብረመድህን ገሊፆም።
እቶም ሓላፊ ምስ መሶብ ፋና ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ከምዝገለፁዎ፥…
ሓገዝ እኽሊ ዝፀዓና 21 ተሽከርከርቲ ብኣብዓላ ኣቢለን ሎሚ መዓልቲ ናብ ትግራይ ምጉዕዓዝ ጀሚረን-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሓገዝ እኽሊ ትካል ምግቢ ዓለም ዝፀዓና 21 ተሽከርከርቲ ብኣብዓላ ኣቢለን ሎሚ መዓልቲ ናብ ትግራይ ምጉዕዓዝ ጀሚረን ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ንዝርከቡ ዜጋታት ህይወቶም…
ዓብዪ ፆም ወርሒ ረመዳን ይቕረ ይቕረ እንበሃሃለሉ ኢዩ-ተቀዳሚ ሙፍቲ ሐጅ ዑመር ኢድሪስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ፆም ወርሒ ረመዳን ይቕረ ይቕረ እንበሃሃለሉ ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት መኽሪ ጉዳያት አስልምና ኢትዮጵያ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሐጅ ዑመር ኢድሪስ ገሊፆም።
ተቀዳሚ ሙፍቲ ሐጅ ዑመር ኢድሪስ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ፆም ሙስሊማት ባዕልቶም…
ንዘበነ ምህርቲ 2014/15 ዘድሊ እኹል ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ሓረስቶት ምብፃሕ ከምዝከኣል ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2014/15 ዘድሊ እኹል ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ሓረስቶት ምብፃሕ ከምዝከኣል ተገሊፁ።
ሓላፊ ኮሚኒኬሽን ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ ኣይተ ጋሻው አይችሉህም ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኣብዚ ሐዚ…